@saul90921: #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #super #fanny #laughing, laughing, laughing, laughing, laughing happy happy
Ⓜ️♻️
Region: DE
Thursday 17 September 2026 15:45:10 GMT
Music
Download
Comments
ጆሲ :
ነዚ ዲኹም ከም ዕላል ሓሲብኩም ትስሕቁ ደለኹም ብስውኣት።
2026-09-21 03:08:13
0
user8296250422888 :
Nay 2026 zibeletset hikya 😁
2026-09-17 19:24:01
54
ASMERA PRESS 1991 🇪🇷🔗🇫🇮 :
እንታይ ዲኹም ኣዘኪርኩምኒ ኣብ 2019 ሰራዊት ማሸላ ይወሃብ ኔሩ ፡ሕጂ ኣጋጣሚ ማስ ሓደ ቀዳማይ ዙር ወዲ ሰምበል ኣብ ዕዲ ዝበሃል ዓዲ ኣብ በስመራ ዝመጻ ባሳት ዘዕርፋሉ ቤት መግቢ ኮፍ ኢልና ከለና ብዕረፍቲ ዝጸነሐ መራሒ ቦጦለንና ይመጽእ'ሞ ኢሂቱም ብጾት ከመይ ቀኒኹም ገለ ይብለና ጽቡቕ ንብሎ፡ መራሒ ቦጠሎንና ማሸላስ ወሲድኩም'ዶ ይብለና እወ ንብሎ ፡ወዲ ሰንበል ዓርከይ ንስኻ'ኸ ወሲድካ'ዶ ይብሎ መራሒ ቦጦሎኒ ኣይወሰድኩን ይብሎ ፡ወያ ወዲ ሰምበር ደሓን ጥረ እንተዘይወስድካ ጥሑን ትወስድ ኢልዎ ንብለኩም🤣🤣🤣
2026-09-18 09:39:19
1
Eb🇨🇦 :
Beynay kmzshq gerkumni [Tears of joy]
2026-10-20 21:41:20
1
wili :
atum sebat nieu ba erneb belu...it's not funny....
2026-09-18 05:53:06
13
mike :
አሰህቂን እዩ
2026-09-17 17:36:00
7
ስደተኛ :
ኣብየት መልእክቲ
2026-09-18 07:40:51
5
LYET :
ብኣኻትኩም እየ ዝሕበን። ❤️ኣነ ሓውኹም እየ። ኣብ ሃገረይ ምሳኻትኩም ዓብየ ኩሉ ግዜ ካብ ልበይ እስሕቕ ነይረ። ግን ኣብዚ ጀርመን ዳርጋ 12 ዓመት ካብ ልበይ ከምዚ ኣይስሓቕኩን። 🥹❤️ቀጽሉ ከምዚ ጽቡቕ ነገር ኣሓተይን ኣሕዋተይን። ብኣኻትኩም እየ ዝሕበን! ❤️
2026-09-25 16:25:25
3
ሲኩ ጋነራዊ :
ዋዛ ይመስል እዚ ናይ ልቡ ኮ ዩ ውሽጣዊ ሓዘኑ ደርጊሕዎ😏
2026-09-17 19:07:58
7
Mercedes :
ኣሕሕሕ 😁😄😄
ረጊጾሞ ወ🤔
2026-09-17 19:26:29
20
Berged n hamedu :
It’s funny and true
2026-10-01 19:51:59
3
sha :
funny keep doing it guys,we love you!!
2026-09-17 20:22:06
12
Even :
😂🤣🤣uff edmen tenan yhabkum nskum si
2026-09-17 21:32:08
17
🇪🇷🇪🇷Nazu🇪🇷🇪🇷 :
😂😂
2026-10-18 15:10:04
1
Michael Woldeab :
Funny but fact
2026-09-18 12:24:16
7
ልኤቢሮ📖🎬♣(ሮቢ) :
ተሰዊኡ😂😂😂
2026-09-17 16:38:20
7
user6579819061286 :
awyyyy karneshm adeyyy nafikeyo
2026-09-17 20:28:24
11
ጽዮን💒☦️ :
2026-10-16 15:16:45
1
ኩሉ ነገር ንጽቡቅካ ዩ, :
😂😂😂
2026-10-01 15:20:42
1
ምንባር ንመን ይግብኦ :
mara kef alekum
2026-09-19 19:06:30
2
Robel b.y :
እዋይ ሕክያ ፖው 😂😂😂😂
2026-09-29 11:20:51
1
ፍቅር የሸንፋል :
ፍቅሪ ድኾኑ ገዛ ሰሰናዩ ንዓኹም🫶🫶🫶🫶
2026-10-19 06:23:35
1
Eritrea :
2026-09-18 12:58:33
2
𝐄ሎ𝐍🫂 :
2026-09-18 04:28:30
2
To see more videos from user @saul90921, please go to the Tikwm
homepage.