@2tttttr:

سمٓمح
سمٓمح
Open In TikTok:
Region: SA
Tuesday 15 September 2026 11:15:13 GMT
36424
3737
5
829

Music

Download

Comments

ban1yas
. :
ابعد عن همومي وهمي يجيني
2026-09-15 14:02:48
8
h..si82
.🪶🫆🇸🇦 :
يالطيف بيتين من ذهب✨🥲
2026-09-19 10:50:23
0
mrsiper
وليد الفريدي :
لا تكدر الخاطر وتجلس بالأحزان# ترا الدهر يومين قاسي وليني# خل الأمل بالله في كل الأحيان# يمحى عذاب الأمس في لمح عيني# هاتها على القمرا وعينك للـ أعيان# وارم الحمول الكايده في يميني# أنا سبب والفرج من الواحد المنّان# والأمر بيد الله مُجري السنيني#
2026-09-19 04:09:51
0
To see more videos from user @2tttttr, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ሙዓመር ቃዛፊ ን40 ዓመታት ስልጣን ሒዙ ኣብ ኣኼባ ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UN) ተሳቲፉ ኣይፈልጥን ነይሩ። ንመጀመርታ ግዜ ኣብ 2009 ናብ ኒውዮርክ ምስ ከደ ግን... ታሪኽ ዝዘክሮ ዘስካሕክሕ ፖለቲካዊ ርእደ-መሬት ፈጢሩ! ⛺ እቲ መጀመርታ፦ ኣብ 5-ኾኾብ ሆቴል ክድቅስ ኣብየ! ኣብ ማእከል መናፈሻ ማንሃተን ቴንዳ ተኺሉ ሓደረ (ኣብ መሬት ዶናልድ ትራምፕ)። ፖሊስ ኣሜሪካ
ሙዓመር ቃዛፊ ን40 ዓመታት ስልጣን ሒዙ ኣብ ኣኼባ ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UN) ተሳቲፉ ኣይፈልጥን ነይሩ። ንመጀመርታ ግዜ ኣብ 2009 ናብ ኒውዮርክ ምስ ከደ ግን... ታሪኽ ዝዘክሮ ዘስካሕክሕ ፖለቲካዊ ርእደ-መሬት ፈጢሩ! ⛺ እቲ መጀመርታ፦ ኣብ 5-ኾኾብ ሆቴል ክድቅስ ኣብየ! ኣብ ማእከል መናፈሻ ማንሃተን ቴንዳ ተኺሉ ሓደረ (ኣብ መሬት ዶናልድ ትራምፕ)። ፖሊስ ኣሜሪካ "ኣይፍቀድን" ምስ በልዎ፡ "ክራይ ክኸፍል እየ" ኢሉ ኣስደመሞም። ⏳ እቲ 15 ደቒቕ ዝተዋህቦ... ናብ 100 ደቒቕ ተቐየረ! ኣብቲ ሓፈሻዊ ጉባኤ፡ ነፍሲ-ወከፍ መራሒ 15 ደቒቕ ጥራይ እዩ ዝፍቀዶ። ቃዛፊ ግን መድረኽ ምስ ሓዘ፡ ን 1 ሰዓትን 37 ደቒቕን ብዓረብኛ "ቦምባ" ከዝንም ጀመረ። እቲ ተርጓማይ 80 ደቒቕ ምስ ተርጎመ... ትንፋሱ ተሓጺሩ ሃለዋቱ ኣጥፊኡ ወደቐ! (ካልእ ተርጓማይ እዩ ተኪእዎ)። 💥 ነተን 5 ሓያላን ሃገራት (Veto Power) ኣዋረደን! ቃዛፊ ብቐጥታ ናብ ኣሜሪካ፣ እንግሊዝ፣ ሩስያ፣ ቻይናን ፈረንሳን ኣመልኪቱ፡ "እዚ ቤት ምኽሪ ጸጥታ ዘይኮነስ... ቤት ምኽሪ ራዕዲ እዩ!" ብምባል ኣዋረደን። "ንኣሽቱ ሃገራት ኣብ ኲናት ከም ዝጠፍኣን ብእገዳ ከም ዝሳቐያን ምግባር እዩ ስራሕኩም" በሎም። 📖 እቲ ጥርዚ (ቻርተር UN ምቕዳድ!)ከመይ ነበረ⤵️ "እዚ ቻርተር 'ኩለን ሃገራት ማዕረ እየን' ይብል... ኣብ ባይታ ግን ኣብ ቅድሚ ሓያላን ሃገራት ኣፍሪቃ ሳንቲም ዕውርቲ ዋጋ የብላን!" ኢሉ ብሕርቃን ነታ ወግዓዊት መጽሓፍ ሕጊ (UN Charter) ኣብ ቅድሚ መራሕቲ ዓለም ቀዳዲዱ ኣብቲ መድረኽ በተኖ! ኣዳራሽ ጸጥ በለ! ገሊኦም "ዓቢዱ" በሉ። ብዓይኒ ዲፕሎማሲ ጌጋ ክኸውን ይኽእል እዩ፣ ግናኸ ቃዛፊ ኣብ ማእከል ኣሜሪካ ኮይኑ ነቲ "ክልተ-ገጽ" ዘለዎ ፖሊሲ ምዕራባውያን ብትብዓት ኣቃሊዕዎ እዩ። ታሪኽ ንገላዩ ኣይዝክርን እዩ... ንኸም ቃዛፊ ዝኣመሰሉ ኣናብስ ግን ፈጺሙ ኣይርስዖምን እዩ! 🦁✊🏾 👇 ንስኻትኩምከ ነዚ ትብዓት ቃዛፊ ከመይ ትዝክርዎ? #Gaddafi #UN #History #geopoliticsfacts #Libya

About