@ivy951114: Muchas gracias a todos 🫶🏼🩷

🍒𝗘𝗦𝗤𝗨𝗜𝗩𝗘𝗟🍒
🍒𝗘𝗦𝗤𝗨𝗜𝗩𝗘𝗟🍒
Open In TikTok:
Region: SV
Sunday 13 September 2026 08:25:41 GMT
214
12
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @ivy951114, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ቃላት ከም እምኒ እዮም—ሓንሳብ ካብ ኢድካ ምስ ወጹ ናበይ ከም ዝዓልቡን እንታይ ከም ዘፍርሱን ክትቆጻጸሮም ኣይትኽእልን። ሰባት ዝበልካዮ ሕማቕ ነገር ወይ ዘቈሰልካዮ ቝስሊ ብልቦም ይቕረ ክብሉልካ ይኽእሉ እዮም፤ እዚ ማለት ግን ነቲ ዘስዓብካዮ ናይ ቃላት ኣሰር ወይ ቃንዛ ረሲዖምዎ ማለት ኣይኮነን።  ይቕሬታ ምባል ናይ ይቕረ በሃሊ ሕያውነቱ እዩ። ይኹን እምበር እቲ ዝተባህለ ቃል ኣብ ኣእምሮ ሰብ ከም ሕማቕ ታሪኽ ተቐሪጹ እዩ ዝተርፍ። ​ ኣብ ናይ ሓደ ኣየር ሕስበተ-ስምዒት (ሕርቃን) ዝወጽእ ሓደ ሕማቕ ቃል ንዓመታት ዝተሃንጸ ፍቕርን እምነታትን ኣብ ሓደ ሰከንድ ክንድምሰሶ ይኽእል። ሕርቃንካ ምስ ዘሓለ እቲ ቃል ግን ኣብ ቦታኡ ይጸንሕ። ​ቖስሊ ስጋ የሕዊ ቈስሊ ቃል ግን ኣሰር ይሓድግ ናይ ስጋ ቖስሊ ብመድሃኒት ይሓዊ እዩ፤ ብቃላት ዝወጸ ቖስሊ ግን ኣብ ዝነጸፈሉ እዋን እውን እንተዀነ እቲ ኣሰሩ ኣብ ዝኽሪ ወድሰብ ንሓዋሩ ይነብር። ​ብቃላትካ ምጥንቃቕ ማለት ንኻልኦት ሰባት ጥራይ ዘይኰነስ ንርእስኻ እውን ካብ ናይ ጣዕሳን ዘይምለስ ስጉምትን ምክልኻል ማለት እዩ።  👉ቅድሚ ምዝራብካ እምበኣር
ቃላት ከም እምኒ እዮም—ሓንሳብ ካብ ኢድካ ምስ ወጹ ናበይ ከም ዝዓልቡን እንታይ ከም ዘፍርሱን ክትቆጻጸሮም ኣይትኽእልን። ሰባት ዝበልካዮ ሕማቕ ነገር ወይ ዘቈሰልካዮ ቝስሊ ብልቦም ይቕረ ክብሉልካ ይኽእሉ እዮም፤ እዚ ማለት ግን ነቲ ዘስዓብካዮ ናይ ቃላት ኣሰር ወይ ቃንዛ ረሲዖምዎ ማለት ኣይኮነን። ይቕሬታ ምባል ናይ ይቕረ በሃሊ ሕያውነቱ እዩ። ይኹን እምበር እቲ ዝተባህለ ቃል ኣብ ኣእምሮ ሰብ ከም ሕማቕ ታሪኽ ተቐሪጹ እዩ ዝተርፍ። ​ ኣብ ናይ ሓደ ኣየር ሕስበተ-ስምዒት (ሕርቃን) ዝወጽእ ሓደ ሕማቕ ቃል ንዓመታት ዝተሃንጸ ፍቕርን እምነታትን ኣብ ሓደ ሰከንድ ክንድምሰሶ ይኽእል። ሕርቃንካ ምስ ዘሓለ እቲ ቃል ግን ኣብ ቦታኡ ይጸንሕ። ​ቖስሊ ስጋ የሕዊ ቈስሊ ቃል ግን ኣሰር ይሓድግ ናይ ስጋ ቖስሊ ብመድሃኒት ይሓዊ እዩ፤ ብቃላት ዝወጸ ቖስሊ ግን ኣብ ዝነጸፈሉ እዋን እውን እንተዀነ እቲ ኣሰሩ ኣብ ዝኽሪ ወድሰብ ንሓዋሩ ይነብር። ​ብቃላትካ ምጥንቃቕ ማለት ንኻልኦት ሰባት ጥራይ ዘይኰነስ ንርእስኻ እውን ካብ ናይ ጣዕሳን ዘይምለስ ስጉምትን ምክልኻል ማለት እዩ። 👉ቅድሚ ምዝራብካ እምበኣር "እዚ ቃል እዚ ህንጸትዶ የምጽእ ወይስ ዕንወት?" ኢልካ ሕሰብ። 👉ቅድሚ ምዝራብካ ሕሰብ፤ ቃላትካ ካብቲ ጽጥታ ዝበለጹን ዘሕውዩን እንተደኣ ኾይኖም ጥራይ ተናገር።''

About