@yeabatwamurchoga: #ከም ልበይ ረኺበ "🤌🫶🥹 መንገዱ ቅኑዕ ናብ የማን ዝገንሕ ❤️‍🩹 ልቡ ንጹህ ናብ ኣምላክ ዝመርሕ 🫴 ወትሩ ሕጉስ ተመስገን ልማዱ👏 ከምቲ ኣነ ዝሓስቦ ልበይ ዝምነዮ🫵🫅 ሓሊፉ ጸኒሕኒ ኾይኑ እቲ ዝደልዮ🥹🤌 ደካማ እኮ ኣይኮንኩን ግን ልበይ እናረቀቀ🥹 ዋላ ኣብቲ ቀልዲ ዝብሎስ ዉሽጠይ ላበሸቀ🥹 ጸሊአዮ እውን ኣይኮንኩን ብኡ እየ ደሚቀ🫶❤️‍🩹 በሉ ቀብጠርጠር እየ ደልየ ክነብር ሓንቂቀ🥱🫴 ኣብ ጉዕዞ ሂወት ኣብቲ ላይፍ ፍቅሪ🫀 ኹሉ ኢኻ ትኾውን ክትስሕቅ ክትኹሪ🫴❤️‍🩹 ንሱ እዩ ንምንባር ዋና መመቀሪ🤌 ዕጉስቲ እየ ላበልኩስ ንሱ ዕጉስ ኾይኑ 😇 ክንዲ ሽሕ ይኾውን ወዮ ሓደ በይኑ 🫶🫵 ንኹሉ ዝሰምዕ ነታ ርእሱ ኣድኒኑ 🤌🥹 ለካ ዘይፈለጥኹስ ዓቅሊ እዩ ወኒኑ ❤️‍🩹🫶 ሰሰናዩ ጥራሕ ዝዛረብ ልሳኑ 💋🫂 ትዕድልቲ እዩ ~~~~~~~~~~~🤌🥹🫶 ከምዚ ተኾንኻ እማ ኣነኸ ታይ ደልየ 🥱 ልብኻ ክሕሉ እሲ በል እዛ ልበይ ሃየ ❤️‍🩹 ኣስፋሕፊሕኻ ንበር ከም ባሕሪ ሆረየ 🫴🫶 ካብ ልበይ ኣንቂለስ ተቀቢለካየ ❤️‍🩹🫶🥹 #ሕልፍ ክብል ኣብ #fb ዝረከብክዎ😁 #ፍቅር➻ብቻ🖇ፍቅር➻ብቻ❤🥀🔐

𝑺𝒘𝒆𝒆𝒕 𝑳𝒐𝒗𝒆🍯❤️‍🔥
𝑺𝒘𝒆𝒆𝒕 𝑳𝒐𝒗𝒆🍯❤️‍🔥
Open In TikTok:
Region: SA
Sunday 06 September 2026 00:36:54 GMT
2013
93
2
17

Music

Download

Comments

sura.negn
Surafel 16 :
👌👌👌
2026-09-06 05:11:34
0
ffortnai
ፊ𝙛𝙚ይ 𝓱𝓪𝓵𝓪𝓵 💟 ✝️ :
❤️❤️
2026-09-06 15:07:14
0
To see more videos from user @yeabatwamurchoga, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About