@parisbalade: Musée d’Orsay #paris #eiffeltower #fyp

Paris En Balade
Paris En Balade
Open In TikTok:
Region: FR
Wednesday 16 September 2026 18:44:56 GMT
2814
157
3
14

Music

Download

Comments

marie222ze5
Marie 🌷 :
cc
2026-09-17 08:10:29
2
.visite.en.image
📷 Visite En Image 📷 :
✨✨✨
2026-09-24 21:09:10
0
biggi1927
Biggi :
[Rotes Herz][Rotes Herz][Rotes Herz][Rotes Herz][Rotes Herz][Rotes Herz][Rotes Herz][Rotes Herz]
2026-09-17 08:54:01
1
To see more videos from user @parisbalade, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

እዛ ምድሪ ገፋሕ እያ፤ ንኹሉ ዝኣክል መንበሪ እውን ኣለዋ። ኩሉ ብሓባር ክነብረሉን ክበልዓሉን ዘኽእል ጸጋታት እውን ዝወነነት እያ። እቲ ካባና ዝድለ ልክዕካ ፈሊጥካ ብስኒት ክንነብር ፍቓደኛ ምዃን እዩ! ስኒት ከም ስማ ጥዕምትን ተበሃጊትን እያ። ኣብ ስኒት ሓጎስ፡ ሰላም፡ ህድኣትን ምክንዋንን ኣሎ። ስኒት እንተሃልዩ ዕቤት ኣሎ፡ ሓቢርካ ምጉዓዝ ኣሎ፡ ተስፋን መጻእን እውን ኣሎ። ስኒት እንተልዩ ናይ እሂን-ምሂን መድረኽ ኣሎ። እሂን-ምሂን እንተልዩ ድማ ምስራሕ ኣሎ—ዓወታት ዝጭበጡ ብስራሕ ስለዝኾኑ ድማ ዕቤት ኣሎ ማለት እዩ። ስኒት ኣብ ገዛ፡ ስኒት ኣብ ስራሕ፡ ስኒት ኣብ ዕዮ፡ ስኒት ኣብ ፍቕሪ፡ ስኒት ኣብ ሕውነት ስኒት ኣብ ምሕዝነት እታ ኣገዳሲት ባእታ እያ። ስኒት እንተነጊሱ፡ እቲ ዝሕሰብ ሓሳብ እውን ኪኖ ታራ ሓሳብ ኣድማዕን ኣፍራይን ዘይኮነሉ ምኽንያት የለን።
እዛ ምድሪ ገፋሕ እያ፤ ንኹሉ ዝኣክል መንበሪ እውን ኣለዋ። ኩሉ ብሓባር ክነብረሉን ክበልዓሉን ዘኽእል ጸጋታት እውን ዝወነነት እያ። እቲ ካባና ዝድለ ልክዕካ ፈሊጥካ ብስኒት ክንነብር ፍቓደኛ ምዃን እዩ! ስኒት ከም ስማ ጥዕምትን ተበሃጊትን እያ። ኣብ ስኒት ሓጎስ፡ ሰላም፡ ህድኣትን ምክንዋንን ኣሎ። ስኒት እንተሃልዩ ዕቤት ኣሎ፡ ሓቢርካ ምጉዓዝ ኣሎ፡ ተስፋን መጻእን እውን ኣሎ። ስኒት እንተልዩ ናይ እሂን-ምሂን መድረኽ ኣሎ። እሂን-ምሂን እንተልዩ ድማ ምስራሕ ኣሎ—ዓወታት ዝጭበጡ ብስራሕ ስለዝኾኑ ድማ ዕቤት ኣሎ ማለት እዩ። ስኒት ኣብ ገዛ፡ ስኒት ኣብ ስራሕ፡ ስኒት ኣብ ዕዮ፡ ስኒት ኣብ ፍቕሪ፡ ስኒት ኣብ ሕውነት ስኒት ኣብ ምሕዝነት እታ ኣገዳሲት ባእታ እያ። ስኒት እንተነጊሱ፡ እቲ ዝሕሰብ ሓሳብ እውን ኪኖ ታራ ሓሳብ ኣድማዕን ኣፍራይን ዘይኮነሉ ምኽንያት የለን። "ሓቢሮም ከይዓዩስ፡ ንዑ ንውረድ እሞ ንዘረባኦም ንደባልቆ" ትብል ጽሕፍቲ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ኣላ። እዛ ጥቅሲ ኣብቲ ሓደ እዋን ባቢለናውያን ሓቢሮም፡ ተሰማሚዖም ሰማይ-ነጠቕ (ሰማይ ዝበጽሕ) ህንጸት ክሃንጹ ኣብ ዝሓሰቡሉ ከምዝተባህለት ዝንገረላ እያ። ዋና መልእኽቲ ናይታ ጥቅሲ ንጎድኒ ገዲፍና፡ ናብታ "ንሕድሕዶም መታን ከይሰማምዑ" ትብል ሓረግ እንተስተብሂልና ግና፡ ስኒት (ተቓዲኻ ምንባር) ክሳብ ክንደይ ኣዐዋቲ ምዃኑ ኢና ንግንዘብ። ኣብ ጥፍኣት ይኹን ኣብ ልምዓት ስኒት እታ መሓውር ሓይሊ ናይ ዓወትን ምክንዋንን እያ። ሎሚ ናብራና ላዛ ስኢኑ፡ ጨው ውሒድዎ ሲኦል ዝኸውን ዘሎ ስኒት ስለዝውሓዶ እዩ። ሓቢርና ሓባራዊ ጥቕሚ ከይንገብር ዝዓግተና እውን ዋሕዲ ስኒት እምበር ዋሕዲ ሓበሬታ ወይ ኣፍልጦ ኣይኮነን። እቲ ፍልጠትን ሓበሬታን'ሲ ልዕሊ ማንም ግዜ ሎሚ እኳ ይበዝሕ! ብሰንኪ ስኒት ዘይምህላው፡ ተኸባቢርካን ተኸኣኢልካን ዘይምኻድ ግን እቲ ንደልዮ ናብራ፡ እቲ ንደልዮ ዓወት፡ ነቲ ንደልዮ ሸቶ ከይንሃርም ዕንቅፋት ኮይኑና ኣሎ። መልክዕና፡ ዓቕምታትና፡ ደረጃናን ብጽሕናናን በበይኑ ስለዝኾነ፡ የግዲ ኣብ ኩሉ ነገራት ክንሰማማዕ ኣሎና ማለት ኣይኮነን—እተፈላለየ ርእዮት ክህልወና ግድን እዩ። ብዙሕነትና ተቐቢልና ምክብባር እንተወሲኽናሉ ግን ሓቢርና ብሓደ ዘይንጎዓዘሉ ምኽንያት የልቦን። ነዚ እዩ ድማ ምክብባር ዘድልየና—ምኽንያቱ ብዘይ ምክብባር ብስኒት ምንባር ስለዘይከኣል! ስለዚ ክንጥዒ፡ ናብራና እውን ክምቅርሲ፡ ጉዕዞ ህይወትና ምክብባር ይሃልዎ—መታን ተሳኒና ብሓደ ክንቅጽል።

About