Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@gejeret2: ❝ ኢትዮጵያ ኣብ 1991 መንግስቲ ጠፊኡ፡ ሰራዊታ ፈሪሱ፡ ህዝባ ድማ ዝኣልዮ ስኢኑ ጠጠው ኢሉ ጸኒሑ። መራሒ እቲ ስርዓት ሃገር ገዲፉ ከይዱ፤ እቶም ዝተረፉ ሰበ-ስልጣን ኣብ ኤምባሲታት ተዓቚቦም። ንነዊሕ ዓመታት ዝተሃንጸ ሰራዊት ድማ ከም ንፋስ ተበቲኑ። ድሕሪኡ ወያነ መጺኡ፡ ሰራዊትን መንግስትን ከም ብሓድሽ ክሃንጽ ጀሚሩ። እታ ሃገር ድማ ብሓድሽ ኣካይዳ ክትመሓደር ጀሚራ። ኣብቲ እዋን ኢትዮጵያ ጠጠው ክትብል ዝኸኣለት፡ ብሳላ ጻዕርን ኣካይዳን ኤርትራ እዩ። ንዓና ናቶም ምስጋና ኣየድልየናን፤ ንሕና ንጽቡቕ ናትና ኢና ሰሪሕና። " እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ንኻልኣይ ግዜ ክድገም ይኽእል'ዶ? " እወ ይኽእል። ልክዕ ከም 1991 ዘይክኸውን ይኽእል፡ ብኻልእ መልክዕን ብኻልእ መንገድን ግን ክድገም ይኽእል እዩ። ❞ — ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም — ጀነራለይ፡ እቲ ዝበልካዮ ሎሚ ይፍጸም ኣሎ! ከምቲ ዝበልካዮ፡ እቲ ታሪኽ ሎሚ ብኻልእ መልክዕ ኣብ ኢትዮጵያ ይድገም ኣሎ። ሰራዊት ኢትዮጵያ ፎቆዶ ሰንጭሮታት እናተማረኸን እናተበተነን፡ ኣብ ዘይውዳእ ውግእ ይጠፍእ ኣሎ። ቆልዓ በሻሻ ድማ፡ ከም ኣቡኡ መንግስቱ፡ ጽባሕ ዑቕባ ዝሓተላ ሃገር ኣብ ምድላይ ይርከብ ኣሎ። ታሪኽ ዘይተማህረ መራሒ፡ ነቲ ዝሓለፈ ውድቀት ብኻልእ መልክዕ ክደግሞ እዩ ዝመጽእ። @Eruna🇪🇷 @ከረናዊት ኤረትራዊት🇪🇷🇨🇦🎀 @Sharon David 👑👑❤️🇪🇷🇪🇷 @Sami Gaji @𝐒🥀🇪🇷 @Korchac🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️❤
Gejeret 🇪🇷🎼🎷🎸🎹
Open In TikTok:
Region: NL
Thursday 17 September 2026 10:32:19 GMT
1168
80
9
11
Music
Download
No Watermark .mp4 (
3.85MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
3.85MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
king👑👑👑✌️✌️✌️ :
2026-09-17 14:12:17
0
sami1994 :
🌹🌹🌹
2026-09-17 11:04:55
0
kibret67 :
ጅግና ዘይድገም🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-09-17 12:05:23
0
sami1994 :
👍👍👍
2026-09-17 11:04:42
0
sami1994 :
💯💯💯
2026-09-17 11:04:50
0
Tell Truth 🇪🇷!ውቢቱ አገሬ :
🥰🥰🥰
2026-09-17 11:34:49
0
Freta Alx :
🥰🥰🥰
2026-09-17 11:33:05
0
wedi eriy :
❤️❤️❤️
2026-09-17 11:38:06
0
chezni geza banda🇪🇷🇪🇷🇪🇷 :
🥰🥰🥰
2026-09-17 11:03:27
1
To see more videos from user @gejeret2, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
#BalliBotMogis #TrendingReels #TrendingReels #Foryoupage ##FYP
Wooo Garena GBLK #gbftcs #update #katakataepep #ftcs #fyp
#xuhuong ##xuhuongtiktok #tiktok #trending
Няня апам ашулы ғоо😳 Кім ренжітті🫣
Check zá lẹ thui 🥰 chill quá là chill #denhoccamung #dencamung #denngu #denngucambien #denngu
#unsaidthoughts #unsaidfeelings #fyp
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy