@kidanzelalem: እታ ኣብ ሕሊናኻ ዘላ ሚዛን፦ ብጽቡቕ እምበር ብሕማቕ ዘጠጥ ክትብል የብላን። ሰባት ስለዝኾንና ጽቡቕን ሕማቕን ክህልወና ግድን እዩ፤ ግን ድማ ጽቡቕና ክበዝሕ ኣለዎ። "ሰብ በዲሉኒ" ኢልካ ክትብድሎ ዘይምህንዳድ፡ "ክፉእ ኣጒህዩኒ" ኢልካ ከተጒህዮ ዘይምጉያይ! ምኽንያቱ "በዲሉኒ" ኢልካ እንተደኣ በዲልካዮ፦ ካብቲ ዝተበደልካዮ ንላዕሊ፡ ንዕኡ ዝበደልካዮ እዩ ዝያዳ ክሳብ ውሽጥኻ ዘጒህየካ። ሕማቕ ገይሩ ዝቖንዞ እምበር ዝፍሳህ ሰብ የለን—እንተተሓጎሱ እውን ረስኑ ክሳብ ዝዝሕለሉ ንግዜኡ ጥራይ እዩ። ስለዚ፡ ካብ ብዛዕባ ግዝያዊ ሓጎስ ምሕሳብ፦ ብዛዕባ ነባሪ ሓጎስ ክትሓስብ ይበልጽ! @ ዘፍጥረት

ሰረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Saturday 19 September 2026 18:19:32 GMT
11392
229
6
20

Music

Download

Comments

iwgood
IZamzam :
Bhke👍
2026-09-19 23:46:38
0
tsegay.gebreyesus3
Tsegay Gebreyesus :
Haki eyu
2026-09-19 19:33:21
0
minas26gima0
minas🍾🍷🤟♥️💞[email protected] :
♥️♥️♥️
2026-09-19 19:41:31
1
shablala.hdh
mlete@gmail :
❤️❤️❤️
2026-09-19 18:34:10
1
amanwedikeshi8
ኑጉስ ነብሱ :
[Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming]
2026-09-19 22:21:16
0
abeba.kidane6
Abeba kidane :
🙏👍👏♥️♥️
2026-09-19 21:20:48
0
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About