@kafu.tigray.tigray: ብድምፃዊ ማክ (Mak Ezra) ሓዳሽ ደርፊ "ዘመድ" ተዘርጊሓ ኣላ! 🎶✨ እቲ ወትሩ ኣብ እዛንና መፂኡ ብጥዑም ድምፁ፣ ብምቁር ዜማኡን ንልቢ ብዘረስርስ ስርሓቱን ለይትን ቀትርን ዘዘናግዓና ድምፃዊ ሓውና ማክ ዕዝራ (Mak Ezra)፡ ሓዳሽን ፍልይቲን ደርፊ ሒዙልና ተመሊሱ ኣሎ። ማክ ኣብ ስነ-ጥበብ ጥራይ ዘይኮነስ፡ ኣብ ሰብኣውነት እውን ልዑል ቦታ ዘለዎ፣ ንፅጉማት ካብታ ዘላቶ ዘካፍል ሩህሩህን ሕያዋይን ልቢ ዝዓደሎ ወዲ ህዝቢ እዩ። እቲ ፍሉይ ዓይነት ድምፁ፡ ግጥምታቱን ዜማታቱን ድማ ወትሩ ንፍቕሪ፣ ንሓድነት፣ ንፅባቐን ንሰብኣዊ ክብርን ዝውድሱ ብምዃኖም ኣብ ልቢ ሰማዕቱ ፍሉይ ቦታ ኣለዎ። እሞ ኸኣ እዛ ሓዳሽ ስርሒቱ ፍልይቲ እትገብራ፦ ምስታ ኣብ ናይ ኣማርኛ ድራማታት ብፍሉይ ክእለት ተዋስኦኣን ብማራኺ ፅባቐኣን እንፈልጣ ውርይቲ ተዋሳኢት ብሓባር ብምዃን፡ ኣዝዩ ዘደንቕን መሳጥን ሙዚቃዊ ቪድዮ (Music Video) ኣበርኪቱልና ምምፅኡ እዩ! እቲ ዜማ፡ እቲ ድምፂ ከምኡውን እቲ ዝተሰነየሉ ብሉፅ ተዋስኦ ንሓድሕዱ ተዋሃሂዱ ሓንቲ ልቢ እትሰርቕ ድንቂ ስራሕ ፈጢሩ ኣሎ። ንሓውና ማክ ዕዝራ ኣብዚ ሓድሽ ስርሑ ንደግፎ፡ ንስማዓዮ፡ ናብ ኩሉ ድማ ነካፍሎ! #ዘመድ #tigrignamusic #ማክእዝራ

ካፉ🌀
ካፉ🌀
Open In TikTok:
Region: ET
Friday 11 September 2026 15:34:10 GMT
7321
502
8
37

Music

Download

Comments

weldegebrial.batu
Weldegebrial Batu :
ኣቦ ጥበብ ሚኪ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-09-11 18:14:08
0
user1543383179040
knfe ze ganbela :
ማኪስላመዶ
2026-09-11 17:29:17
1
senait.weldegiorg
Senait Weldegiorgis :
wow
2026-09-11 17:46:29
0
benjamindestaadey1
biniደላዪ ደሃይ :
ክሊፕ ዝሰርሕ ሰብ ኣይመረጸን
2026-09-11 17:25:27
0
user41946362456856
ወዲ ራያ :
💖💖💖💖💖💖💖
2026-09-11 19:52:44
0
albert.einstein.physics
Albert Einstein physics :
አዜ ብልቢ ዝፈትዎ አርቲስት ማክ እዝራ ፅቡቅ ደርፉ እኳ ደስ እንትበለኒ ትርጉም ፍታሕ ቃሉ ግን ከም ትግረዋይ ከቢዱኒ ? ባህላዊ መሳርሕታት ሙዚቃ ና እንትርገፅ ድማ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝነካ ።
2026-09-11 16:42:18
1
fromsa.asfaw
fromsa Asfaw :
❤️❤️❤️
2026-09-11 15:58:15
0
user5667255556729
wed tsuruy :
♥️♥️♥️♥️♥️♥️💪💪💪💪💪💯
2026-09-11 17:31:37
0
To see more videos from user @kafu.tigray.tigray, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About