@tanimoutailleur: #onthisday

TAMIM ZARMA
TAMIM ZARMA
Open In TikTok:
Region: NE
Monday 07 September 2026 03:09:36 GMT
2068
253
8
67

Music

Download

Comments

user6987421302033
Abdulaziz hammer Nigeria 2026 :
🤲
2026-09-07 08:22:54
2
abdelkrim5691
عبد الكريم Abdoul Karim :
🥰🥰🥰
2026-09-07 08:01:06
2
abdelkrim5691
عبد الكريم Abdoul Karim :
❤️❤️❤️
2026-09-07 08:01:52
2
ibrahimm.maiga7
Ibrahim Maiga :
🥰🥰🥰
2026-09-07 13:37:18
1
user8101062502236
Bachirou Almoctar :
🥰🥰🥰👍👍👍👍👍👍
2026-09-08 01:04:34
2
hamzaagaissa
Hamza Agaissa :
🥰🥰🥰
2026-09-07 11:22:26
0
abdelkrim5691
عبد الكريم Abdoul Karim :
🤲🤲🤲
2026-09-07 08:01:55
2
abdull.mumuni
Abdull Mumuni :
🥰🥰🥰
2026-09-07 21:35:50
2
To see more videos from user @tanimoutailleur, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ህዝቢ ኤርትራ ንቓልሲ ካብ ዝተበገሰሉ ግዜ ክሳብ እዛ ዕለት እዚኣ ኣብ መትከሉ ዝጸንዔ ህዝቢ እዩ፡፡    ኣብ ‘’ ንሕናን ዕላማናን “” እትብል መጺሄት መጋቢት 1971 ዓመተ ምህረት ፈረንጂ ብህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ(ህሓሓኤ)ኣብ ሜዳ ኤርትራ ዝተጻሕፈት ብኑጹር ኣስፊራቶ ኣላ።  ኣብዛ ጽሕፍቲ ንሜሬት ኤርትራ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘየእቱን ስድሪ ትኹን ዘይቁርምምን ንሙሉ ነጻነት ዝተላዕለ ሰውራ ምዃኑ ተነጽር።  ነዚ ክዉን ንምግባር ሰውራ ኤርትራ ንህዝቡ ኣብ ጎኑ ከሰልፍ ዘይሕለል ጻዕርታት ጌሩዩ።  ነቲ ዝተፈላለየ ዝንባለታት፥ ቋንቋ፥ እምነትን ሃይማኖትን ዝነበሮ ህዝቢ ካብ ኩሉ ብሄራት ኣብ ሓደ ጠርኒፉ ከቃልስ ዝኸኣለ እቲ ዓላማ ቃልሲ ንጹር ንረብሓ ኩሉ ኤርትራዊ ዘንጸባርቕ ስለ ዝነበረ እዩ።          ዋላኳ እቲ መትከል ንጹር ይንበር ኣብ ውሽቱ ካብ ዝተፈላለየ ደርብታት ሕብረተ ሰብ ዝተሰለፉ ሃገራውያን ስለ ዝነበሩዎ ንቓልሲ ዝዕንቅፉ ኩነታት ኣይነበሩን ማለት ኣይኮነን።  ብዙሕ ሓንጎጽጎጽን ውግእ ሕድሕድን ኣስዒቡን እዩ።  ምስቲ ኩሉ ዘይሙቹእ ኩነታት እቲ መትከል ”ንሕናን ዕላማናን” ዝብል ንጹር መርገጽ ኣብ ቦታኡ ኔሩ።  ኮምኡ ስለ ዝነበረን ዝተሰርሓሉን እዛ ሎሚ ኮሪዕና ኣብ ዘዘለናዮ ክፍሊ ዓላም ንሕበነላን ካብ ተጻባእቲ እንካላኸለላን ብስማ እንዝምረላ ሃገር ዘላትና።  ከም ኤርትራውያን ንሃገሩ ዝሕለቕ ኣሎ እንተበልና ምናልባት ዉሑዳት ሃገራት ከም ናትና ወይ ተመሳሳሊ ቃልሲ ዘሕለፋ ክህልዋ ይኽእላ እየን።  ንሕና ሰላሳ(30)ዓመታት ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ኣሕሊፍና፥ እንደገና ንዕስራን ሸውዓተን (27)ዓመታት ተጻብኦታት ኣብ ምምካት ንቃለስ ኣሎና።  