@muez.tsegay: #ጉድ_ስማዑ_በየነ_መክሩ ንትእምት ከም ናይ ውልቁ ንብረቱ ገይሩ ከመይ ከምዝፃወተሉ ስምዑ 🤔🤔 ኣይተ በየነ መክሩ ኣብዚ ድምፂ ናብ ወፃኢ ከይኸድን ከይሕከምን ንትእምት ሒዞም ከም ዘፀገሙሉን ፈለማ ቅድሚ ምኻዱ ነዚ ወዲኡ ክኸድ ከም ዝደሊ እዩ ዝዛረብ ዘሎ። እዛ ትእምት በቃ ከም ናይ ባዕሎም PLC ንብረት እዮም ዝሪእዋ ማለት እዩ። እንተደልዮም ይሕከሙላ፥ እንተደልዮም ይሸራሸሩላ። ኣይተ በየነ መክሩ ዘረጋግፀልና ዘሎ እውን ነዚ እዩ። ናብ ወፃኢ ሃገር እስራኤል ክኸድ ከም ዝደልን ኮይኑ ግን ናይ ትእምት ጉዳይ መጀመርታ ክውድእ ከም ዝደልን ይዛረብ። ከምቲ ዝበልክዎ ንትእምት ከም ውልቆም ሒሳብን ንብረትን ስለዝሪእዎ ዋላ ናብ ደገ ጠቕሊሎም ክኸዱ ተሓሲቦም ትእምት ተቖፃፂሮም ሒዞምዋ ክኸዱ እዮም ዝደልዩ ማለት እዩ። ትእምት ከም ናይ ውልቆም ኣስቤዛ ኣብ ዘምቢል ሒዞምዋ ናብ ደስ ዝበሎም ሃገር ይዘሩ ማለት እዩ። ኣብ ቀፃሊ ንናይ ባንኪ አንበሳ ፕሬዝደንት ዳንኤል ተኸስተ ሓዊሱ ናይ ካልኦት እውን ክነስዕብ ኢና። #habeshadance #ethiopianmusic #tiktokindia #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok
Muez tsegay
Region: ET
Sunday 06 September 2026 10:27:35 GMT
Music
Download
Comments
Gereziher Hailay :
ናይ መን ስብይቲ እያ ንኹሎም ወዲኣቶም
2026-09-06 13:11:48
17
ጓል ዓጋመ ትግራወይቲ እየ :
አታ ኩሲትራቶም ዛሰብ
2026-09-06 16:55:39
7
Daniel :
እታ ቖልዓ ኣይኮነትን ተውፅኦ ዘላ ሪከርድ ጌሮሞ እዮም ስልኮም ጥሉፍ እዩ ኩላ ዘረበኦም ሪከርድ እያ በተለይ ምስ ኣብራሃም በላይ ምስተባኣሱ እዩ እቲ ሪከርድ ዝወፅእ ዘሎ ይብሉ ገለ ሰባት
2026-09-07 13:51:28
3
Azfar :
መን አያ ንገሩና
2026-09-06 18:22:29
2
ገሬ🌹 TDF🌹 :
ዋየንዋየ ዋየንዋየ ትግራይ ዝረከብክዮ 🤔🤔🤔🤔🤔🤔
2026-09-06 16:36:31
4
user9553059810335 :
wshetam
2026-09-06 17:27:54
3
Tekla yrga :
ሒዛ አላ
2026-09-08 05:44:38
0
Top stage :
keyttefeu
2026-09-07 04:20:25
0
k-b ወዲ አሕፎሮም🗡🗡 :
ዋይ ዋይ
2026-09-07 19:51:19
0
Asme :
ዋይዋይ ውርደት
2026-09-07 03:59:18
0
Azfar :
ለያቡ ርእስኩም ዶ ሒዙኩም
2026-09-06 18:20:28
1
Dave RTR :
ብስሩ ግን እዛ ሰብ እዚኣ መን እያ ኣዋሪዳቶም ኮ
2026-09-06 18:17:06
6
Kibrom kayon :
ናይ ራሄል 26መወዳእትኡ ድዩ
2026-09-06 19:21:46
2
Kahsu Tadese :
ወ/ሮ መንጃር ኸ ከንደይ ከም ዝሰረቓ ትፈልጡ ዲ?
2026-09-07 09:41:04
0
Ama tdf ✊💪💪💪 :
አተም፣ንመን፣ኢና፣ናኣምን
2026-09-06 19:12:01
1
user8391034527618 :
ናይ ኣለም ገብረውህድ እያ
2026-09-06 20:44:31
0
kingdom solomon :
ቀደሙስ ናይ ውልቀሰባትን ድዩ
2026-09-06 20:32:12
0
Sulula Kallo :
ጉድ በል ጎንደር አለ ያገሬ ሰው...!!!
"ጠስጣስ አረግት..!!! "ምን ማለት ነው???
ባለ ፓኬጁ በየነ መክሩ...!!!
2026-09-07 05:57:02
0
desalegntsegaye25 እዚ እዩ :
❤️❤️❤️
2026-09-06 11:09:31
2
SOLODA MEDIA :
🥰🥰🥰
2026-09-06 18:57:33
1
fromsa Asfaw :
❤️❤️❤️
2026-09-06 12:02:49
1
Huruy wedi wkro :
🥰🥰🥰
2026-09-08 02:30:24
0
𝐊𝐢𝐝𝐮 :
🥰🥰🥰
2026-09-07 19:38:30
0
TheNorthMeme :
🤣🤣🤣🤣🤣
2026-09-06 20:19:28
0
To see more videos from user @muez.tsegay, please go to the Tikwm
homepage.