@kidanzelalem: እቶም ክልተ ናይ ህይወት ምዕራፋት፦ ምዕራፍ ብኽያትን ሓዘንን፡ ምዕራፍ እልልታን ሰሓቕን! ክልተ በበይኖም ጉዕዞታት፦ ጉዕዞ ምፍልላይ ካብዛ ዓለም፡ ከምኡ’ውን ጉዕዞ ሓድሽ ምዕራፍ ኣብዛ ዓለም። ሞትን መርዓን ክልተ ጫፋት ናይ ህይወት እዮም። እቲ ሓደ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ፡ እቲ ሓደ ድማ ምጅማር ናይ ህይወት ፡ ኣብቲ ሓደ ዓቢ ብኽያትን ሓዘንን፤ ኣብቲ ሓደ ድማ ዓቢ እልልታን ሰሓቕን! ግዜ ከይከደካ ብእዋኑ ነቲ ተጠቐመሉ ፡ ግዜ ከየዘንግዓካ ነቲ ተጠንቀቐሉ! @ ዘፍጥረት
ሰረት
Region: GB
Saturday 12 September 2026 06:43:52 GMT
Music
Download
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm
homepage.