@threen.he.com: ኣብዚ ቕነ ፦ኮነሬል ወለጋ ይኹን በየነ ምክሩ ብስልኪ ዝገበሩዎ ዝርርባት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ክዘዋወር ዝቐነየ በዛ ጅግና ስራሕ`ዩ!! ዝገርም ናይ Manipulation ብቕዓት ዘለዋ ጓል እያ።ኣብ ኢዳ ዘሎ ምሽጢራዊ ወይ ፅፁይ ሓበሬታ ኸም information leverage ብምጥቃም ካብ ብልፅግና ዝተመወለሎም ቢልዮናት ብር ተቋዲሳትሉ እያ።🤗ጅግና✅ ናይዞም ባንዳታት ብረብሓ ዝተመስረተ ርክብ“ኣነ ክህበካ፣ ንስኻ ትህበኒ” ዝብል መርህ ዘለዎ ትራንዛክሽናል ኔትዎርኮም ኣብ ኣደባባይ እያ ኣስጢሓቶም። ▶ን`ሮዝ Investigative journalists ክብላ ይደፍር እየ። ምሽጢራዊ ሓበሬታ ትእክብ፣ ሰባት ትረክብ፣ ምስክርነትን ሰነዳትን ትእክብ። ዕላማኣ ከዓ ናይዞም ከሓድቲ ሰባት ሓቂ ምቅላዕ እዩ፣ ሰባት ንውልቃዊ ረብሓ ምጥቃም ኣይኮነን።✅ ካብ ኣብርሃም በላይ ክሳብ ከበደ ኣሰፋ፣ካብ ኣታኽልቲ ሃይለስላሰ ክሳብ ወዲ ኣንጥሩ፣ካብ ኮነሬል ወለጋ ክሳብ ወዲ ኸበደ፣ካብ ጌታቸው ረዳ ክሳብ በየነ ምክሩ ኸመይ ገይራ Blackmail ከምዝገበረቶም ኣብቶም ዝተዘርግሑ ናይ ስልኪ ቅዳሓት ሰሚዕናዮም ኢና። እዞም ሰባት ንውልቃዊ ረብሐኦም እምበር ፖለቲካዊ ቁምነገር ኣይብሎምን ኢልና ገና ካብ ብጕሓቱ ዝተቃለስናዮም ብዘይምኽንያት ኣይነበረን።ብግዕዝይና ዘኻዕበትዎ ' ስልጣኖም ተጠቂሞም ዝወረርዎ ናይ ትእምት ገንዘብ ሃፍቲ ህዝቢ ትግራይ `financial intermediary ቆፂሮም እቲ ገንዘብ ካብ ባንኪ ንምውፃእን ንምስዋርን እኒ በየነ ምክሩን ወለጋን ከመይ ይንቀሳቀሱ ከም'ዘለው ካብቲ ናይ ስልኪ ቅዳሕ ሰሚዕናዮ☝️ #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳 #habeshatiktok #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #foryou

stoic mind
stoic mind
Open In TikTok:
Region: ET
Tuesday 08 September 2026 05:20:27 GMT
10014
248
12
61

Music

Download

Comments

yohanes.gidey5
Yohanes Gidey :
perfect it is fact
2026-09-08 15:18:32
0
tekle.aberha6
ወዲ ሓይሎ ቦሐለ :
ኑርልኝ if it is fact
2026-09-08 14:59:23
0
user9859229035181
ዮርዱ ጓል ዓባይ ትግራይ :
💪💪💪🥰🥰
2026-09-08 17:43:20
0
user33533515812556sopi
solja ramos :
tamo eyu kulom dekilomwa kulu zegebro eyu ehna ledelena selam
2026-09-08 18:39:19
0
mikyasgebrehiwet
mikyas ge,hiwet :
Tamo eyu
2026-09-08 16:56:17
0
liongmail.com41
leo :
አንሕና ለድሊየና ሰላም ክኾን ዘይቲ ጣፍ ክቅንስ ኢና እምበይ ንደሊ ታይ ክገብረልና ስልኪ ሪከርድ
2026-09-08 18:35:17
0
jootk1309
ዮሃንስ JOO :
dont you think this is collective behaviour of the leaders( mekelle and Addis)
2026-09-08 15:48:51
0
pebteyedusfeyeny
ሙሩፅ :
ብሓቂ ብልፅቲ ጀግና
2026-09-08 15:03:21
0
goo.morning4
Tigray :
Twrdom eko 🥰🥰🥰🥰🥰
2026-09-08 18:04:30
0
dawa.dawa544
dawa dawa :
🥰🥰🥰🥰🥰
2026-09-08 14:00:43
0
kibrom.best
Kibrom Best :
🥰🥰🥰
2026-09-08 12:46:17
0
To see more videos from user @threen.he.com, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About