@user3641843478712:

ወያላ ወዲ ኣሕፈሮም
ወያላ ወዲ ኣሕፈሮም
Open In TikTok:
Region: SA
Thursday 17 September 2026 12:05:19 GMT
49395
4274
209
422

Music

Download

Comments

miron15168
➢Ⓜ𝕙𝕒𝕗𝕖𝕥 𝕟𝕘𝕦𝕤👫🦋💥 :
ውይውይ ህልም ኢለ ወደነይ ኣምንታይ ኮን ትህሊ 2ተ ሰሙኑ ገይሩ ድምፁ ሲኢነዮ ኪዳና ምህረት እነይ ሓደራኪ ሕማቅ ከይተስምዕኒ😭😭🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
2026-09-17 16:41:14
22
userqswdpjcbqr
ብሬ)ከኣሊት ኩሉ💚🦋 :
እመ ብርሃን ኣደይ ፅላል ክንዮም ሰድተኛ ደቅኺ አብ በረካ ዘለዉ🙏🥺
2026-09-17 13:11:56
14
selu.shkor
ሰሉ ዕባይ እገላ👸 :
ኣታ ኣምላከይ ሕማቅ ኣይተሰመዐኒ ትማሊ ተፃዓና ኣሕዋት ኣለዎና ኣይተፈረሐና🥺👏
2026-09-17 13:49:10
8
tsega.hewet
tsega hewet :
እሺኒ ሓወይ [Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming]
2026-09-17 12:42:50
0
aaaa725161
የሃራይቱ ንግስት ኣንቺ ጠብቂኝ 6 :
ኣይ ኣፍተይ ሐዚዝ ፈሪሐ፣ ብሰላም እተውለይ🥺
2026-09-17 13:37:01
7
kvgkkc8
ጓል እንደርታ ሓላል 💊👑👌 :
ኣየኣነ ጓልነይ ማረያም ኣደይ ሓደራኽ 👏👏👏
2026-09-17 13:02:42
6
brhanetsegay946
Brhane Tsegay :
are fexari hmak keytesimeani s
2026-09-17 12:22:17
0
selu_488
selu ጓል ሓውዜን🤙 :
ዋይ ፈጣሪ ኣቦይ ሕማቅ ከይተሰመዐንይ 💔🙏
2026-09-17 12:13:10
3
user5504990655857
ፌቩ እገላዊት :
ኣምላከይ ሓደራካ🙏🙏🙏🙏🙏
2026-09-17 17:21:01
1
user6178429088654
hiwi21 :
እመ ብርሃነይ ዝነገርኩኺ ሓደራኺ🙏🙏🙏
2026-09-17 16:32:33
1
wegahtatekleab
ወጋሕታ👸 :
dngl maryam adey kfuaa aytesmeni z wedney abey kon eka zeleka adey mearey halwley🥰😥
2026-09-17 13:09:22
2
user2108076388474
ተመስገን ኣምላኬ🙏 :
ኣይ ሐዝስ ብጭነቀት ናዓብድ የና ዳበይ ንኸድ[Teary eyed][Teary eyed][Teary eyed][Teary eyed]
2026-09-17 13:13:25
3
user762919920
tg 🦋 :
ባሕሪ ለ ሕማቅ ኣሎ ዓዲ ዘለው ኣይትምፅኡ በልዎም🥺
2026-09-17 14:24:25
1
user387928217902
RAKI 12 :
እመ ብርሃን ኣደይ ሓደራኺ
2026-09-17 19:09:40
0
titiyenatwa
ተባዕ 🌏ምሲሊ🌿⭐️ ማዘራ🤱⭐️🌿 :
ኣምላክ ኣቦይ ሕማቅ ከተስመዐኒ ሓደራካ👏👏👏
2026-09-17 18:55:55
0
aku.hafti.ama
Aku Hafti Ama :
ሐደራካ ኣምላከይ🙏🙏🙏🙏🙏
2026-09-17 13:01:24
1
nura____fike1
🧸Ñuŕą£🇹🇷🎀🩷 :
ያኣላህ😭
2026-09-17 18:50:54
0
user672113844835
በክርይ ገዛና :
ነርማል እዩ ሓቂ እዩ አነ ዘፈልጦ ውን ከሞኡ እልን ሕጂ መፅዩ አሎ ግን ካዓን አብ ምእታዉ ማሓይል ውን አብ መገድ ፀንሑ ዓረብ ብትግርኛ ንዑ እሉ የሐድግ አሎ ቀደም ኔሩ እዩ ግን ሕጂ ገድዱ እዩ ሺፍታ አሎ ማሓይል ከአተካ
2026-09-17 12:41:39
1
user86144512772963
ቁሱ ፍቅር :
ኣምላከይ ሓደራካ😥🙏🙏🙏
2026-09-17 14:12:19
2
user5945966245700
እኖ ምልየን ወዳ 🤱🤴💋 :
2026-09-17 18:32:39
0
.endertawit2
𝐀𝐛𝐢 Endertawit🫶𝟕𝟎,🇮🇩 :
እሺ መዓረይ🥺ጓልነይ ገብሪኤል ምሳኪ ይኩን😥
2026-09-17 18:46:00
0
user9580060831134
ዒያል ጓል ኣግላዕ :
🙏🙏🙏🙏
2026-09-17 19:09:47
0
lili486307
lili :
embatey tehalewukumu 😥
2026-09-17 19:19:18
0
genet3316
genet :
በጃኩም ስምዕዎ ሸለል ከትብልዎ[Pray][Teary eyed]
2026-09-17 18:37:16
0
rich49530
rich :
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-09-17 12:11:30
0
To see more videos from user @user3641843478712, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About