@uers055: 📍ምስ ንስሪ ክትዝምቢ እንተ ደሊኻ ምስ ደርሆ ምውዓል ግደፎ #fpyシ❥tiktok🖤🌹🔥 #fpyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyy #vኪንግ😍🙌 #ኣደይ_ናዓይ_ሂወተይ_እያ❤👸

ሕልና'ኸ📥📚...🚶‍♂️
ሕልና'ኸ📥📚...🚶‍♂️
Open In TikTok:
Region: UG
Wednesday 09 September 2026 16:30:11 GMT
11932
1093
28
52

Music

Download

Comments

uers055
ሕልና'ኸ📥📚...🚶‍♂️ :
እዚ ጹሑፍ ብዛዕባ ደርሆ ወይ ተፈጥራዊ ዓቅሚ ኣይኮነን ዝዛረብ ዘሎ!!አቲ ቀንዲ መልእኽቲ ጽልዋ ኣከባቢ(the power of Environment) እዩ። ዓብን ቡሩህ ራእን እንተ ኣለካ ምስቶም ዓቢን ኣስፊሖም ዝሓስቡን ዘታባብዑኻን ክትከውን ኣለካ!!እምበር ምስቶም ሓሳብ ኣምጺኻ ኣይከውንን እዩ ፈቲነዮ እየ ኢሎም ምኒን ዝብሉ ተኾይኖም እሳኻ ውን ኣብ ደረጆም ክትወድቅ ኢኻ ተስፋ መጻኢ ዘይብልካ ትኸውን ኣታሓሳስባኻ ይቅዩድኻ!! ንስሪ ዓቢ ናይ ምብራር ቡዙሕ ራኢ ኣለዎ ደርሆ ግን ካብ መሬት ኣሪሒቁ ኣይክእላን እየን።ስለዚ ራኢኻ ከተዕቢ ምስ ራኢ ዘለዎም ሰባት ዝምድና ፍጠር!!!🤩
2026-09-09 17:22:45
28
titey_star0
መን ይፈልጠለይ ናይ መዓሙቅ ልበይ :
ኣብቲ ዝለዓለ ክትበጽሕ ነቲ ዝተሓተ ምስ ትፈልጥ'ዩ 🫡good ✍️
2026-09-10 18:27:03
3
galadiaro
𝕜𝕦𝕤𝕦🦋💎🅦︎🔰 :
እረ እረደአኒ እንታይ ማለት እዩ 🥹
2026-09-13 22:42:40
0
jonetsegay0714801
J..ዉላድ ማይ ዓይኒ 💦(ሃዞሞታይ )🇬🇧🌿 :
Bxay🤌💯
2026-09-10 15:30:10
1
luna__luli
༆𝑛⃪𝑠⃪𝑟⃪𝑖⃪ 𓅓♡ :
ma hero🤴🏽🤌🏽
2026-09-09 16:54:18
1
user68269923354653
user68269923354653Shewit Glmar :
ትክክል ነው 💯
2026-09-10 00:07:45
1
ntuntu254
gal Gash Feqr 🩵🌹🇱🇾💔 :
ya ♥️✌️
2026-09-09 22:35:19
1
rakiteyy7
Gal Baba :
ya👍😘
2026-09-10 23:56:35
1
hlnakorira12
NUGUS 💙 NEBSU🇧🇪🦅 :
ሳሕ ከላም🥰
2026-09-11 21:34:55
1
user7283335777671
🦅ሕጋዊት៛ውርዚቲ👸🏻🤍🫶 :
👌🦋🥺
2026-09-09 21:48:31
1
brhane.tekle7
Brhane Tekle :
✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️
2026-09-10 14:36:31
1
habshawit31
ህያብ 👸✝️💚 :
👌🥺
2026-09-09 22:56:54
1
danu.hafti.berye
danu hafti berye🥰✌️ :
✌️✌️✌️✌️
2026-09-10 08:40:54
1
mera.mafya.5
ፈቃር እየ ብተፈጥሮይ🃏🚬💎🇱🇾👉🇮🇹 :
🤞🤞🤞
2026-09-10 11:29:12
1
nolife07.1
ቐመምᵉʳⁱ🦅🎭 :
🙌🥷
2026-09-13 01:42:48
1
To see more videos from user @uers055, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About