@hewi8763n7vxzp: ♡ናተይ ድኽመትይ ጥንካረይ ንስኺ ኢኺ ምድራዊት መልኣኸይ::ስእነት ዘይሰብራ ፈተናታት ዘየዉድቕዋ ንሕመቃ መሊሳ ተሕምቖ ናተይ ሓያል ኣዶ::➴🌸 ዛ'ናየይ ገርሂ ርህርህቲ ፍጥረት ዉሕድ ዘዕግባ ::ፃዕዳይ ድምፅኺ ዝፈጥረለይ ሰላም ልክዕ ከምቲ ቤተ ክርስትያን ተሳሊምኪ ትረኽብዮ ብርቱዕ መንፈሳዊ ሰላም እዩ ሰለማዊት ገዳመይ::➴🌸 ርግዕ ዝበለ ሰሓቕኪ ገለ ጣዕሚ ኣለዎ ስቕ ኢሉ ፍሽኽ ክብል ይገብረኒ"ኣነ ጓልኪ'ኮ ድኽምቲ እየ ኣደዋይ'ንዶ ትፅልየለይ ኢለ ልበይ ኣዉዲቐ'የ ዝድቅስ ፀግዒ እምነተይ::ንስኺ ንኹሉ ፀገማትኪ ዝበዳህኽሉ ዓብዪ ዕጥቅኺ ፀሎት እዩ ነይሩ ኣነ ግን ናትኪ የሓዝኩን!➴🌸 ኣብ ድኽም ዝበለኒ ሰዓት አዝየ ይሓስበኪ'ሞ ኹሉ ዘሕለፍክዮ ነገራ ንፅቡቅኪ ኮይኑ ከስታዉስ ተለኹ የመስግን ናተይ ምዕራፍ:: ♡ገበታ ለዉሃትኺ ዘይሕለል ተስፉኺ እቲ ብጣዕሚ ጥዑም ላዛኺ ትሕትናኺ ሓዳግነትኪ ዓቕልኺ ኹሉ ነገርኪ ኣባየይ ክህሉ ኣዝየየ ዝደልዮ::➴🌸♥️ ናተይ ሓላል ኩሉ ሰባ ዘልኣለማዊ ፍቕርን ክብርን ዘወንዝፈልኪ ቆዋሚት ዓምደይ ናተይ ዓለም።🌎💙 #LearnOnTikTok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #creatorsearchinsights #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #habeshatiktok
✍️📚🎼‟ሄዋን ንግስቲ አሕዋታ‟👸🎼📚🤍
Region: SA
Tuesday 08 September 2026 18:28:32 GMT
Music
Download
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @hewi8763n7vxzp, please go to the Tikwm
homepage.