@wa1z0ne: Insane gunplay in @callofduty MW4 multiplayer. Play the #MW4 Open Beta this weekend #ad #callofduty #modernwarfare #MW4

MicModeOn
MicModeOn
Open In TikTok:
Region: NG
Tuesday 08 September 2026 12:50:33 GMT
3250
26
5
1

Music

Download

Comments

bigj187
bigj187 :
copy and paste game
2026-09-10 16:25:00
0
renxenaim
renxenaim :
nice bro need you support guys😁
2026-09-10 12:22:21
1
in_sane_4l
In_sane_4l :
nice clip bro, unfortunately mine didn't do so well 🤧
2026-09-09 11:11:27
0
movievaultclip
saliha :
Nice clip
2026-09-08 13:11:24
1
levelupx62
LevelUpX :
2026-09-08 20:49:33
0
To see more videos from user @wa1z0ne, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ካብ ናይ 2019 ትልምታት ከካፍለክን አንብባ👌 🌼🪻ልኣኺ ጥራሕ ልምልከት ነገር እንተኾይኑ ንኻልኦት ኣይትዛረብዮ።ሓደ ሓደ ግዜ ከይተረደአካ ናይ ውልቀኻ ጉዳይ ንሰብ ተዋግዕ'ሞ ይውህና ጎዳኢ ኮይኑ ስለ እትረኽቦ እቲ ልኣኺ ልምጥን ምሳኺ ግበርዮ። ንሰብ ድማ እቲ ንዕኡ ዝምጥኖን ዝግበኦን ጥራሕ ኣውግዕዮ። 🌼🪻ምስ ጥዕናኽን ምስ ዓይነ ብርክኽን እንተሃሊኺ ካብ ፈጣሪ ደኣምበር ካብ ሰብ ተፀባይት ንዘይምኳን ፀልዪ፣ፀዓሪ፣ስርሒ። 🌼🪻ኣብ ናይ በዓልኺ ሕይወት ጥራሕ ንበሪ ሕመቒ ፀብቒ ንበዓልኺ መሲልኪ ተጓዓዚ፣ናይ ማንም ገፀ-ባህርን ካራክተርን ኣይትላበሲ።ንሕይወትኺ ብዘለኽዮ እምበር ብተዋስኦ መልክዕ ኣይትንበርዮ። 🌼🪻ተቐየሪ ካብ ንዘይደልየኪ ምድላይ፣ ንዘየኽብረኪ ምኽባር፣ንዘይፅበየኪ ምፅባይ፣ንዘየፍቅረኪ ምፍቃር ፕሊስ ተለወጢ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ሓዳሽ ሰብ ኩንላ ልነብስኺ።ኣብዛ እዱንያ ምንባርኪ ንዘገድሶን ንዝሃርፎን ሰብ ጥራሕ ንበርሉ።👌 🌼🪻ንበዓልኺ ባዕልኺ ጥራሕ ኣዝዝያን ኣመሓድርያን። ነብስኺ ካብ ማንም ኣትሒትኪ ኣይትርአይያ።ነብስኺ ክብ ኣብሊ፣ምስ ሕልናኺ ተማኸሪ ንበዓልኺ ኣድምፂ፣ሕቶታት ውሽጥኺ ኣምብቢ፣ንበዓልኺ ዘይንስኺ መሲልኪ ኣይትቕረብያን ኣይትሸውድያን። 🌼🪻ኣብቲ ሓሲብኺ ኣመዛዚንኺ ልረገፅክዮን ልጀመርክዮን ሕይወት ከምድላይኪ ተንሳፈፊ።be confidence ብውሳነኺ፣ ብፅባቐኺ፣በሔዋንነትኪ ብልኣመንክሉ መንገድኺ። 🌼🪻ጅግና ጓል ኩኒ ንማንም ሰብ ክብሪ ይሃሊኺ።ቦታኺ ፍለጢ ሰብኪ መዋዕልትኺ መኻይድኺ መሓዙትኪ ኣለልዪ።ስምዒታ እትቆፃፀር ኣብ ቅድሚ ማንም ብእርኑብ ኣንደበት እትዛረብ፣ሰብ ተኽብር እምበር ሰብ ዘይትፈርሕ፣ብኽብራ ዘይትደራደር ክብራን ክብሪ ሰባትን እትሕሉ ኩኒ። 🌼🪻ንግዝያዊ ነገር ተፀየፍዮ(ረሓቕዮ) ግዝያዊ ፍቕሪ፣ጥቕሚ፣መልክዕ፣ግዝያዊ ምሕዝነት፣ግዝያዊ ሃፍቲ ኩሎም ንዓኺ ዝጠቕሙ ኣይኮኑን።እቲ ንዓኺ ዝጠቕመኪ እቲ ምሳኺ ዝቕፅል ዝነብር ጥራሕ እዩ'ሞ። 🌼🪻ስራሕኺ ብኣግባቡ ጠንኪርኪ ስርሒ፣ጎበዝ ኩኒ ዕላማኣ ዘይትስሕት ደኺመ ተሰላችየ፣ ሕንቃቐ ደልየ ኢላ ወዘንዘን ዘይትብል ጠንካራ ናይ ስራሕ ሰብ ኩኒ። 🌼🪻ብመንፈሳውነትኪ ዕበዪ ርብሒ፣ተረብሒ መንፈሳውነትኪ ኣስጢምኪ ሓዝዮ። ኖmore ጀሚርካ ምሕዳግ👌 🌼🪻.ጥንካረነት፣ብልሓነት፣ልብምነት፣የዋህነት፣ርህራሄነት፣ፈጠራነት፣ከኣልነት፣መንፈሳውነት፣ንቕሓት፣ምህዞነት፣ሔዋንነት፣እዞም ኩሎም ናትኪ እዮም'ሞ ናትኪ ምስትያት ግበርዮም። 🌼🪻ምስ ማንም ሰብ ኣይትበኣሲ ኣይትቀያየሚ ሕልናኺ ዕረፍትን ሰላምን ከውህቦ ልኽእል ነገር ታይ ምኳኑ ተረድኢ።ምስ ሕልናኽን ምስ ኩሉ ሰብን ሰላምን ስምምዕን ኣጥርዪ። 🌼🪻መጀመርታን መወዳእታን ኣመስጋኒት ኩኒ ኣብ አምላክ ልዑል እምነት ይሃሊኺ እዚ ዓመት 2017 ንመዘከርታ ዕቤት 2018 ክኾነኪ ብደምቢ ላስተማቐርኪ ንበርዮ።  I big respect ንኩለኽን ኣሕዋተይ ሰናይ ናይ ስራሕ ዘመን ይኹነልና። #አሜን🙏 💜🌿🌼🦋

About