@tihloagame: ቅንያት መስቀል ☦️🌾🌸 ንኻልኦት ሓድሽ ዓመቶም ቅዱስ ዮሃንስ እዩ፤ ንዓጋመቶት ግን ብኣንፃሩ ሓድሽ ዓመቶም በዓል መስቀል እዩ። በዓል መስቀል ኣብ ዝነበርካ ነይርኻ ንፈለማን ንመወዳእታን ግዜ ብሕብረት እትእከበሉ ክቡር በዓል እዩ። ንብዙሕ ዓመታት ርኢኻዮ ዘይትፈልጥ ሓውካ፣ ወዲ ሓወቦኻን ቤተሰብካን ካብ ውሽጢ ዓድን ካብ ወፃኢ ሃገርን ክመፅእ ብሃረርታን ብናፍቖትን ሃንቀው ኢልካ እትፅበዮ ፍሉይ እዋን እዩ። ሓደሽቲ ሰባት እትርእየሉ ፣ ንመፃኢ ዓመት ሓድሽ ትልሚ እትሕንፅፀሉ ፣ ተኣኪብካ ብፍቕርን ብሕብረትን እትፃወተሉ ሓድሽ ዓመት እውን እዩ ። "መስቀል ዘይከተተ ፡ ዳርጋ ዝሞተ" ዝብል ብሂል ኣሎ! እዚ ድማ ከምዚ ሎሚ ሞባይልን ካልኦት መራኸብታትን ከይሃለዋ (ኣብ ግዜ ደብዳቤ😄) ሰብ ኣብ ዝነበረ ነይሩ መስቀል'ኡ ዓዱ ዝኣቱ ነይሩ ። መስቀል እንድሕር ዓዲ ዘይኣትዩ ግን ፡ ሞይቱ ማለት 'ኡ እምበይ ብሂወት እንተዝህሉ መስቀል ዓዱ ምኣተወ ነይሩ" ኢሎም ይቐብፁዎ ነይሮም ይብሉታ! ይብሉታ'ኡ።😄 @Mikiele Berihu ዝሓወይ 🔥❤ #tigrignamusic #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #habeshatiktok #tiktok
Bahli Agame 🍚🥢💛
Region: SA
Wednesday 16 September 2026 15:55:29 GMT
Music
Download
Comments
Hiwet :
እንኳዕ ደስ በለካ ሳሚ ሓወይ
2026-09-17 07:54:22
0
shishay tsegay :
🕊🌻🌻🌻🌻🌻🕊
🌻🌻 መልካም 🌻🌻️🌻🌻 አዲስ 🌻🌻
🌻🌻 ዓመት 🌻🌻️🌻️🌹 🌾🌻💐🌷🌻
🕊🌻🌻🌻🌻🌻️🕊
2026-09-17 09:14:04
0
ንግዝየ ባዓቅሊ ንሰብ ብፍቅሪ 🤌🌿🫶💖🙏 :
🌻👑🌻🌻🌻♥️♥️♥️
2026-09-17 11:24:48
0
destahaftu36 :
🥰🥰❤️❤️❤️❤️🥰
2026-09-16 17:18:54
0
raki raki :
🥰🥰
2026-09-17 02:41:22
0
ቲቲ ጓል ዳሞ 👸💙❤ :
2026-09-17 04:10:52
0
ss erobawit :
❤️❤️❤️
2026-09-17 04:31:31
0
aman :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-09-17 01:30:48
0
user8458657599410 :
❤️❤️🥰❤️
2026-09-16 18:01:31
0
ft :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-09-17 11:02:25
0
Jon wedi keshi :
🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️
2026-09-16 18:32:35
0
ዓዲ ባህሊን ክብሪን :
❤️❤️❤️❤️❤️
2026-09-17 07:56:07
0
Nebu :
[Heartwarming][Red heart][Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming]
2026-09-17 06:41:38
0
Brhane ቐሺ Hadush :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-09-17 06:22:59
0
Frtuna :
🥰🥰🥰🥰🥰
2026-09-17 05:31:57
0
Ramo Ramo :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-09-17 05:13:41
0
Genet Kflay :
💋💋💋💋💋❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹
2026-09-17 04:29:38
0
user8713577812945 :
🥰🥰🥰🥰
2026-09-16 21:56:21
0
😘 rufta :
🥰🥰🥰
2026-09-16 20:32:49
0
haftom wedwyke :
❤️❤️❤️❤️
2026-09-16 20:28:08
0
Solyana Msbelku Eye :
🥰🥰🥰🥰
2026-09-16 19:22:35
0
Sanayt :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-09-16 18:37:36
0
shishay tsegay :
💕💕💕
2026-09-17 09:13:35
0
tegray :
💋💋💋
2026-09-16 18:09:05
0
ሩፍታ ዓጋማዊት 99👸🏼🌗 :
[Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming]
2026-09-16 16:02:02
0
To see more videos from user @tihloagame, please go to the Tikwm
homepage.