@chantradegold: Live trực chiến 15/9/2026 và cái kết. Lại vẽ cho cậu chạy rồi🤣🤣🤣#tiktoklive #livehighlights #tranding #trader #tradexauusd

Minh Anh Optical
Minh Anh Optical
Open In TikTok:
Region: VN
Tuesday 15 September 2026 12:44:34 GMT
225
6
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @chantradegold, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ጽንዓት እታ ብእግዚአብሔር እትመርሕ ፈቃር ሄዋን ​እታ ፍቕራ ብጥንካረን ምስ እግዚአብሔርን እታሓሕዝ ሄዋን  ናይቲ ሓቀኛን ንጹሕን ፍቕሪ እያ። ​ፍቕሪ ዓቕሊ ኣለዋ፡ ሕያወይቲ እያ. ፍቕሪ ምስ ሓቂ እያ እትሕጐስ እምበር፡ ብዓመጽ ኣይትሕጐስን እያ።
ጽንዓት እታ ብእግዚአብሔር እትመርሕ ፈቃር ሄዋን ​እታ ፍቕራ ብጥንካረን ምስ እግዚአብሔርን እታሓሕዝ ሄዋን ናይቲ ሓቀኛን ንጹሕን ፍቕሪ እያ። ​ፍቕሪ ዓቕሊ ኣለዋ፡ ሕያወይቲ እያ. ፍቕሪ ምስ ሓቂ እያ እትሕጐስ እምበር፡ ብዓመጽ ኣይትሕጐስን እያ።" 1 ቈረንቶስ 13:4-6 ፍቕሪ ብዘይ እግዚአብሔር ናይ ሓቂ መሰረት ክህልዎ ኣይክእልን እግዚአብሔር ባዕሉ ፍቕሪ ስለ ዝዀነ (1 ዮሃንስ 4:8)፡ ንሱ ዘይብሉ ፍቕሪ ቀልጢፉ ዝበንን ብስምዒት ብስጋውን ባህግታት ጥራይ ዝምራሕ እዩ። እታ ብኣምላኽ እትኣምን ሄዋን ንፍቕራ ጥራይ ዘይኰነስ ንነፍሲ እቲ ኣፍቃሪኣ እውን ትሓልየሉን ብጸሎት ትደግፎን። እቲ ኣንሕና እነፍቅሮ ካብ መንፈሳዊ ህይወት ዘውጽእን ካብ ኣምላኽ ዘርሕቕን እንተደኣ ዀይኑ፡ እዚ ንነፍስን ንመንፈሳዊ ህይወትን ሓደጋ እዩ። ክልተ ሰባት ብመንፈስ ዘይሰማምዑ እንተደኣ ዀይኖም እቲ ሓደ ንላዕሊ ክስሕብ እንከሎ እቲ ሓደ ንታሕቲ ይስሕብ። እዚ ድማ ኣብ መንጎኦም ዓቢ ናይ መንፈስ ውግእ ይፈጥር ማለት እዩ ሓደ ሰብ ንኣፍቃሪኡ ኢሉ ካብ እግዚአብሔር ክርሕቕ እንከሎ፡ ዓቡዪ ፈተና እዩ ። ስለዚ ንፍቕሪ ኢለ ካብ እግዚአብሔር ኣይርሕቕን ዝብል ድልዱል መንፈሳዊ ጽንዓት ክህልወና ሓደ ሰብ ንዓኺ/ንዓኻ ዘፍቅረኪ እንተደኣ ዀይኑ፡ ንእምነትክን/ካን ንእግዚአብሔር ዘሎኪ/ካ ጥንካሬ ክህልው ኣለዎ ምስ ናይ ነፍሲ ኣቦ (መንፈሳዊ ኣቦ) ወይ ምስ ብሱላት መንፈሳውያን ሰባት ብምስጢር ምማኸር ሓቀኛ ፍቕሪ ንእግዚአብሔር እዩ ዘቐድም እቲ ንእግዚአብሔር ዘየፍቅር ሰብ ንዓና እውን ብሓቂን ብጽንዓትን ክኣምነናን ከፍቅረናን ኣይክእልን እዩ። ምኽንያቱ ናይ ሓቂ ፍቕሪ ምንጩ እግዚአብሔር ጥራይ ስለ ዝዀነ። ስሚዒታዊ ፍቕሪ ኣብ ስጋዊ ድሌትን ኣብ ናይ ዓለም ፍልስፍናን ጥራይ ዝተመስረተ እዩ። ንሰብ ካብ ጸሎት ካብ ቤተ-ክርስቲያን፡ ካብ ሰናይ ግብሪ ያርሕቖ። እታ ኣብ እግዚአብሔር ዝተመሰረተት ሓቀኛ ኣፍቃሪት ብዋጋ ዘይሽረፍ ዓቢ ክብርን ማዕርግን ኣለዋ። መጽሓፍ ቅዱስ “ጐበዝ ሰበይቲ ንሰብኣያ ኣክሊሉ እያ (ምሳሌ 12:4) ከምኡ’ውን “ፍርሃት እግዚአብሔር ዘለዋ ሰበይቲ ግና ትንኣድ” (ምሳሌ 31:30) ይብል እታ ፈቃር ሄዋን እቲ ኣፍቃሪኣ መንፈሳውነቱ እንተደከመ ወይ ካብ ኣምላኽ እንተረሓቐ፡ ብስጫን ብንዴትን ዘይኮነስ ብትዕግስትን ብጸሎትን እያ ትደግፎፍቕራ ናይ እዋን ወይ ናይ ጥቕሚ ዘይኮነስ፡ ፍቕሪ ክርስቶስ ብምኣማን ዝተሃነጸ ጽኑዕ ፍቕሪ እዩ። ንሱ ካብ ኣምላኽ ከይርሕቕ፡ ኣብ ፈተና ከይወድቕ፡ መንፈሳዊ ብርሃን ክረክብ ብልቢ ትጽልየሉ። ኩሉ ግዜ ብትዕግስቲ ትጸበዮ፡ ጌጋታቱ ብሕያውነትን ብዕሙቕ ዝበለ ኣኽብሮትን ተረድኦ ​ፍቕራ ናይ ቅናት ወይ ናይ ርእሰ-ወዳሴ ዘይኮነስ፡ ንዕኡ ክትደግፍን ክትባርኽን ዝተዳለወ እዩ #ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ_ፀንታ_ለዘለዓለም_ትኑር✝️❤ #ፍቅርን__ከክርስቶስ__ትህትናን__ከማርያም🙏☦️💫 #My #adamyy

About