@fake_xryz: Smh🤦🏽 not today.. #marvelrivals #competetive #ragequit #relateable

Fake_Xryz
Fake_Xryz
Open In TikTok:
Region: US
Sunday 13 September 2026 02:22:27 GMT
9594
177
6
25

Music

Download

Comments

nozztio
nozztio :
How I have squirrel girl after
2026-09-13 02:27:54
4
anobodybutbatman3
ant1social :
BRO WHERE IS THIS GUBBY FROM…
2026-09-17 20:04:26
0
spare_pr
spare_🇵🇷 :
[Innocent][Innocent][Innocent]
2026-09-13 02:41:36
0
To see more videos from user @fake_xryz, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ምጽሓፍ ማለት ንዓይ ህይወተይ ማለት እዩ 🦅✍️❤️ ምጽሓፍ ማለት ንዓይ ካብ ፊደላት ሓሊፉ ብዙሕ ትርጉም ዘለዎ ዓለም እዩ። ንዓይ ምጽሓፍ ማለት ልበይ ዝዛረበሉ፣ ሓሳበይ ዝነግረሉ፣ ስምዒተይ ዝገልጸሉን እቲ ብቓላት ክገልጾ ዘይክእል ውሽጣዊ ዓለመይ ዝወጽኣሉን ፍሉይ መገዲ እዩ። ሓደ ሓደ ግዜ ሰብ ኣብ ቃላት ዘይረኽቦ መግለጺ ኣብ ጽሑፍ ይረኽቦ። ኣብ ጽሑፈይ ሓጎሰይ፣ ሓዘነይ፣ ተስፋይ፣ ናፍቖተይ፣ ሕልምታተይን እቲ ዝሓለፍክዎ ጉዕዞ ሂወተይን ይነብር። ኣብ ዘይተዛረብክዎ ቦታ ጽሑፈይ ይዛረብ፣ ኣብ ዘይተረድኡኒ ግዜ ድማ ፊደላተይ ንውሽጠይ ይገልጹ። ንዓይ ምጽሓፍ ማለት ካብ ሓሳብ ወጺእካ ኣብ ወረቐት ምስኣል ጥራይ ኣይኮነን፤ ንርእሰይ ምርዳእ፣ ምስ ነፍሰይ ምዝርራብ፣ ኣብ ውሽጠይ ዝተሓብአ ዛንታ ናብ ዓለም ምውጻእ እዩ። ሓደ ሓደ ግዜ ንሰብ ክነግሮ ዘይኽእል ነገር፣ ንልበይ ክገልጾ ዘይኽእል ስምዒት፣ ብፊደላት ግን ብሙሉእ ክዛረብ ይኽእል። ኣነ ኣብ ሂወተይ ብዙሕ ነገራት ርእየ፣ ብዙሕ ሓሊፈ፣ ብዙሕ ተማሂረ። እዚ ኹሉ ድማ ኣብ ጽሑፈይ ምስክር ኮይኑ ይነብር። ስለዚ ጽሒፈ ምስ ዝውድእ ኣይኮነን ዝብቅዕ፤ እኳ ደኣ ሓድሽ ሓሳብ፣ ሓድሽ ተስፋን ሓድሽ ዛንታን ኣብ ውሽጠይ ይውለድ። ምጽሓፍ ንዓይ ስነ-ጥበብ ጥራይ ኣይኮነን፤ መንነተይ እዩ፣ ድምጸይ እዩ፣ መስትያት ነፍሰይ እዩ። ስለዚ ክሳብ ዘለኹ ክጽሕፍ እየ፤ ክሳብ ሓሳብ ዘለኒ ክገልጽ እየ፤ ክሳብ ልበይ ዝዛረብ ፊደላተይ ክነብሩ እዮም። ዘይትሕለል ጓል ሂዋን የ 🦅 ✊ 👌  ርግጽኛ የ ምጽሓፍ ምንባብ ምስ ትጀምሩ ወልፊ ኸም ዝሕዝኹም ።🤝ግን መጽሓፍ ምንባብ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣንቢብኹም ተግባር ምስ ዝህሉ እዩ ኽትፈለጥዎ ዘለኹም።👌Hewan❤️👑👸 #creatorsearchinsights  #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktok #eityopyantiktok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹  #habeshatiktok

About