@jackyman99: ใส่กระชับพอดีข้อมือ #smartwatch #สมาร์ทวอช #นาฬิกาสมาร์ทวอทช์ #xiaomi #xiaomismartband9

Jacky รีวิว
Jacky รีวิว
Open In TikTok:
Region: TH
Friday 04 September 2026 11:35:01 GMT
5101
129
0
15

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @jackyman99, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ኣብ Altstätten SG ሓሙሽተ ኤርትራውያን ሶማሊ ሓደ  ሞሮኮን   ዝርከብዎም  ብ19.10.2026  ተባኢሶም  ሰኑይ ምሸት (19 ጥቅምቲ 2026)፡ ብሰዓት 17:15 (ኣብ ከባቢ ሓሙሽተን ርብዕን ድሕሪ ቀትሪ)፡ ኣብ ኣልትሽተት (Altstätten SG) ኣብ ዝርከብ ጽርግያ ኦበርሪተርስትራሰ (Oberrieterstrasse) ኣብ መንጎ ብዙሓት ሰባት ባእሲ ከም ዝተላዕለ ዝሕብር ህጹጽ ጻውዒት ናብ መእለዪ ማእከል ፖሊስ ቅዱስ ጋለን (St. Gallen) በጺሑ። ሓደ ነቲ ፍጻመ ብዓይኑ ዝረኣየ ሰብ (News-Scout) ንማዕከን ዜና «20 Minuten» ከም ዝገለጾን ቪዲዮ ከም ዝሰደደሉን፡ እቶም መንእሰያት ኣብ ጥቓ እቲ ላንዲ (Landi) ዝበሃል ትካል ዝርከብ ዓንኬል-መንገዲ ኮይኖም፡ ኣእማን ናብ ጽርግያን ንሓድሕዶምን ይደርብዩ ነይሮም። ጣልቃ ምእታው ፖሊስን ምርመራን እቲ መልእኽቲ ምስ በጽሖም፡ ሓደ ጋንታ (Patrouille) ፖሊስ ካንቶን ቅዱስ ጋለን ብቕጽበት ኣብቲ ቦታ ብምብጻሕ ነቲ ኩነታት ከህድእዎ ክኢሎም። ፖሊስ ኣብቲ ቦታ ሓሙሽተ ኣብቲ ፍጻመ ዝተሳተፉ ሰባት ረኺቦም። እዞም ሓሙሽተ ሰባት ዕድሚኦም 16፡ 18፡ 20፡ 21ን 28ን ዝኾኑ ካብ ኤርትራን ሶማልያን ዝመጹ ሓተቲ ዕቝባ (Asylsuchende) እዮም። እዞም ሓሙሽተ መንእሰያት ንፖሊስ ኣብ ዝሃብዎ ቃል፡ ቅድሚ ሕጂ ምስ ሓደ ካልእ ሰብኣይ ባእሲ ከም ዝነበሮም ሓቢሮም። ፖሊስ ነቲ ዝተባህለ ሰብኣይ እውን ኣብ ጥቓ እቲ ከባቢ ረኺቦም ተቖጻጺሮምዎ ኣለዉ። ንሱ ወዲ 32 ዓመት ማሮካዊ ዜግነት ዘለዎ ሰብኣይ ምዃኑ ፖሊስ ኣረጋጊጾም። ጉድኣትን ቀጻሊ ኩነታትን በቲ ዝተገብረ ናይ እምኒ ውርወራን ባእስን ፡ ሓደ ወዲ 20 ዓመት ኤርትራዊ መንእሰይ ፈኵሽ መውጋእቲ (ምቑሳል) ወሪድዎ። እቶም ካልኦት ተሳተፍቲ ግን ዝኾነ ጉድኣት ከይወረዶም ድሒኖም ኣለዉ። ካብቶም ኣብቲ ባእሲ ዝተሳተፉ ሰባት (እቶም ሓተቲ ዕቝባ ኮኑ እቲ ማሮካዊ) ዝኾነ ይኹን ሰብ ኣብ ልዕሊ እቲ ሓደ ወግዓዊ ናይ ገበን ጥርዓን (ክሲ) ከም ዘየቕረበ ፖሊስ ሓቢሮም ኣለዉ Follow ኣይትረስዑ

About