@mmlzxz:

ቀባጥ አክስማዊት
ቀባጥ አክስማዊት
Open In TikTok:
Region: SA
Wednesday 09 September 2026 10:15:23 GMT
35434
1029
211
124

Music

Download

Comments

12li.g
🦋n҈✌︎m҈༒︎ልw̺͆a̺͆ም✞︎🫴A҈💙🫶🫣 :
እንታይሞ ዘይከማና ኢኺ ኣይትጨነቂ ዝሓፍተይ ጥራሕና ኢና እኮ ተፈጢርና🥺
2026-09-10 11:55:48
107
wedy.mehrey
ዕያል wdey mheryi :
ቮስት በልዮ በልያ ሓፍተይ እንታይ ከይትኮኒ ጢዒናኪ ጥራይ ሰላም ኩኒ ኣጀኺ ጓል እነዋ🥰🥰🥰🥰
2026-09-10 06:17:38
46
filimontekeste8
fala :
go to police 🚔
2026-09-11 08:56:25
1
m.a254856
🇪🇷ኤርይ 129 :
ህስወት
2026-09-10 07:40:04
9
wheskey197
whiskey 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 :
fah ablyo belya wela 5werhi serihkla wela genzeb wesikya wilu hadiru fah mbalu ayterfon iyu. kb kulu gzie tsaqeyi fah ablyo ilki selamki rkebi. 🙏🙏🙏
2026-09-10 04:27:57
19
mshw.mshw
🥹🥹🥹 :
ማርያምን ክዳንኪ ናቀየርኪ ብካሜራ ናይ ገዛ ዝተቀር ፀ ተኮይኑስ ዓይዲ እዩ 👏🥰
2026-09-10 21:49:47
5
geni52300
Geni 27 💒💊 :
መዳሃኒ አለም አባቴ አደራህን 🤲 ጠብቀኝ ብሕብኡ ካሜራ ድዩ ማሬ ዶሞ ሞሊቁኪ ውፂ አይትስርሕላ አይትፕስቶን እያ 🥺🙏
2026-09-10 12:56:06
1
sotay1431
ሶታይ ሕልዊት :
ደስ ዝበሊ ግበርዮ በልያ ሓብተይ ናተይ ኣይትገደስላ እንተ ዳኣ ፖስት ኢላቶ ካኣ ንዓኣ እዩ ጽከፍኣ ብሕጊ ክተረካክብላ ትክእሊ ኢኪ ቡዙሓት የሕዋትና ኣለዉ ኣፍልጦ ናይ ሕጊ ዘለዎም ከይት ፈርህያ❤️❤️❤️
2026-09-10 10:35:30
6
sdet064
ኣቅለም ስደተኛ :
ኖርማል🥺🥺🥺እንድዩ ኣይተካብድዮ ባ ዝያዳይ
2026-09-10 16:01:17
0
user46001161328243
ksu ksu👸🦋 :
ሓቅኪ ድኪ ግን🥺
2026-09-10 21:24:01
0
user5418063306514
ሜቢ ሓፍቲ ሜሪ ❤ :
አረ በይዛኽን ሕማቅ ኣይትመነያ
2026-09-09 11:55:29
5
yordons.girmay.yo
Yordons Girmay Yordons :
Sister ajoke zey tetahena ena mexina nebeza alme.maray 🙏🙏🙏🙏 neskia taray ayetcnqi maray 🌷 please god bless you sister heftkie Eritreawate 🌸🌸🌼🌼🌼
2026-09-10 18:45:54
2
grmay.kahsay8
"ሰብ ወያል ፈጣሪ ሓያል💔💔💔 :
ሐቂ ተኾይኑ አይዞኺ ትልፈጠረኪ አምላክ ከኽብረኪ እዩ
2026-09-10 20:26:59
0
ybrah.alem
Ybrah Alem :
ኣይ ህስወት
2026-09-10 21:59:02
0
shewif66
ንኺድ ጥራይ :
ወይ ሃለውሎው 🤔
2026-09-09 20:43:03
0
user7199296203496
ኣዙ ፈታዊት ስድርኣ💚🫶✝️🙏 :
በልዮ በልያ ሓፍተይ ኩለ ሰብ ጥሪይ ነብሱ እዩ ጠፈጠሩ ካብ ለ ካብቲ ገዛ ውፅላ ኣጀኪ ዶሞ🥺🙏
2026-09-10 15:03:08
0
hsdethsum
Ik heb hoop 🇧🇪🇪🇷🇪🇷🇧🇪 :
Normally eu fah teblo ajoki
2026-09-10 19:52:47
2
user5277799682181
ዝምተኛዋ ጋል ሄዋን💒💊💐 :
ዋይ ዘይኾን ነገር🤣🤣
2026-09-10 22:56:17
0
user4419402998845
ኣልሚ የኣሉ እናት💋💞💋 :
ኣዮኪ ጋልነይ ክልና ጥራይ ነብስና ኢና ተፈጢርና እና ምንም ዘጨንቅ የብልን ኣትጨነቂ ልብኪ ሪኣ እያ እንበር ኣትሎቆን ቀስ ኢልኪ መሊቅኪ ውፂ ኣብ ደገ ዝወፅሉ ሳዓት ጀዋልኪ ከተሕድገኪ መደወሊ ከትስእኒ ናብ ቤተሰብ ደዊልኪ ይታሓዋወርኪ ሰዋግ ጋልነይ እመብርሃን ኣደይ ምሳኪ ትክን ፈጣሪና ክሉ ጊዘ ምሳና እዩ ኣጆኪ 🙏🙏🙏😌😌😌
2026-09-11 02:19:52
3
maazgebreluul
👍🤐 :
ማርያምን በልዮ በልያ ዶሞ ሞልቅክ ውፅ🥲🥲🥲🥲🥲🥲እፋ ኣበይ ከባብ እክ ዘለክ እሞ👌😥
2026-09-10 11:50:13
0
asdadqfeick
yordi yordi :
ፈሊጢክስ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-09-09 21:23:22
3
user1463518108194
user1463518108194 :
እሰይ 😁😁😁
2026-09-09 20:34:06
0
siemeydeluyey
siemeydeluyey :
ajoki fah teblo ay tfrhi amlak Alo msaki gnzebki hzki wxi Kem gele gerki
2026-09-12 15:37:32
0
tame28929
tame 🌶 :
ትፖስቶ ግን ካብኡ ውፅኢ 🥰🥰🥰🥰
2026-09-12 11:37:43
0
user2468263960327
ፊሊወዲንጽሃ 🇪🇷 ☦️ 🇱🇾 🚬 :
እንታይሞ ዘይከማና ኢኺ ኣይትጨነቂ ዝሓፍተይ ጥራሕና ኢና እኮ ተፈጢርና ኣጆኪ ጥራይ ወላ ቮስቲ በሊዮ እኪ በልዪ ንሳ ከማን ቮስቲ ኣይትብሎን ንየ ግን ኣጆኪ ሓብተይ ናተይ 🙏🥺🥺🥺✌️
2026-09-11 10:45:20
1
To see more videos from user @mmlzxz, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About