@tigrinya.nation7: ኢትዮጵያ ዝብል ስም ናይ ኩሽ ኮይኑ ጸሊም ገጽ ዝብል ግርካዊ ትርጉም ኣለዎ። ቅድሚ ካልኣይ ኩናት ዓለም ዝነበረ ካርታ ናይዚ ስም ከኣ ኣብዚ ማእከል ኣፍሪቃ'ዩ። ቅድሚ 1945 ዓ/ም ኣብ ማእከላይ ኣፍሪቃ ዝነበረ ስም ኮይኑ። እቲ ስም ከኣ ሓንቲ ሰክሪታሪ ናይ ዓዲ ኢንግሊዝ ዝነበረት (ሲልፍያ ፓንክሩትስ) ኣውጽያ ነዛ ናይ እቲ ግዜ'ቲ ኣቤስንያ ናይ ሕጂ ኢትዮጵያ ሃበታ። ነቲ 70 ግዜ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ ዝብል ስም ንሃይለ ስላሴ ተቐበሎ። ቀጺሉ ሃይለስላሰን እታ ኦርተዶክሳዊት ኣምሓራ ዘየለ ዛንታ ብምፍጣር ከኣ ንግስቲ ሳባ ንንጉስ ሰሎሙን በጽሓቶ፣ዝብል ሓሸውየ ብምፍጣር በቃ ሕልፋት ኦሪታውያንን ጽዮናውያን ኽኾኑ ፈቲኖም ፣ እዚ ታቦት ን1ይ ሚሊሊክ ተዋህቡ'ዶ ኣበይዶ ኣበይዶ ብምባል ንከምዚ ዝበለ ስናዕ ዘደንጹ ፉሹል ዛንታ ብዘገርም ተዋሲኦም። ኮታ ቡዙሕ'ዩ.... እንተኾነ እዚ ታቦትና ካብ ገለ ኣይመጸ ካብቲ ኣይመጸ ናትና'ዩ። ኣብዚ ምድርና ከኣ ተፈጢሩ። ንግስቲ ሳባ ከኣ 70 ዓመት ድሕሪ ሞት ንጉስ ሰሎሙን'ያ ተወሊዳ። ብመሰረቱ ናይ ግእዝ ዝኾነ ቅርሲ ዘይብላ ኣምሓራ ብሓሶት ግእዝ ክትኸውን ደልያ። ክህልዎም ኣይኮነን ተሓናፊጾም ናብዚ ናይ ግእዝ ዝርዓሙ ሕብረተ-ሰብ እዮም። ስለዚ'ዮም ከኣ ኣብ ልዕሊ ሕብረት-ሰብ ኤርትራን ትግራይን ዘሎ ትግርኛ (ትግራዋይ) ሕሉፍ ጽልኢ ዘለዎም። ኣብ መንጎ ሃጸይ የውሃንስ ኣብ ልዕሊ ሃጸይ ቴድሮስ ጎንደር ዝነበሮም ክርክር ! ሃጸይ ሚሊሊክ ኣብ ልዕሊ ሃጸይ የውሃንስ ዝነበሮ ክሕደት! ድሕሪ ሞት ንጉስና ዮውሃንስ ዝነበሩ ናይ ትግራይ ሊሂቃን ቀቲልካ ብደቂ ጎንደር ኣምሓራ ዝተተካኣሉ ምሕደራ፣ ሱረ-መሰራሩ ሊሂቃን ኣምሓራ ኣብ ልዕሊ ድኽመት ህዝቢ ትግርኛ ክፈጥርዎ ዝደለዩ ዕላማ ስለዝነበረ'ዩ። ክሳብ እዚ 1991 ከኣ እዚ ናይ ኣምሓራ ስነ ሓሳብ ዋጋ ኣኽፊልና። ኩሉ ሓሊፉ ሕጂ ኣምሓራ ነበረያ ነበረ ኮይኑ እቲ ዕድምኡ ሙሉእ ዝረገጽዎ ኦሮሞ ነታ ሃገር ተቆጻጺርዋ ኣሎ። እዚ ከኣ ረብሓና'ዩ። መደምደምታ ሓሳበይ! እታ ማህሌታይ ቅዱስ ያሬድ ኣብ ድርሳኑ "ብሔረ ኣግኣዚ" ዝብላ ዝነበረ ካርታና እዛ ትርእይዋ ዘለኹም'ያ። ጽዮናዊ ዋልታ ትግርኛ'የ….. መወከሲ ጹሑፈይ! ኣቦና ኣባ ገብረኪዳን ፕሮፌሰር መሓመድ ሑሴን #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #ትግርኛtiktok🕎💪 #hamasien #agaziantiv #ethiopian_tik_tok @ማህደረ @ወዲ ኣሉላ ኣባ ነጋ @እዝጊሓርያ፩🕎 @ሓሪ//ኣግኣዛዊት @ዋልታ 👑💛🦅 @haqimerar @ዓጋመይቲ💛ቸልሳዊት💙🦋💒🥷 @✝️𝐆𝐚𝐋 𝐓𝐃𝐅❤️💛🦁

