@maedoteam: ሳሚኤል መኮነን (ማሙሽ) – “ይኽደነና” ሳሚኤል መኮነን (ማሙሽ)፣ ቅድሚ ሕጂ “ኮራይት”ን “ከይትስዓር”**ን ዝብላ ጥዑማት ደርፍታት ናብ ሕዝቢ ብምቕራብ ፍሉይ ድምጹን ስነ-ጥበባዊ ባህርዩን ዘርኣየ ድምጻዊ እዩ። 🎤 ጎይታ ጠባይ፣ ፍቕሪ ንሰብን ንስነ-ጥበብን ዘለዎ ኣኽብሮት፣ ከምኡ ድማ ንጥበብ ልዕሊ ዝገብር ኣርቲስት። እዚ ድማ ኣብ ስራሓቱ ብቐሊሉ ዝረአ ፍሉይነት እዩ። ✨ ሕጂ ድማ ናይ ድምጻዊ ኣብራር ዕሱማን – “ይኽደነና” ደርፊ ደጊሙ ብናቱ ድምጺን ስምዒትን ናብ ሕዝቢ ኣቕሪብዋ ኣሎ። 🎶🔥 🎧 ንሕና ንሰማዕቲ እዚ ሓድሽ ኣቀራርባ ክትሰምዑን ሓሳብኩም ክትነግሩናን ንዕድመኩም። ❤️ እንተ ፈቲኹምዋ — Like 💬 ሓሳብኩም — Comment 🔄 ንኻልኦት ኣፍቀርቲ ሙዚቃ — Share 🔔 ንተወሳኺ ሓደስቲ ስራሓት — Follow / Subscribe #maedoteam #maedoproduction #ሳሚኤልመኮነን #ማሙሽ #ይኽደነና

MAEDO 🇪🇷 TEAM
MAEDO 🇪🇷 TEAM
Open In TikTok:
Region: AU
Thursday 17 September 2026 13:13:14 GMT
3129
255
6
35

Music

Download

Comments

gilln02
be patient :
akrem do ytiem dmxu waww what a voice 🥰🥰
2026-09-17 22:04:33
0
naduastu392
Nardi it's me :
Sami hawai ❣️❣️❣️❣️
2026-09-17 21:35:51
0
wedishekira
wedi shekira :
wooooo geleaynet medeb...zeydegem bulux serahatkum ayfeleyna 👑👑👑MADO👑👑👑 MADO👑👑👑MADO👑👑👑
2026-09-17 15:16:06
0
smileyoureusedtoit
༆RIDU✢𓄂 :
🥰🥰🥰
2026-09-17 13:17:51
2
sayog63
sayo(g) :
❤️❤️❤️
2026-09-17 13:28:43
1
redu62908
redu :
🥰🥰🥰
2026-09-17 19:40:13
0
To see more videos from user @maedoteam, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About