@bj6806: 😞😞

Heri
Heri
Open In TikTok:
Region: UG
Tuesday 15 September 2026 11:17:10 GMT
11542
692
13
22

Music

Download

Comments

selam.bu2
Selam Bu :
nty mqrti❤️❤️❤️
2026-09-15 11:21:55
0
habengezie
Fani 🌠 :
Enqe beselam terakebikum Zerit Abey Seb 🥰
2026-09-15 14:12:15
0
its.me.hani18
☞it’s me hani 𓅇𓃻 :
𝙰𝚜𝚊𝚋𝚞🥺🥰
2026-09-15 15:51:19
0
onedeymamitey2
"XEŴªŘ💎✝️ :
Meksebey🥺🙏
2026-09-15 15:35:59
0
kemkafey28
my❤️🫀👭 :
Nty
2026-09-15 18:49:03
0
kemkafey28
my❤️🫀👭 :
🙏🙏🙏
2026-09-15 18:48:46
0
yowhans.aamnel
Yowhans Aamnel :
🥰
2026-09-15 18:34:59
0
haben2024
Haben :
[Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming]
2026-09-15 15:38:53
0
samrutesfalem7
samrutesfalem7 :
🥰🥰🥰🥰
2026-09-15 12:28:44
0
user2853094613782
sinit Samuel :
❤️❤️❤️
2026-09-15 12:11:41
0
heniking8
heni king 🤴 :
👑👑👑
2026-09-15 11:43:46
0
abraham.tesfalide
Abraham Tesfalidet :
ሄርሜላ  ጓለይ! ንስኺ መጀመርታ ሓጐስናን መኽፈቲ ማዕጾ በረኸትናን ኢኺ። ከምቲ ቅዱስ ቃል '   Psalms 127 ትግ80 - ዳዊት 3: እንሆ፣ ውሉድ ውህበት እግዚኣብሄር እዮም። ፍረ ኸርሲ ኸኣ ዓስቢ እዩ። ንስኺ እውን ኣብ ቤተሰብኪ  ሃገርክን ብርሃንን ክብረትን ክትኰני እዩ ፈጥሩክ።" • እግዚአብሄር ኣምላኽ መገደኪ የቕንዓዮ፤ ብመደብን ጥበቡን ይምርሓኪ። ከምቲ ቃል Psalms 121 ትግ80 - ዳዊት 8: እግዚኣብሄር ካብ ሕጂ ንዘለአለም ምውጻእካን ምእታውካን ኪሕሉ እዩ።ዝብሎ፡ ንስኺ እውን ኣብ ትምህርትኺ፣ ኣብ ዕዮ ህይወትኪን ኣብ ኩሉ ስጕምትኺ ግርማን ሰላምን ናይ ኣምላኽ ወትሩ ምስ ሰብ ይሃሉኪ። • ጓለይ፡ ፈርሃት እግዚአብሄር መጀመርታ ጥበብ እዩ። ልብኺ ንሰናይ ነገር ቅኑዕ ይኹን። ኣብዛ ዓለም እዚአ ብጥበብ ተመላለሲ፡ ግና ከኣ ግርማ ንጽህናኺን ስነ-ምግባርኪን ወትሩ ሓልዊ። መገዲ ህይወትኪ ብርሃን ኮይኑ ንብዙሓት መርኣያን መምህርን ክኸውን እዩ። • ከምቲ እቲ ናይ ቀደም ምስላና "ኣንግህካ እትኸዶ መንገዲ፡ ብንኡስካ እትወልዶ ዉላድ እንዳሓደረ ይሕጉሰካ" ዝብሎ፡ ንስኺ እንዳሓደርኪ ዓብዪ ሓጐስን ትዕግስትን ትኸውንና ኣለኺ። ንሕና ድማ ብጸሎትን ብምኽርን ወትሩ ኣብ ጎንኺ ኢና። ጽንዕቲ፣ ለባምን ንቤተሰብኪ ክብረትን እትኰኒ ጓል ሰማያዊ ኣቦናን መሬታዊ ማሕበረሰብኪን ክትኰኒ ንምነየኪ።
2026-09-15 12:44:50
7
To see more videos from user @bj6806, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About