@love43370l: #ዝተባረኸ_ዝተቀደሰ_ዕለተ_ሰንቨት_ይግበረልና ​#ኣነ ዘቅንእ መንፈሳዊ ወዲ 🤲🥹🤌 ንኹሉ ስዒሩ ዓለማዊ ልምዲ ☦️ ንቅድሚት ዝስጉም ፅቡቅ መንገዲ 🤍 ፈተና ተፃዊሩ ንዓወት ዘናዲ ​ልቢ ዝተላበሰ ብክርስትናዊ ፍቕሪ ➕ ኩሉ ግዜ ዘመስግን ንፈጣሪ ፈተና ተገጢሙ ፍጹም ዘይማርር🥺 ንፅቡቀይ እዩ ዝብል ከይወደቕ ዝተርር 🫶 ​ብቲ ቅዱስ ቃል ንሓዉ ዝመክር😇 ዋላ ይፀላእ ብልቡ ዘፍቅር 🌹 ንሰይጣን ዝሳዓረ ብጸሎት ዝጥንክር 😌❤️ ካብ ክፉእ ርሒቁ ኣብ ጽቡቅ ዝሰመር 👑 ​ንፀልኢ ኣርሒቁ ንፍቕሪ ዘቅድም🫰♥️ ናይ ዓለም ንዒቁ ንቃል ኣምላኽ ዘቅድም ☦️👏 ፈፂሙ ዘይርሕቅ ካብቲ ቅዱስ ቃል ☦️🤲 ኩሉ ግዜ ምስ ፈጣሪኡ ዘዕልል 🕊😇 ​ = -#እንተኣነ_እም_እዚእዪዘቕነአኒ🤲🥹🫰ቡጽቡቕ ተግባራቱ =ቅንኢ መፈሳዊ ሒዙኒ🤲🥹❤️‍🩹🫶 #እግዚአብሔር_ዝፈልጥ_መፃምድቲ_ይዓድለና_🙏😇♥️ #ሓዱሽ_ዓመት_ሲጊላት_ዳብል_ዝኮንሉ_ይግበረልና_አስከ🙏😉😁😁

🕊ርግቪት¹²✝️🫶❤️‍🩹
🕊ርግቪት¹²✝️🫶❤️‍🩹
Open In TikTok:
Region: SA
Sunday 06 September 2026 17:50:20 GMT
178
43
0
1

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @love43370l, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About