@um769962521: 🙏✨ ኣይጠራጠርን’የ ፥ ለዋህ ከም ምዃንካ 🪜👑 ስሒብካ ከም ተውጽእ ፥ መሳሊል ፈጢርካ 🌌🌍 ጎይታ ኩሉ ኢኻ ፥ ሰማይ ምስ ምድሪ ❤️✝️ መድሕን ናይዛ ዓለም ፥ መርኣያ ናይ ፍቕሪ 💖🤲 ኣባኻ ክውከል ፥ ብሙሉእ ልበይ 🛣️✨ ባኣኻ ክፍጸም ፥ ክቐኒዕ መንገደይ 🕊️👤 ንስኻ ኣብ ትደልዮ ፥ ክትርከብ ’ታ ነብሰይ 🎁🙌 ጸጋ በረከትካ ፥ ክትቅበል ሂወተይ ➡️🏃 ንድሕሪት ከይምለስ ፥ ንቕድሚት ኣማዕድየ 🤍✨ ምስ ሓጥያት ከይነብር ፥ ንጽድቂ ተመኒየ 🏆📖 ኣፍቲ ጫፍ ናይ ዓወት ፥ ፈጸምቲ ንቓልካ 🌧️🕊️ ጎይታይ ኣብጻሓኒ ፥ ከም በዝሒ ምሕረትካ 🙏💭 ትምኒተይ ብዙሕ’ዩ ፥ ዘይፍጸም ብባዕለይ 🗝️❤️ ናባኻ ክቐሪብ ፥ ኩሉ ክመልኣለይ 💡🔓 ከፊትካ ባዕልኻ ፥ መፍቱሕ ማዕጾ ልበይ ☀️🕯️ ዝጸልመቶ ልበይ ፥ ብርሃንካ ኣብራሃለይ 🧼🛑 ምጉርምራም ገዲፈ ፥ ከንጻሃ ዛ ነብሰይ 🛤️💧 መንገዲ ከትሕዛ ፥ ክጸሪ ካብ ሓጥያተይ 🗺️🙌 ቅንዕቲ መንገዲኻ ፥ ባዕልኻ ምርሓኒ ⚠️🛡️ ሓጥያት ተላሚደ ፥ ምንባር ከይለምደኒ 🤲🧹 ክሓጽባ ዛ ነብሰይ ፥ ጎይታይ ደግፈኒ ❓🤔 ከርክበሉ ምባል ፥ ምኽኒት ከይመስለኒ ⚖️❓ ተዘይ ሓጺበያ ፥ እንታይ ዋጋ’ለኒ 🙏✝️ ዘይንሳኻ ጎይታይ ፥ መን’ዩ ’ሞ ዘለኒ 📜🙏 ንቓልካ ከኽብር ፥ ንቓልካ ክግዛእ 🌦️🌤️ ይጥዓም ግዜ ፥ ዋላ ይምረር ይኽፋእ 🛑🛣️ ፍቓድካ ጥሕሰ ፥ ኣበይ ከይጥዕመኒ 🕊️❤️ ጎይታይ ብምሕረትካ ፥ መንገዲኻ ኣትሕዘኒ ⚠️🚫 ካብ ፍቓድካ ምውጻእ ፥ ከይመስለኒ ጽቡቕ 💡🧠 ንነብሰይ ኣጋግየ ፥ ሂወተይ ከይጽይቕ 🌱🛤️ ሰናይ ግብሪ ፥ ናብ ሰናይ ዝመሪሕ 🙏✨ ጎይታይ ደግፈኒ ፥ ሕሊናይ ከብልሕ 🛣️🎯 መንገደይ ክቐንዕ ፥ ሓሳበይ ክሰምር 📖🙏 ንቓልካ ዘይጥሕስ ፥ ትእዛዝካ ዘኽብር ቅኑዕ ሰብ ክኸውን ፥ ዘሐጉስ ናዓኻ ልበይ ኣብራሃለይ ፥ ጎይታይ ሓደራኻ ተመስገን ኣምላከይ ተመስገን ✍️✝️🙏 #ወጋሕታይ 𝐓𝐞𝐦𝐞𝐬𝐠𝐞𝐧 የድንግል ማርያም ልጅ 🫶🏼🥹
ሚጧ ርግቪት¹⁶🕊️✝️❤️🩹
Region: SA
Thursday 17 September 2026 04:29:17 GMT
Music
Download
Comments
king🤴777🇨🇭 :
❤🙏
2026-09-17 04:36:03
0
To see more videos from user @um769962521, please go to the Tikwm
homepage.