@titi.16.2026: "ኦ ፍትውተይ! ብዛዕባ እቲ መጻኢ መገዲ መውስቦኺ ወይ ህይወትኪ ኣይትጨነቒ።!! "ሓደ ሓረስታይ ነቲ ዘለዎ ዘርኢ ብእምነት ይዘርኦ ኣምላኽ ድማ ዝናብ የዝንበሉ ንስኺ ድማ ቅድስናኺ ሓልዊ ኣምላኽ ድማ ኣብ ግዚኡ ነቲ ዝግባእ በረኸት ክህበኪ እዩ።👸 "ጽባቐ ጐርዞ ካብቲ ግዳማዊ ስልማት ዘይኮነስ ካብቲ ኣብ ውሽጣ ዘሎ ህድኣትን ትሕትናን እዩ ዝምንጭው። "ንነፍስኺ ከም መቅደስ ኣዳልውያ እቲ ሰላም ዝህብ ኣምላኽ ድማ ኣብኣ ክዓርፍ እዩ። ኵሉ ሻቕሎትኪ ኣብ ኢድ ኣምላኽ ኣውድቕዮ እሞ ከምተን ኣዕዋፍ ሰማይ ብዘይ ፍርሒ ንበሪ።" (__ #ቅዱስ_ፓይስዮስ_ዘኣቶስ )-

Titi Ze Tewahedo✝️📚🇨🇦
Titi Ze Tewahedo✝️📚🇨🇦
Open In TikTok:
Region: SA
Saturday 12 September 2026 04:01:05 GMT
10081
1254
0
106

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @titi.16.2026, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About