@kidanzelalem: ከም ኢራብ ነጠርካ፡ ከም ኣባጎቡየ ጎተት በልካ—እቲ ኣገዳሲ ፍጥነትካ ዘይኮነ ዕላማኻ እዩ። ጉዕዞኻ ዕላማ ዘለዎ እንተኾይኑ፡ ካልእ ወሳኒ ኣይኮነን። "መገዲ ጥዕና ዓመት ኪዶ" ከምዝበሃል፤ ነጢርካ ኣብ ህጉም ምእታው ዘይኮነ፡ እቲ ብምስትውዓል ቀስ ኢልካ ትኸዶ እዩ እቲ ቁምነገር ዘፍሪ። ስለዚ፡ ኣብ ጉዕዞ ህይወትካ ክሳብ ክንደይ ትጎይ ወይ ክሳብ ክንደይ ምስ ካልኦት ትቀዳደም ዘይኮነ ከገድሰካ ዘለዎ፦ ስራሕካ ክሳብ ክንደይ ጽፉፍ ይኸውን፡ ከመይ ዕዉትን ውሑስን ይኸውን፡ ንስኻን ስራሕካን ኣብ መወዳእታ ከመይ ዕዉታት ትኾኑ እዩ ቀንዲ ጉዳይካ ክኸውን ዘለዎ። ኣስተውዕል! ኣብ መወዳእታ ዝሕሰብ ፍጥነት ጉያኻ ዘይኮነ፡ ውጽኢት ስራሕካ ምዃኑ ኣይትረስዕ! @ ዘፍጥረት

ሰረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Thursday 17 September 2026 12:29:01 GMT
1939
71
1
10

Music

Download

Comments

user7731675500943
welush welush :
✌️✌️✌️tkkl
2026-09-17 13:27:32
0
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About