ምኽንያቱ ዓላማና ንጹር ነጻ ምዕብልቲ ኩሎም ዜጋታታ ብማዕረ ሃገራዊ ጸጋታታ ዝረብሑላ ሃገር ክንሃንጽ ስለ ዝደለና።  እዚ ሃገር ንምህናጽ ነሕልፎ ዘሎና ጽንኩር ግዜ ብሃንደበት ዝተሓልመ ዘይኮነስ ከምቲ ኣብ መጺሄት ንሕናን ዓላማናን ሰፊሩ ዘሎ ህንጸት ሃገር ዝወስዶ መስርሕን ተወፋይነትን ቀሊል ከምዘይኮነ ድሮ ፈሊጥና ዝተበገስናሉ ዓላማ እዩ።  ጸላእትናን ኮራኹሮም ብዛዕባ ሃገርና ከጸልሙ ከለዉ ዘምጽእዎ ኣብነታት ሽጉርቲ ከብራ፥ ኮሚደረ ተሳኢና፥ ነስመራ ዝፈልጣን ዘይፈልጣን መብራሕቲ ስኢና ወዘተ ዝብሉ ኣብ ሓቂ ዘይተመስረቱ ክስታት ከኸሱ ድኣንበር፥ ብዛዕባ ዝህነጽ ዘሎ ዲጋታት፥ ሕርሻታት፥ ጽርግያታት፥ ሓጽብታት፥ ሆስፒታላት፥ ቤትምህርትታት ካብ መውኣለ ህጻናት ክሳብ ኮለጃት፥ መስርሕ ዲሞክራሲ ዓድታት ወዘት፥ ኣይዛረቡሉን እዮም።   ስነጥበባዊ ተኽሊኪኤል ገብሩ ኣብ ሰብዓታት ዝደረፋ ደርፊ “ ድሕሪ ነጻነት‘ውን ግድል ኣሎ ማዕርነት ህብና ንክሕሎ” ትብል ኔራ።  ልክዕ ሓቁ እዩ። ምኽንያቱ ሱሱዓት፥ ዕሱባት ክረኣዩ ምኳኖም ካብ ሽዑ ይረኣዩዎ ስለ ዝነበሩ።  ንሶም ከኣ እዮም ሎሚ ጽምኢ ስልጣን ዝዓብለሎም፥ ወገናዊ ስሚዒት ዘጥቅዖም፥ መቦቆሎም ዘጠራጠሮም፥ ሃይማኖት ዝዓመቶም፥ ሕስረት ተሸፊኖም መሳርሒ ጃንዳ ምዃን ዝመረጹ።          ፈተውቲ ሃገሮም ዝኮኑ/ዝኾና ኤርትራውያን ዕላማና ስለ ንፈልጥን፥ ብዘይ ዘቤታዊ ጻዕሪ ሃገር ክንሃንጽ ከምዘይንኽእል ስለ ንፈልጥን፡ ንተምበርካኽነትን ትኳቦን ፎእ ኢልና ብጽፍርና ምስ ውሑዳት ግዳማውያን መሻርኽትና ሃገርና ክንሃንጽ እንመርጽ።  ኣብ ሃገርና ጸገማት የለን ኣይኮነንን። ሕጽረታት ኣሎ። መብዛሕትኡ ግን ዝተጋነነ እዩ። ኣሳፊሑ ዝውዕል ዘዕልሎ ኣሉታት’ውን ኣሎ። ብዝዕባ መብራህቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ተቛመርቲ ከም ዓቢ መዋግኢ ጌሮም ይዛረብሉ ኔሮም።  ሎሚ ዓመት ግን ኣይተዛረብሉን።  ስለምንታይ? ኣብ ኣዎንታዊ ምዕብልናን ሓቅን ስለ ዘይኣምኑ።  ሰውራ ኣኽርያ ክብሉ’ውን ሰሚዕና ኢና።  ጠባይ ኣክላባት ኮምኡ እዩ። ኣብ ዓጽሚ ክበኣሱ ይጸንሑ‘ሞ ኣንበሳ ምስ መጸም እናሃደሙ ይነብሑ።  ከምቲ ኩሉ ግዜ እንብሎ እሾኽ እናኣለና መገድና ከነጠጥሕ ኢና። ገመል ጽዕነቱ ኣየውረደን ይስጉም ኣሎ። ኣኽላባት ካብ ኩቱር ምንባሕ ላሕቲቶም፥ ጎብየ ዓቕሉ ኣይጸንቀቐን፥ ሓፋሽ ዕጥቁ ኣየዝለቐን።  ነባሪ ዝኽሪ ንሰማእታትና                                                                                                                      ዓወት ንሓፋሽ                                                                                                                             ገብረንጉስ መስመር #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷  #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha  #ارتريا_تيك_توك🇪🇷

About