@chinhchuanchinh2210: Mẹo giảm hôi miệng #chinhchuanchinh

Chính Chuẩn Chỉnh
Chính Chuẩn Chỉnh
Open In TikTok:
Region: VN
Wednesday 16 September 2026 06:02:27 GMT
275
6
1
0

Music

Download

Comments

zcao.yufan
COLOR OUTSIDE THE LINES🦅✨ :
Ủa là sao
2026-10-01 12:31:54
0
To see more videos from user @chinhchuanchinh2210, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

🇸🇸 ❤️ 🇷🇺 ደቡብ ሱዳንን ሩስያን ዝምድናአን ከሐይላ ተሰማሚዐን። 🔹 ኣማኻሪ ፕረዚደንታዊ ጉዳያት ኣብ ሃገራዊ ድሕነት ደቡብ ሱዳን ዝዀነ፡ ቱት ጋትሉኣክ ማኒመ ምስ ኣምባሳደር ሩስያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣሌክሳንደር ኮስሞደምያንስኪ ተራኺቡን ተዛትዩን። 🔸 ክልቲኦም ሰበስልጣን ኣብ መንጎ ሃገራቶም ዘሎ ምትሕብባር ብምዝታይ ብሓባር ዝሰርሕዎም ዘለዉ ፕሮጀክትታት ምዕባለታት ገምጊሞም። 🔹 ኣብ መንጎ ደቡብ ሱዳንን ሩስያን ብፍላይ ኣብ ጸጥታ፣ ቁጠባዊ ልምዓትን ካልኦት ረብሓ ዘለዎም መዳያት ዝምድናታት ብቐጻሊ ክሕይሉ እውን ተሰማሚዖም። 🔹እዚ ዜና ብቛንቋ እንግሊዝ ምስ ተዘርግሐ፡ ብዙሕ ሰብ ክንዲ ኣብቲ ዜና ዘተኵር፡ ብዛዕባ ክራሸ ቱት ክጽሕፍ ርእየ ኣለኹ። ገለ፡
🇸🇸 ❤️ 🇷🇺 ደቡብ ሱዳንን ሩስያን ዝምድናአን ከሐይላ ተሰማሚዐን። 🔹 ኣማኻሪ ፕረዚደንታዊ ጉዳያት ኣብ ሃገራዊ ድሕነት ደቡብ ሱዳን ዝዀነ፡ ቱት ጋትሉኣክ ማኒመ ምስ ኣምባሳደር ሩስያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣሌክሳንደር ኮስሞደምያንስኪ ተራኺቡን ተዛትዩን። 🔸 ክልቲኦም ሰበስልጣን ኣብ መንጎ ሃገራቶም ዘሎ ምትሕብባር ብምዝታይ ብሓባር ዝሰርሕዎም ዘለዉ ፕሮጀክትታት ምዕባለታት ገምጊሞም። 🔹 ኣብ መንጎ ደቡብ ሱዳንን ሩስያን ብፍላይ ኣብ ጸጥታ፣ ቁጠባዊ ልምዓትን ካልኦት ረብሓ ዘለዎም መዳያት ዝምድናታት ብቐጻሊ ክሕይሉ እውን ተሰማሚዖም። 🔹እዚ ዜና ብቛንቋ እንግሊዝ ምስ ተዘርግሐ፡ ብዙሕ ሰብ ክንዲ ኣብቲ ዜና ዘተኵር፡ ብዛዕባ ክራሸ ቱት ክጽሕፍ ርእየ ኣለኹ። ገለ፡ "ናይ ሃገር ምሉእ ቍጠባ ኣብ ኣካላቱ ኣጽፊፍዎ፡" 😂 ክብሉ እንከለዉ፡ ገለ ከኣ፡ "እተን ካምቻኡ ለጕመን ዘለዋ መላጕም ብሓቂ ጽኑዓት እየን። ከም ናተን ጽንዓትን ሓይልን ይሃበና.." 😂 ወዘተ ኢሎም። 🔸ሕጂ ፍሉጥ፡ ወላ ንስኻትኩም ክንዲ ኣብቲ ዜና፡ ኣብ ቱት ኣተኵርኩም ክትጽሕፉ ኢኹም። 😂😂 ✍️ Goitom Tesfai Gebreslasie

About