ጽዮናዊ ዋልታ ትግርኛ🕎☸️
ጽዮናዊ ዋልታ ትግርኛ🕎☸️
Open In TikTok:
Region: DE
Saturday 12 September 2026 15:25:19 GMT
60805
1288
174
287

Music

Download

Comments

edu_amharawit01
𓇋 𓂧 𓅱     𓄿 𓅓 𓉔 𓂋 𓄿 :
Still the map is not correct. The land of Agazians also including the whole of Shewa and Gurague land!
2026-09-15 16:20:47
13
ashleean1
Ashleean1 🇪🇷🇪🇷🇺🇸 :
One day Eritrea will get its justice ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
2026-09-13 02:11:36
0
stop.rc.orthodox.r
፡*𐩧𐩢𐩣𐩱 አምሓራ🦁🇨🇬🇪🇷 :
አምሓራ ሳባውያን ነን
2026-09-13 17:23:33
18
ertrawitbarnet.dhankuni
ሃገረ ትግርኛ 🟥⬜️🟦 :
ትግርኛ ንቕድሚት🙏
2026-09-12 20:22:55
7
jondereje246
never give up💊💊✝️ :
2026-09-13 19:07:27
7
petros_solomon1981_1991
ወዲ ኣሉላ ኣባ ነጋ :
ብጣዕሚ ጽቡቅ ጽሑፍ ብርዕኻ ትሰስን ጽዮናዊ ሓወይ። ወስኸና እስከ ሓበሬታ ጽምኢ ኣሎ። ኣብዚ ወለዶ። ❤️❤️❤️
2026-09-12 16:20:25
13
hailejoney
Yonas :
ኤርትራ for ኤርትራዊያን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
2026-09-12 22:01:23
6
ibrahimadam205
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 :
2026-09-13 05:27:09
8
wedi_astir
ዋልታ 👑🤎🦅 :
ሓዎመይ ዋልታ ትግርኛ🕎☸️✝️
2026-09-12 15:28:53
4
0008m0o
mik :
do you know the real aghazian we're Amharas
2026-09-17 19:33:44
0
meri.love738
Meri Love :
ክብር ሓው ቀፅለሉ ✍️✍️✍️✍️
2026-09-14 11:13:34
3
qinqin503
qinqin :
agazi=kushatic=aggeew=kimaant=axum =etoopie =abis =kush
2026-09-13 14:42:06
1
feqar107
✝️𝐆𝐚𝐋 𝐁𝐚𝐛𝐚👸 :
𝐡𝐚𝐰𝐨𝐦👑👌👌
2026-09-12 15:27:37
1
queenseble_gezam
queenseble_gezam :
የውሸት ነው ትርክት
2026-09-13 20:29:31
5
henok.gebremeskel7
Henok Gebremeskel :
ትኽክል
2026-09-14 06:19:32
2
mulugeta.gebereme6
gebremedhin mulugeta :
ጥሊያን ያወጣልን ሥም አይደለም እግዜር ነው
2026-09-13 13:32:01
2
justice21242
Justice :
Please name of the singer
2026-09-14 09:31:43
0
d.bo344
D bo :
2026-09-14 12:04:46
0
jondereje246
never give up💊💊✝️ :
ክቡር ሓው ቀጽለሉ 🥰🥰
2026-09-13 19:06:54
3
stop.rc.orthodox.r
፡*𐩧𐩢𐩣𐩱 አምሓራ🦁🇨🇬🇪🇷 :
😂😂😂😂😂
2026-09-13 17:19:41
1
alazaralew297
YONI የOLA ልጅ ‼️ኦሮሚያ ሀገር ትሁን💪 :
ሀገረ ኦሮማይ💪💪💪
2026-09-27 06:36:37
1
stop.rc.orthodox.r
፡*𐩧𐩢𐩣𐩱 አምሓራ🦁🇨🇬🇪🇷 :
2026-09-13 17:19:55
3
king.jungle6
M .B .N👑🔋🕎🩵🌊🌳 :
Story yebet ember aytefen eu 🥰
2026-09-12 17:17:04
0
new_p1994
✅The king of London💙💙 :
2026-09-13 15:22:56
2
lilifkr491
lilifkr491 :
2026-09-15 05:49:17
1
To see more videos from user @tigrinya.nation7, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About