@gantlemen22: ኣብ ግዜ ንእስነት ኣብ ወርቃዊ ዕድመ፣ ኪዳን ኣሲርኩም ብእምነት ዝጸንዐ። እዋናት ተቐይሮም ዓመታት እንተዓደጉ፣ ልብኹም ኣይደኸመን ፍቕርኹም ኣይዛረየን (ኣይቀሃመን)" ጸጉሪ ክሽብት ኣእዳው ክንቅጥቀጣ፣ ፍቕርኹም ኮይና ናይ ህይወት ብርሃና። ሞት እኳ እንተመጸ ስጋ ንምፍልላይ፣ ታሪኽኩም ክነብር እዩ ከም ጸሓይን ወርሕን ብርሃን። እዚ እዩ እቲ ኪዳን ናይ ዘልኣለም ፍቕሪ፣ ንኹሉ ዝምህር ክሳብ መወዳእታ ንብሪ። . . #ትግርኛtiktok🕎💪 #fhyシ #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #ሰራየ💚ዓደይ💚ዓዲ💚ጀጋኑ🤴🇪🇷

🦅
🦅
Open In TikTok:
Region: GB
Friday 04 September 2026 12:51:53 GMT
1217
178
7
18

Music

Download

Comments

wedibashay32
ቢተው ጅግና -ብርሃን ሓቂ።🫡🙋 :
ወለድና እሙናት ኣብቃል ኪዳኖም-ኣነ ምስንግሥተይ ውንከምዚኣ 👏🥰🥰
2026-09-04 15:10:34
0
h2.r35
~ MJ ~{H}☦️💟 :
ወለድና ሰብ ጽንዓት👑
2026-09-04 14:35:11
0
www.tiktok.comheaven6
www.tiktok.comheaven6 :
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-09-04 12:58:26
0
gualbitew1
☨ጓል ሃገረ ምድረ ባሕሪ💚🥷🤘🏾 :
🤍🥰🫂🤌🏾
2026-09-04 13:34:20
0
daniboy12121
DaniBoyጥይቱ♐ :
🥰🥰🥰
2026-09-04 13:31:03
0
young.boy1941
Young Boy :
❤️❤️🥰
2026-09-04 13:03:36
0
aklil7796166101233
aklil :
🥰🥰🥰
2026-09-04 13:43:33
0
To see more videos from user @gantlemen22, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About