@chakurashu3: @@ ዘይዓግብ ፍጡር 44 ናይ ንጉሆ ፍሉይ "Gift" ንጎይታዋይ💙💍 👀"እንኳዕ ነዚ ፅቡቅን ንጉሆን ሓድሽ ማዓልትን ብሰላምን ብጥዕናን ኣብፅሐካ ጎይታዋይ፡ሎሚ ንጉሆ ብርሃን ፅሓይ ክበርህ ከሎ ቀዳማይ ሓሳበይን ናይ ልበይ ፆሎትን ናባኻ እዩ በሪሩ💙✨💍 👀"እዚ ሓድሽ ማዓልቲ እዙይ ፍሉይ ንድፊ ሒዙልካ ዝመፀ ናይ ዓወትን ፍሽክታን መዓልቲ ክኮነልካ ካብ ልበይ እምነየልካ ኣብ ነፍሰ ወከፍ እትረግፆ ስጉምትን እትሕዞ ስራሕን ናይ እግዘብሔር ሓይልን ሰላምን ኣይፈለየካ ንስኻ ንዕለታዊ ስራሕኻ እሙን፤ንናይ ፅባሕ ራእይኻ ድማ ቆራፅ ምኳንካ ክርኢ ከለኹ፤ ብዓወትካ ዘሎኒ ሓበንን ክብርን ወሰን የብሉን ደመይ✨💙💍 👀"ኣብ ውሽጢ እቲ ናይ ሎሚ ፃዕርኻን ጉዕዞኻን ኮይንኻ ኣብ ሓደ ኩርናዕ ልብኻ ኩሉ ግዜ ዘፍቅረካ ብናይ ውሽጢ ፆሎት ዝድግፈካን ብናፍቆት ዝፅበየካን ሰብ ከምዘለካ ኣይትረስዕ።ውዕሎኻ ኩሉ ብሰላም ተወዲኡ፤ ምሸት ክሳብ ብሓጎስ ትርእየኒ ናይ ሰላም ማዓልቲ ይግበረልካ ፍፁም ልበይ ብጣዕሚ እየ ዘፍቅረካ✨💙💍 👀"እግዚብሔር ኣብ ነብሰ ወከፍ ምንቅስቃስካ ይሃልው ሰላምካንደስታኻን ድማ ከቶ ኣይፈለኻ ንስኻ ንዓየ ፍሉይ "ህያብ" ኢኻ ጎይታዋይ✨💙💍love you more ኣዳሜ💙🙏 @ማሂ 𝑡𝑑𝑓 🐅❤💛@Cinderella❤ @እድብቲ ሕሊናዊት🥰💘 @ñê𝑣êř ĝĭ𝑣ē ű𝑝 💪 🎶 @𝗛𝒊𝒍𝒂𝒓𝒊𝒐 𝗧𝗗𝗙✟ @ቃቫጥ 𝐡𝐚𝐟𝐭𝐢 ወዲ 𝐌𝐡𝐚𝐫𝐢🫶 @ሄራን ነኝ የማራዬ ታማኝ🫶👑 @♡𝐰𝐞𝐲𝐧𝐢~²¹🩵 @𝑎𝑠ℎ𝑢 𝑎𝑠ℎ𝑢🤳💪
ĉĥãĸũř የᵃˢʰᵘ ቀᵇᵉጥ💙🫶
Region: SA
Thursday 10 September 2026 04:43:38 GMT
Music
Download
Comments
ℎ𝑎𝑓𝑡𝑖 𝑚ilen 👩❤️👩🦋 :
My king 🤴
bby 🫴💍
2026-09-15 12:42:28
1
jon king man 🥷 :
one ✌️
2026-09-10 04:47:36
2
ሚጧ ርግቪት¹⁶🕊️✝️❤️🩹 :
ፍቕርኹም ይብዛሕ ዞም ናተይ 🤍
2026-09-10 16:48:52
1
ፈታዊ ጀምዓ 🕊🤞 :
my👸
2026-09-10 13:37:35
1
Cinderella❤ :
ዞም ናባዕለይ ኣሕዋት🥰🥰
2026-09-10 04:52:47
1
@ ዘይዓግብ ፍጡር 44 :
My👑 meleyawitey💙💙💙
2026-09-10 10:23:27
1
ታ.ሊ.ን.🦋👸 :
ngstey 🥺😘
2026-09-10 16:58:59
1
ቃቫጥ 𝐡𝐚𝐟𝐭𝐢 ወዲ 𝐌𝐡𝐚𝐫𝐢🫶 :
ዞምናተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ🥰❤️❤️
2026-09-10 12:09:02
1
ሊዱ ገራዓልታዊት🎀🦋 :
ብፍቅሪ የንብርኩም ዞም ናባዕለይ አሕዋት🥰🌸🙏
2026-09-10 21:19:19
2
meri tdf💪💪💪 :
🥰🥰🥰ድሙቃተይ
2026-09-10 07:39:06
1
✝️ℍ𝒊𝘄𝒆𝕋🕊️🎧 :
𝑪𝒉𝒂𝒌𝒖𝒓𝒆𝒚 𝑨𝒃𝒂𝒚 𝑺𝒆𝒃 🤌🥀
𝒀𝒆𝑺𝒎𝒓𝒆𝒍𝒌𝒊 𝑾𝒆𝒍𝒆𝒍𝒂𝒚♥️😘
2026-09-10 11:22:56
1
እድብቲ ሕሊናዊት🥰💘 :
ፍቅርኩም ይብዛሕ ዞሞ ናተይ💙
2026-09-10 12:03:55
1
𝐅𝐢̂𝐲𝐮̂ 16✝️ :
𝐦𝐲🤌
2026-09-11 07:34:51
1
𝐏𝐑𝐈𝐍𝐂𝐄𝐒𝐒🎀🍂 :
Fam🥰
2026-09-10 09:16:23
1
𝐌🕊️🤌 :
dmukatey❤️😘
2026-09-10 08:17:46
1
jon king man 🥷 :
2026-09-13 13:46:13
1
እድብቲ ሕሊናዊት🥰💘 :
ገዛናዬ💙
2026-09-10 12:04:04
1
S.R.Q.ti L .B 🫀🫴👸☦️🛐 :
mqaley 🫂🫦🤌
2026-09-12 08:46:36
2
jon king man 🥷 :
😇😇😇
2026-09-10 04:47:01
1
ብቸኛዋ%🖤🪫 :
❤️❤️
2026-09-10 21:51:29
1
Netsi Dm :
🥰🥰🥰
2026-09-10 19:53:16
1
𝑘𝑜𝑘𝑖 ❷❶🦋 :
❤️❤️❤️
2026-09-10 07:59:12
1
ኣቤ ጓል ውቅሮ🤰🙏🤱💞💗 :
🥰🥰🥰🥰🥰
2026-09-11 03:20:16
1
Yared Tumay :
🥰🥰🥰🥰
2026-09-11 13:05:09
1
To see more videos from user @chakurashu3, please go to the Tikwm
homepage.