@lost.in_music: ᴀʙᴇʙᴀ_ʜᴀɪʟᴇ__ᴍɪᴋᴜʀ_ʜʟᴍɪ 🎧 ኣብቲ ህዱእ ናይ ሕልሚ ዓለም፡ ንኣእዳዋ ሒዙ ኣብ ማእከል ቀጠልያ ሳዕሪ ተንበርኪኹ፣ ኩሉ እቲ ንዓመታት ኣብ ውሽጡ ዝሓብኦ ናይ ፍቕሪ ምስጢር፡ ከም ውሕጅ ክፍስሶ ዝወሰነ'ዩ ዝመስል። ንሳ ድማ ብዓይኒ ፍቕሪ እናጠመተት። “ንዘልኣለም ምሳኻ ክኸውን እየ' ኢላ ክትሕቆፎ ከላ፡ ዓለም ደው ዝበለት መሰላ። እቲ ምስሊ ፍጹም ኮይኑ ክዛዘም ግዲ ኢሉ'ስ፣ እተን ናይ መወዳእታ ናይ ፍቕሪ ቃሉ ክነግራ ኣፉ ክኸፍት ክብል... ሃንደበት ድምጺ ናይ ሰዓት /ደወል/ ክትሃርም ምስ ጀመረት ነቲ ቀሪጻቶ ዝነበረት ስእላዊ ኣእምሮ ፋሕ ኣቢሉ ኣባረሮ፡፡      ካብ ድቃሳ ተበራቢራ ዓይና ምስ ገለጸቶ፡ እቲ ኣፍቃሪኣ ኣብ ጥቅኣ ኣይነበረን፣ ከምኡ'ውን እታ ኣብ ኢዱ ዝነበረት ቀያሕ ፍዮሪ'ውን ኣይነበረትን። ኣብቲ ባዶ መንደቅ ክፍላ፡ እቲ ኣብ ሕልማ ዝሰኣለቶ ስእሊ ከም ጽላሎት ቀትሪ ተቐሪጹ ተረፈ። ዋላ'ኳ ሕልሚ እንተኾነ፡ እቲ ስምዒት ግን ልዕሊ ማንም ኣብ ልባ ተረፈ። #habeshatiktok #eritreantiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #fyp #creatorsearchinsights

❥ 𝓙𝓪𝓻𝓮𝔂 𝓳𝓻.⚓️
❥ 𝓙𝓪𝓻𝓮𝔂 𝓳𝓻.⚓️
Open In TikTok:
Region: UG
Thursday 03 September 2026 18:58:31 GMT
2630
284
7
30

Music

Download

Comments

f.e.b.u831
ꎇ🤎👸🏾 :
Caption 🫠✨
2026-09-03 19:13:21
0
sam..sam..50
Sᴀᴍᴀ Sᴀᴍ 50 :
🥰🥰🥰 Broda
2026-09-04 07:23:46
0
s.g.i.n.t.i.r
༆𝐊𝐄𝐃𝐑𝐎𝐍🎭_🦅🥷♪ :
jarey❤️‍🔥_🎶🫶🏾
2026-09-04 01:30:21
0
m___7__2
☦︎︎ 𝓡𝓪𝓼𝓱𝓲 𖤐 :
Famey 🫂❤️🎶
2026-09-03 19:10:32
0
grande.71
† ቻመይ ምቁር ኣዳም⚖️♾️ :
🤍✨🎶
2026-09-03 20:54:43
0
onlymusic2035
𝄞☕︎꧁𝕴'𝖒 𝖋𝖎𝖓𝖊꧂🔥🎧 :
🎶🎼🤎
2026-09-03 19:34:26
0
cappuri.2
𝐂𝐚𝐩𝐮𝐫𝐢🍹 :
❤️🎵
2026-09-04 00:16:05
0
To see more videos from user @lost.in_music, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About