@hewi8763n7vxzp: ➠ንጉስይ ኢካ ንጉስ በይነይ🫶 ➠ዘወድካ ዝኮን ከም ባህገይ🫴 ➠እርኑብ ኣደበቱ ዓው ኢሉ ዘይናገር🥱❤️‍🩹 ➠ምሩፃት ቃላቱ ልዛረብ ቁም ነገር🫰 ➠ ክሕንቀቅ ከም ህፃን ገና ዘይባፀሐት🤕 ➠ከም ድላየይ ክኮን ክስሕቅ ክጫወት🥴 ➠ኩሉ ክኮን ትገብረኒ ንጉሰይ ንስካ🫳🫵 ➠ኩሎም ተደሚሮም ኣይመፁን ክንዳካ🥱 ➠እሞ’ማ ዓለመይ ሓሊፉ እዝኩሉ😔 ➠ድሕሪ ግዜ ነበረ ኢልና ነውግዐሉ🤏 ➠ክኮን’ዩ ንጉሰይ እምነት ብቻ ይሃሊካ😇 ➠ንዘልኣለም ክኮን እየ ኣብ ጎንካ 🫵😿 ➠ቃላትካ ሰላም እዮም ዝፈጥሩለይ 🫰 ➠ምክርካ ኩሉ ሂወት ዝዘርአለይ🫳🌺 ➠ካብ ኮነማ በቃ ወንነኒ እምበይ 🫂 ➠ታይ’ማ ቀርዩ ወሪስካዮ’ኮ ኩሉ ነገረይ🫶🏻🤍 #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #eityopyantiktok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #ኣይርደኣናንዩ_እምበር_ክንፋቶ_መዓት_ኢና #creatorsearchinsights

📚
📚"🎼 ሄዋን ንግስቲ አሕዋታ👸"📚🤍 ♡
Open In TikTok:
Region: SA
Friday 04 September 2026 22:32:13 GMT
591
88
1
9

Music

Download

Comments

xigereda6747
Samiraa :
🙏🙏🙏
2026-09-04 23:14:36
1
To see more videos from user @hewi8763n7vxzp, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About