@nati_abrha: ane le nefek abilki adeway🥹🥹 . . . . #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #tigraytiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha

ናቲ መቐላዊ💊
ናቲ መቐላዊ💊
Open In TikTok:
Region: ET
Friday 04 September 2026 13:23:05 GMT
61556
10116
401
412

Music

Download

Comments

tdf56235
Guesh@ሃቂቃይ :
እዚ ዘረባ ኽትሰምዖ ቀሊል ይመስል:- "ልጋገርኽዎ እንጀራ ይዕሱ'ሎ ዝወደይ::" Hard to hear kinda painful longing word.እዚ ምዑዝ ላዘን እናበኸኹ መላሊሰ ሰሚዐዮ...ውሽጠይ ስብራት እናተሰመዐኒ ኣይከኣልኩን።ደወል ዝኾነ መልአኽቲ።ተጋሩ እኖታትና ዘለወኦ ነባራዊ ሓቂ ቁልጭ ኣቢሉ የርእየካ።ዘን ወላዲት ናፍቖተን ጥራሕ ኣይኮናን ተዛሪበን።ኣብ ውሽጠን ዘሎ ሕሩር ስምዒት (ናይ ኹለን ተጋሩ እኖታትና ጭንቂ፣ፀሎት፣ብዘይብአአን ፍቕርን ሓልዮትን ደቀን ዘሕልፍዎ ዘለዉ ህይወት)፣ዓዲ(ገዛ) ብዘይብኣቶም ኸምዘይመቸዋ፣ፀውታን ፅምዋን፣ናፍቖተን ኾታስ እዘን ወላዲት(ዕድመን ጥዕናን ይሃበንሞ-ቕድሜአን ድኣ) እታ ሐዚ ዘላ ትግራይ ባዕላ እየን።ኣብ መንጎ ናፍቖት ወደንን ንዓደን ዘለወን ቀናኢ ምንዮትን ስቅያት ዓድን ተቐርቂረን ከለዋ ፍሽኽ ዝብላ ውሽጣ ሕርርቲ ወላዲት።ኦ!ፈጣሪ ምእንተ ዘን ንፁሃትን ርህሩሃት ወለድና ባ ዝሓለፈ ይኣክል በለና።ኣሕ!
2026-09-04 17:16:51
133
netsii200
Netsanet🦋💊 :
ልጋገርኽዎ እንጀራ ይዕስዉሎ ዝወደይ🥺
2026-09-04 16:00:41
123
user4615679147254
feven :
asy Des ktblu aye nay weladit fkri zfelto eyu zfelto ados 100000 tnber ♥️♥️♥️♥️♥️
2026-09-05 07:41:24
0
habenhailay
habenhailay :
ልጋገርክዎ እንጀራ ይዕስውሎ 🥺
2026-09-04 20:05:04
8
hiwetta
hiwetaa :
ልጋገርኽዎ እንጀራ ይዕስሎ ዝወደይ 💔💔😥😥
2026-09-04 19:45:11
29
embeba19
embeba🌹🥰🧡 :
adeway😥
2026-09-05 06:11:33
0
membi29
@membi 💞💞 :
ብለይልአኹም ዓዲየኹን አሕዋተይ ማማየ ሓክኽን😌🥰
2026-09-04 14:43:53
10
fadiga2405
🏍 ፋዲጋ MK 05 🏍 🇲🇨 :
ኣደ ትግራይ🥹
2026-09-04 18:08:44
10
ddd320629
bella :
እነኻ ብማንም አይትትካኢ ኣሕዋት ምሳኹም ተለዋ ኣኽብርወን ተኣዘዝወን ኣሕጉስወን🥰🥰🥰🥰💯
2026-09-04 17:57:41
6
robelguesh14
Ŕőbel ğÿm💪 :
edme tenay le weladitna natu hawey
2026-09-04 18:49:00
1
tile06
Tile :
አይ ጊደና ብሰላም የራኽበኩም ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️ገዛና
2026-09-04 18:15:10
1
haymi2.0
haimi :
adeway ❤️❤️❤️
2026-09-05 09:24:56
0
gerie231
gerie :
ኣዶ ትግራይ ለግነኽዮ ብሰላም ደቅኽን የስዕምኽን🙏🙏🙏🙏
2026-09-04 18:08:06
1
grmahabeshawi
grma habeshawi :
adeway🥰🥰🥰
2026-09-04 22:21:24
0
user38313543454321
tifto07 :
ናትየ ማማ ጥዕምቲ ገዲፍካያ ኣብ ጎንኻ ኮይና ክትስዕስዕ እዩ ዘጥዕመላ እስኪ ሰላም የምፅኣልና 😭😭😭
2026-09-04 20:26:06
1
sajuttarious2l
🍀ⓄⓃⒺⓚⒹⒶⓎ🍀 :
አረ ዘን ምዕርግቲ ኣዶ ይንበራልኩም❤️🙏🥰
2026-09-04 18:21:41
1
genetbelay13
genetbelay188 :
ዋይ አየ ዛ ጊዜ እወ ኹላትና ፋቂእና🥹🥹ዝጋገርክዎ እንጀራ ይእሱሎ ዝወደይ💔💔 ፈጣሪ ሰላምና ይመልሰልና🤲🙏🤲🙏
2026-09-04 17:59:43
2
mikaelzenebe
💊 ሚኪ መቐላዊ ♌️ :
Gidenay❤❤❤
2026-09-04 13:42:45
3
girmayabebe413
ONE❤DAY@ :
ዕድመን ጥዕናን ንዓኽን ማዙዋይ🥰🥰👌
2026-09-04 15:56:44
1
To see more videos from user @nati_abrha, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About