@bbcnewstigrinya: እቶም ብመሰረት መርማሪ ዳኛ ፈደራላዊ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ጀርመን ዘውጽኦ ትእዛዝ ዝተኣስሩ ውልቀ-ሰባት፡ ዜጋ ኤርትራ ከምኡ'ውን ዜጋ ጀርመን እዮም። ክልቲኦም ተኸሰስቲ ኣብ ጥቓ ከተማ ሳርብሩከንን ሽቱትጋርትን ብፈደራላዊ ፖሊስ ገበን እታ ሃገር ኣብ ትሕቲ ቍጽጽር ዝወዓሉ ኰይኖም፡ ኣብቲ ምንቅስቓስ ኣባል ብምዃን ብጽኑዕ ከም ዝጥርጠሩ ዓቃብ ሕጊ ገሊጹ። ብመሰረት መዝገብ ክሲ እቲ ቤት ጽሕፈት፡ "ብርጌድ ንሓመዱ ጀርመን" ኣብ ነሓሰ ዝተመስረተ ኰይኑ፡ "ንመንግስቲ ኤርትራ ንምውዳቕ" ዝዓለመ ኣህጉራዊ መርበብ ዘለዎ ምንቅስቓስ እዩ። እቲ ምንቅስቓስ ዕላማኡ ንምዕዋት፡ ኣብ ጀርመን ብደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝዳለዉ መደባት ናይ ዓመጽ ስጕምትታት ይወስድ ከም ዝነበረ ዝገለጸ እቲ መግለጺ፡ ኣብ ልዕሊ ትካላት መንግስቲ ጀርመንን ነቶም መደባት ንምሕላው ኣብ ዝዋፈሩ ሓይልታት ፖሊስን ዓመጽ ምጥቃም ከም "ቅቡል መንገዲ" ይርእዮ ነይሩ ኢሉ። #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #bbcnewstigrinya #germany🇩🇪 #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok
BBC News Tigrinya
Region: ZA
Wednesday 16 September 2026 11:52:27 GMT
Music
Download
Comments
ኣውገት :
ንሕልፈት ክፍረዱ ኣለዎም
2026-09-16 14:17:33
17
hana yemane 🇪🇷🇺🇸✝️ :
suk elom sdetom zeygebru 😭
2026-09-16 17:58:44
8
ባር ዛራ :
well done Germany 🌹
2026-09-16 18:18:24
7
ታይት ጸረ ቐምሽ🇪🇷🤞 :
Good job 👍
2026-09-17 04:03:47
0
ከመይ ኣለካ ዎሎዶይ :
ሃታፍ ኩቱ💙💙💙💙🙏
2026-09-16 19:10:27
1
Proud to be Eritrean 🇪🇷♥️🔐 :
Good news
2026-09-17 03:34:04
1
cathedral :
Well done German 🇩🇪 ❤️
2026-09-16 17:14:22
4
Raymok :
ኣሰይ ዕልልል
2026-09-16 18:06:14
8
SimR :
ገና ገና
2026-09-16 15:03:28
6
Mene kem Ade 🇪🇷 291👈 :
ክመሃሩሉ ተስፋ አገብር 🙏
2026-09-16 20:01:27
3
ዕባይ ወዳስ :
ግርምምምምምን
2026-09-16 16:37:33
2
Ana Samy :
Aseyyyyyyuy mashalah
2026-09-16 16:46:36
3
AlmiH203 :
Well done 👏 ✔️👍
2026-09-16 14:53:29
2
Hayle Sara :
good job
2026-09-16 14:43:53
15
user4543510321015 :
ኣሰይ ሕጂ ግርም
2026-09-16 16:12:12
3
nakfa :
🥰🥰🥰Aseyyy
2026-09-16 20:51:24
1
kisanet :
ኣሰይ 👍🏾👍🏾👍🏾💯💯💯💯
2026-09-16 18:23:43
2
Burundi (coffie man) :
good job
2026-09-16 17:38:05
2
ሰብ ቀደም :
good job
2026-09-16 14:29:18
10
Tiger💪 :
good job 👏 👏
2026-09-16 12:51:32
7
Adengele Adhanom :
good
2026-09-16 13:28:42
7
ADMAS/መኣዲ ስነ ጥበብ 📚🇪🇷 👈✌️ :
nice
2026-09-16 12:59:47
9
Omer :
2026-09-16 16:05:01
2
🆂︎🅘︎🅜︎🅐︎ 🇪🇷 :
2026-09-16 15:33:03
2
Eri :
2026-09-16 18:46:11
1
To see more videos from user @bbcnewstigrinya, please go to the Tikwm
homepage.