@lrtoxs: ها يمة💔 #الهم_عجل_لوليك_الفرج #زيارة_عاشوراء #الخاقاني #كربلاءالمقدسه

أحــــمــــد
أحــــمــــد
Open In TikTok:
Region: IQ
Sunday 13 September 2026 12:27:45 GMT
6147
817
2
20

Music

Download

Comments

user5709847411176
سجاد آل رباط :
صارت صدك راح تروح 💔
2026-09-14 08:27:48
1
mhan313
Hassan Ghaffar :
🥺🥺🥺
2026-09-13 17:48:29
2
To see more videos from user @lrtoxs, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ምሉእ ቭድዮ ኣብ 👉 ብባህለይ ሸው/@bbahleyshow👈 you tube እልኩም/ link 🔗 ኣብ ባዮ ኣለኩም  ሳብስክራይብ  ኣይትረስዑ ቤተ ሰብ  ጎራዙ ቆልዑ ኣሽንዳ ኣውርስ ተንቤን ሰሙን እንትተርፎ ነቲ በዓል ዝኸውን ኣልባሳት ጥልፊ ፣ ቦፌ ኣዳሊወን ከም ሓምባር፣ ማርዳ፣ ኩትሻ፣ ፣ሃሪ፣ ዛዕጎል ፣ ወለባ ፣ቁኖ ብዝኣመሰሉ መጋየፅታት ማዕሪገን ቅድመ ምድላወን ኣብ ምውጋን ይርከባ። እተን ቆልዑ ኣሸንዳ ባህላውን ሃይማኖታውን ክብሪታት ኣሸንዳ ካብ ውሉድ ናብ ወለዶ ንኽሰጋገር ፡ ባህላዊ ትሕዝቶኡ፣ ጥንታዊ ወግዑን መበቆላዊ ፅባቀኡን ብዝሓለወ መልክዑ ጥራሕ ከምዘብዕላ ገሊፀን። ክብርታት ኣሸንዳን ኣውርስን ባህላዊ ትሕዝትኡ ከይለቀቀ ከይተበረዘ ናብ ውሉድ ወለዶ ክመሓላለፍ ካብ ምንጠላ ባህሊ ብምድሓን ሃይማኖታውን መበቆላውን ትሕዝትኡ ንምዕቃብ ከምዝሰርሓ'ውን ኣረጋጊፀን። ኣብ ናይ ህልውና መኸተ ኮይና ኣብታ ዘለትና ዕድል በዓልና ክነኽብር ኢና ዝበላ እተን ቆልዑ ኣሸንዳ፡ ባህልን ነፃነትን ደቂ ኣነሰትዮ ዓቂበን ሕውየት ስነ ልቦናን ሓድነትን ንምርግጋፅ ከምዘብዕላ ገሊፀን። ተንቤን ማእኸል ስሕበት ቱሪዝምን ኢንቨስትመንትን ትግራይ ምኳና ዝሓበሩ ዓበይቲ ዓዲ ብወገኖም  በዓል ኣሸንዳ ኣውርስ ንምኽባር ንዝመፁ ኣጋይሽ ብኽብሪ ከም ዝቕበሉዎምን ብድምቀት ከምዝበዓልን ገሊፆም። ህዝቢ በዓል ዋና ናይቲ በዓል ሰለ ዝኾነ ብመዳይ ፀጥታ'ውን ስግኣት የለን ዝበሉ እቶም ዓበይቲ ዓዲ ብማሕበራዊ ሚድያ ዝንዝሑ ስግኣት ዝፈጥሩ ሓበሬታት ጌጋ ብምኳኖም ብፍፁም ሰላማዊ መንገዲ ከምዝኽበር ሓቢሮም። ኣሸንዳ ኣውርስ፡ መንነትና እንገልፀሉ ሓድነትና እነጠናኽረሉ ኣብ ቀረባን ርሑቅን ዘሎ ቤተሰብ ዝጠያየቀሉን ዝራኸበሉን በዓል እዩ ኢሎም። #ኣሸንዳ_ትግራይ💊❤️💛❤️ #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳ኣውርስ_ተንቤን_ዓብዪ_ዓዲ💃💥💜 #foryoupage #creatorsearchinsights #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha

About