@mesele_birhanu:

Ariam Media Plus
Ariam Media Plus
Open In TikTok:
Region: ET
Thursday 03 September 2026 14:18:28 GMT
5680
466
44
44

Music

Download

Comments

kbwediabrha
kb wedi abrha :
እንካንዶ ቪድዮ ለይሰርሑሉስ ቪድዮ ሰሪሐሙሉለ ልአምኖም ስኢኖም እኒኤው አይትፍረድ
2026-09-04 07:59:46
5
usermebrhithadush3
ONE DAY :
ዋይ ሃለውለው ንሳቶም መልእክተኛታት እዮም ኣታ ሓወይ እንታይ እዮም ዘይገበሩ
2026-09-03 17:48:29
16
tevez.tesfay0
tevez tesfay :
Business center
2026-09-03 15:07:09
0
haftom397
Haftom :
እቲ ሓሳብካ ትክክል እዩ ናይ ሰብ መልእክቲ ስለ ዝኮነ ግን ግዴታ እዩ ምንም ክገብሩ ኣይክእሉን 👍👍
2026-09-04 04:11:09
4
user83000517122
meri wezamey chiffon :
ተላኢኩአዩ
2026-09-04 06:37:47
1
user8177625485376
14212727 :
እዚ ረአይሎይ እግዚአብሔርም አይፈትዬን።
2026-09-03 19:31:32
0
weyni879
🍫Weyni🍫 :
kalie seb eba tehagezen kemuu tsbuk🙏
2026-09-04 06:31:35
1
user67808196754246
የናቱ ወዳጅ :
ሓወይ ትክክል እንድዩ ግን ተላኢኮም እዮም ከርእዮዎም ኣለዎም 🙏🙏
2026-09-04 05:57:55
0
haftomgereziher06
kesashe,new,wasye :
tkkklka,hawey,gn,eko,ngd,new,abzaqaw
2026-09-04 03:12:21
0
tekeste1212
tekeste1212 :
ናይ ሰብ ኮይ ንዎም ኮይኮን እምበይ ሓቂካ ለካ 🙏🙏🙏
2026-09-04 03:42:56
0
gasayeteklay
gasayeteklay :
ትክክል ወድነይ
2026-09-03 20:46:57
0
user452854187845
Zufan :
ሓቂ
2026-09-03 20:43:42
0
kisu.boutique
kisu boutique :
ዋይ
2026-09-03 18:31:38
0
maaza.tadel
maaza tadel :
ሓወይ ትክክል እንድዩ ግን ተላኢኮም እዮም ከርእዮዎም ኣለዎም 🙏🙏
2026-09-04 06:23:32
1
user1234556ss
S🌸 :
ምክናቱ ከሰው ሰለተቀበለ ግዴታ ማሳየት አለበት መፃሐፍ ቁዱስ አትግደል ነው የሚል
2026-09-03 16:12:08
1
user6383696752037
Aman mk :
ታይ ኢካባ ኣብኩሉ ኣስተያዬት ተይሃብኩ ትብል
2026-09-04 05:34:47
3
user2006547236563
dagm haile 23👉🐐 :
እዛ ኮሜንትካስ ጌጋ እያ እቱ ሐገዝ ካብ ባዕሎም ስለ ዘይኮነሰ እቱ ቀረፃ ትክክል እዩ ወዲ እኖ
2026-09-03 18:45:46
4
kiru.kg
kiru kG :
ሓሳብ ትኽክል እንድዩ ግን ዝሓወይ ካበይ ኣምፂኦም ድዮም ዝህቡ ዘለው ኢልካ ሕሰብ ካብ ሰብ ስለዘምፅእዎ እቲ ዝሃበ ሰብ ከዓ ንኽኣምንን እቲ ሂቡ ዘይፈልጥ ከዓ ኣሚኑ ንኽህብ እዩ ካሊእ የብሉን ራሲ ልኡል ከዓ እዚ ትብሎለኻ ጠፊእዎ ኣይኮነን🥰
2026-09-04 04:17:16
1
user7478808451548
Sami Chelsea :
ወይ ሓግዝ ወይሃለውለው አይትበል
2026-09-03 19:09:52
2
kale1079
kale :
ኩሉግዜ ትቃወም እንበ ትሕግዝ ሪኤካ ኣይፈልጥን ናይ ፈጣሪ ሕጊ ተማሂሩ እዩ ዓብዩ ንተቃውሞ ይቀንየልና
2026-09-03 16:35:16
2
user71788173258814
ናፋቂ አዲኡ :
ሓቅኻ እንዲኻ ነገር ግን እቲ ዝለገሰ ሰብ ናብ ህዝቢ ምብፅሑ ንከረጋግፁ ደልዮሞ ክኾን ይኽእል እዩ
2026-09-03 17:26:06
1
user6143826204755
ሲፓራ ሲፓራ :
ተዘይ ኣርእዮም መን ክህቦም
2026-09-03 14:26:19
0
simesh.tewelje5
haftom hayle :
bhade wegen eko hakom eyu niemnet ziakl eyu mesleni
2026-09-04 09:19:29
0
titi82116
ነቃፅ ጋል ሑሞራ :
hsewiy
2026-09-03 14:21:40
0
To see more videos from user @mesele_birhanu, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About