@ritas574: "ኣዶ "ማለት ተራ "ቃል" ኣይኮነትን !! መዝገበ ቃላት ክፈትሕዎ ዘይኽእሉ ረቂቅ ትርጉም እያ ናይ "ፍቅሪ" ምንጪ ና ናይ" ፅንዓት" ታምሳሌት እያ!! ርእሱ ገዲፉ ናይ ካልኦት ሰባት ምንባር ዝኽእል መን ኣሎ?ንባዕላ ጠሚዋ ኸሎ ነቲ ናታ ጥሜት ሸለል ኢላ ንደቃ ተብልዕ!! ሕማማ ሓቢኣ ንደቃ ፍሽኽ እትብል!! እዞም ክንክእሎም ዘይንኽእል ነገራት ኩሎም ኣዶ ትኽእሎም እያ። ኣዶ ማለት ኣብ ፀልማት ብርሃን ትኾን !! ኣብ ድኻምካ እተበረተዐካ ዓለም ገፅ ኣብ ዝኸለአትካ እዋን ኢዳ ዘርጊሓ እትቅበል መፀጊዒት እያ። ባይዘወይ ናተይ ኣዶ ከም ኣዶ እትሕብሕበኒ ከም መሓዛ እት መኽረኒ ንፍዕቲ "ጀግና" ኣዶ ~ ውዕለታኺ~ ንምኽፋል ኣምላኽ ዕድመ ይሃበኒ ትብለፀይ። ልዕሊ ማንም ይናፍቀኪ ይሃርፈኪ!! ከማኺ ጀግና ኣዶ ክኾን ይፅሊ ብስርዓት ደቃ ትቀፅዕ ደቃ ተምህር ኣይከምትምኒትክን ደኣ ደቅኺ ተበታቲና ንስኺ ድኣ ፍልይቲ ኣዶ ኢኺ !!🤱👑 ❤🙏#fyp #fyppppppppppppppppppppppp #ሓበሻ_ቲክቶክ🇪🇷🇪🇷☘🌿🇪🇷🌿🌿🌿

Rita💊🤍🫶🏼💘🕊
Rita💊🤍🫶🏼💘🕊
Open In TikTok:
Region: SA
Friday 04 September 2026 22:18:18 GMT
1320
203
11
13

Music

Download

Comments

lemishshay
HLM💥💥 :
አሜን አሜን አሜን🤱👸😘😘
2026-09-04 22:57:18
1
sar.asr3
Titi ጭራ ወጋሕታ🤌🤍 :
ኣሜን ናተይ🙏❤
2026-09-04 22:54:57
1
nag.nag715
ዓጋማዊት 🫅✝️🎀🌼🕊 :
ኣሜን🙏🙏🙏
2026-09-04 22:30:08
1
brtkan.tesheme
Brtkan Tesheme :
🥰🥰🥰
2026-09-06 13:04:30
0
To see more videos from user @ritas574, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About