@um769962521: #ሄዋነይ👸🌸 ✍️ ንስኪ ሃልዊ እምበይ ኩሉ ኣብ ግዚኡ ክኮን እዩ .... ✍️ ንእግዚኣብሔር ሓዚ እምበይ ኩሉ ድሕሪኡ እዩ .... ✍️ ንዕላማኪ ፅዓሪ እምበር እግዚአብሔር ተፈቂዱዎ ተሳዕክዕዮ ኢኪ.... ✍️ እቶም ንዕላማኪ ዝድግፉ ሰባት ኣስጥምኪ ሓዝዮም... ✍️ ፀባይ ይሃሊኪ እምበር ኣብ ዝኮነ ቦታ ሰብ ክትከስቢ ኢኪ... ✍️ ንነገራት ኣቅልል ኢቢልኪ ምርኣይ ተጀሚርኪ ጭንቀት ክትቅንሲ ኢኪ .... ✍️ ሰብ ንከይትከስሪ ተጠንቀቂ እምበይ ክከስረኪ ንዘደለየ መንገዲ ሓብርዮ ተደልዩ ውን መሳፈሪ ሃብዮ...😅 ✍️ ኩሉ ማዓልቲ ንጉሆ ሓዱሽ ማዓልቲ ሓዱሽ ሂወት ሓዱሽ ተስፋ.....💙 #ሚጣ_ሰለማዊት_ሄዋን👸🌸💃🏼

ሚጧ ርግቪት¹⁶🕊️✝️❤️‍🩹
ሚጧ ርግቪት¹⁶🕊️✝️❤️‍🩹
Open In TikTok:
Region: SA
Sunday 13 September 2026 19:15:06 GMT
642
100
0
3

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @um769962521, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About