@etyyuufddd: ኣንቡቡ👇👇👇👇👇 ፍቅሪዶ❤️🫂ይዓቢ ኣይማኖት✝️ ብናተይ ኣባህላ ኸም ናተይ ሓሳብ ክናገር እየ ኸም ራኪ ምስ ሃይማኖተይ ለዋዳድሮ ነገር የለን ልሃይማኖተይ ክብል እዉን ይሞት::✊ 👉👉ልዕሊ ኹሉ ሃይማኖተይ ይዓብየኒ።ምኽንያቱ እዬሱስ ክርሰቶሰ እኮ ንዓና ክብል ካብእሜቤታችን ተወሊዱ ኣብመሰቀል ተሰቂሉ ተሳቅዪን ተገሪፉን ክሳዕ ሞት መሰዋእቲ ዝኸፈለልና ንሱ እዪ።ዘለኣለማዊ መግሰተ ሰማይ ክትወርሰ መሰዋእቲ ከፊሉልና እዪ።እዚ ሓውና ግን ግዝያዊ ደሰታ እዪ መሪፁ ዘሎ። ካብሃይማኖተይ ወፃኢ ዝኾነት ሰብ ምሰ እቲ ዘይትካእ ዋጋ ብቅርሺ ዘይግዛእ ዋጋ ዝኸፈለለይ እዬሱስ ክርሰቶሰ ኣየወዳድራን እየ ቅድሚያ ነቲ ናቱ ሰርዓትን ሕግን እየ ዘኽብር። ሃይማኖተይ ካብዝቅይርን ምሰካልእ ሃይማኖት ተፃሚደ ካብዝነብርን በይነይ ንዘለኣለም ሲንግል ኾይነ ምንባር ይሐሸኒ።😊ምሳኣ ፍቅሪ እንድሕር ሃሊኢዎ ኾይኑ ድማ ናብቲ ናቱ ሃይማኖት ብሰርዓት ቤተክርሰትያን ኣቀይሩ✝️👌ሓዳር ክገብር ሃይማኖትና ይፈቅድ እዪ።ካብዚ ወፃኢ ዝግበር ርክብ ግን ዘለኣለማዊ ገሃንም እሳት ብዓልኻ ምምራፅ እዪ።👌👌👌👌

𝐑𝐀𝐤𝐢❤️🔐
𝐑𝐀𝐤𝐢❤️🔐
Open In TikTok:
Region: SA
Sunday 06 September 2026 22:01:42 GMT
22383
944
118
48

Music

Download

Comments

one.day6978
one day 🇱🇾+🇮🇹+🇨🇭 :
haymanot [Pray][Pray][Pray]
2026-09-07 10:42:48
0
user7707922351845
genet :
haymanot
2026-09-07 09:44:32
0
flimon451
flimon :
sheshay nayhmamey👍👍👍
2026-09-07 10:25:24
0
eirobey
Raki Gerh liba💔😭 :
haymanot yiab
2026-09-07 11:23:03
0
geregere24
ⒼⓔⓇⓔ :
haimanot b natey ❤️❤️❤️
2026-09-07 11:31:01
0
user6144174781352
ksanet :
haymanot 🙏🙏🙏
2026-09-07 12:47:19
0
user291712638442
ይነብር ብተስፋ😔💘 :
ሃይማነኖት መዋዳደሪ የብሉይ ✝️🙏
2026-09-07 10:21:09
10
16.19.29
brhan ጓል ተንቤን 🇸🇦🇸🇦🇸🇦 :
ሃይማኖት ምስ ማንም ኣይዋዳደሪ ዝሓወይ🙏
2026-09-06 22:10:34
21
maebe14lj0
maebel hafte :
ሓደ"እዩ"በጃኹም🥰🥰
2026-09-07 09:27:47
0
meri.meri5834
meri meri :
ልዕሊ,,ማንም,,ሃማኖት,እዩ
2026-09-07 11:35:12
1
hiwanhafititiedi
ሂዋን 😘 :
ሃይማኖት 😢🙏🙏🙏
2026-09-07 09:07:50
2
shushay215
sisko :
ሃማኖት ይዓቢ
2026-09-07 11:00:20
1
masho.masho889
እምነተይ ንፈጣራ :
ሃይማኖት ምስ ማንም አይወዳደርንካልአይ🙏🙏🙏
2026-09-06 22:38:34
1
ruta.gal.masa8
Ruta 💊B&H 💝Famili🦋💫 :
ሃይማኖት🥺🙏🙏🙏
2026-09-07 10:51:08
1
ddcv797
Dd Cv :
ሃይማኖት
2026-09-06 23:44:11
2
user827674044
titi 💪TDF🔥ተምቤናዊት 😡😡🙌 :
ሃይማኖት 😢😢😢
2026-09-07 09:31:48
1
user3992567326881
sami :
ሃይማኖት
2026-09-07 12:36:58
0
user21965024811490
ዕባይ እንደርታ🇮🇩👌🇻🇳✅ :
ሃይማነት✝️🥺🙏
2026-09-06 23:19:43
8
llilily176
Lili Gal Mliazat :
ሃይማኖት ምስ ማንም ኣይዋዳደሪ ዝሓወይ🙏
2026-09-07 01:00:15
2
meri.meri.270
meri rama 27❤❤❤🙏🙏🙏 :
ክንዲ ሃይማኖት የለን ፍጣሪ ኣባይ ካብ ሃይማኖተይ ከይትሳሓሕተኒ🙏🙏🙏
2026-09-07 05:55:51
1
sarax6638
ሰማኢት :
ሃይማኖት🙏🙏🙏
2026-09-07 12:40:47
0
mil07439
Mil :
ሃይማኖት
2026-09-07 12:41:53
0
pape3289
ቅር ካለሽ ቅሪ :
ሃይማኖት
2026-09-07 12:43:04
0
To see more videos from user @etyyuufddd, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About