@teddyperformance: እዚ ማለት ግን ሓዲኡ ካብቲ ሓደ ይበልጽ ማለት ኣይኮነን። ማሽን ዲዩ ዋላ ናጻ ስኳት (freesquat)፡ ሓደ ጀማሪ እኹል መሰረታዊ ሓይልን ተኣማንነትን ምስ ኣጥረየ፡ ነቲ ማሽን ሓዲጉ ናብ ናጻ ባርቤል (free barbell) ክሰጋገር ኣዝዩ ዝቐለለን ውሑስን ይኸውን። ከምኡ ከኣ ናይ #rdl ዝያዳ ክብደት ተጠቒምካ ሓይሊ ክትሃንጽ እንተደሊኻ ባርቤል ምረጽ፤ ንዝያዳ ቁጽጽር፣ ንውሕስነት ዝባንካን ማዕረ ሓይልን ግና ዳምበል ተጠቐም። ምርጫኻ ወትሩ ኣብ ዕላማኻን መደብ ስልጠናኻን እዩ ዝምርኮስ። ንዕላማኻ ዝሰማማዕ መሳርሒ ምረጽ! 🎯💪🏾 #teddyperformance #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #habeshagirls

teddyperformance
teddyperformance
Open In TikTok:
Region: NO
Monday 07 September 2026 20:35:12 GMT
654
23
0
3

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @teddyperformance, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About