@chinuhani: 10 ሕግታት መኣዲ #eritreanculture #eritreanpeople🇪🇷🥰 #tgray @Siem boy 20✝️ @simon

chinu
chinu
Open In TikTok:
Region: NL
Sunday 20 September 2026 05:03:56 GMT
67256
3403
209
594

Music

Download

Comments

chinuhani
chinu :
ጸጋም ኢድ ዝረኣየኩም ዘሎ ናይ ካሜራ እዩ።
2026-09-20 15:53:01
13
user657441099
user67543346624 :
ንፍዕቲ ግን ሓንቲ ዝተጋገክያ ኣላ ብየማናይ እምበር ብፀጋማይ ኣይብላዕን🥰🥰🥰
2026-09-20 06:37:11
8
unodingo
*BOLD* :
ሽኮሪና: ዝኾነት: ፍጥረት::
2026-09-20 08:09:47
12
mulugetahaile0
Muller :
thank you sis great job only you forgot #11 you show us left hand you shoul show us your right hand . #12 when we finish before we stand we should say thanks to God .
2026-09-22 08:11:36
0
user9243491957725
Nice :
ሓንቲ ረሲዕኪ ብጸሎት ኢና መኣድና ንዛዝም ብዝተረፈ 🙏
2026-09-21 11:27:03
5
ezgina49
Ezgina :
ብየማናይ እምበር ብጸጋማይ ኢድ እንጌራ አይትሓዝን አይብላዕን እዩ 🙏
2026-09-23 14:29:59
1
yohannes.sbhatu
እ ስከ :
ምብራክ ከ ረሲዕዓክየ መስለኒ ጽብቅቲ🥰🥰
2026-09-20 16:56:49
0
gabiaraya6
gabiaraya6 :
ብጽጋማይ ኢድኺ ምብላዕ ፍቁድ አይኾነን ጽብቕቲ 🥰🙏
2026-09-20 08:14:02
1
1234foto
ሕልና ዩ ምንባር ፎቶ )1234 :
ኩሉ ነይሩ ግን ጽፍሪ ነዊሑ ነታ ጽፍሪ ኣሊክያ ምጺ ኣብክልኣይ መድረክ የራኽበና 👌👌💯💯💯💯👌👌👌👌👌
2026-09-20 10:27:54
12
michialeambesajur
ሚኪ ሕልና ንእሽተይ ኣምላክ ኢዩ ሞ! :
ከምቲ ጸሊካ ዝከፈትካዮ።ኣመስጊንካ ከኣ ትትንስእ ኣይትረስዒ ግን ጎበዝ ኢኪ[Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming]
2026-09-20 07:03:31
6
orangeorange1.9.9.1
birtukanwahde-🍊 :
ኩሉ ልክዕ እዩ ማይ ምስታይ ግን ናማሰርኩ እየ ዝሰቲ😁
2026-09-20 19:50:48
0
soft.peace59
Soft Peace 🫶 :
Nezean semeaka se, kemey gerna beal Monica nesemee hiji yegermeka eyu. nice well done Sister Ajokhe Keep going.
2026-09-20 09:50:44
8
user6101290697282
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 :
guday xifri ke😢😢
2026-09-20 09:07:56
6
piccola_roma
❖𝐆𝓡𝓐𝓝𝓓𝓔❖ :
ሓንቲ ረሲዕኪ ብጸሎት ኢና መኣድና ንዛዝም ብዝተረፈ 🙏
2026-09-22 01:25:28
3
loveiweet
love is sweet :
ክብረት ይሃበልና ክብርቲ ሓፍትና ።ከማኺ ከኣ የብዝሓልና ። ባሩኾት ከኣ ከምዝመስለኒ. ።ከይተጸብሐ ኢዩ ።ኣቦኻ ዝባርኸልካ ።ምስ ተባረኸልካ ከኣ ይጽባሕ ይመስለኒ።I think so. maybe .
2026-09-21 08:29:21
3
brhin.barber.kamp
Brhin Barber kampala :
i like ንኹሉ መደባትኪ
2026-09-21 15:01:51
1
fulla.lifestyle
Florida :
2026-09-21 17:47:11
1
selamgebreyesus5
selamgebreyesus5 :
🥰🥰🥰🥰
2026-09-21 06:55:39
1
user1628465710531
ናብራ ብቃልሲ :
Waw thanks sis🥰 but,ሓንቲ ረሲዕኪ ሕጊ ቁ.11 ብጸጋም ኢድካ ምብላዕ ኣብ ባህልና ነውሪ'ዩ ወላ ዓኼላይ ኩን😁
2026-09-22 01:11:24
1
teklyelove23
Teklye Love :
ጽቡቕ ትምህርቲ እዩ ንፍዕቲ ኣብ መወዳእታ ካኣ ብጾሎት ኢና ንዓጹ ማኣዲ ካኣ ይላዓል ከምታ ናይ መጀመርታ ብጾሎት ዝጀመርናያ🥰 ካልእ ጽቡቕ ኣጋላልጻ ብትኽክል ኣምጺእኽየን
2026-09-23 07:11:48
1
yesushayley
Jesus :
mama azekirkni hanitu 😁
2026-09-20 21:52:12
1
user6087354611017
ወዲ ጴጥሮስ ሰለሙን :
ወረጃ ከም ኣደታታ🥰
2026-09-20 13:49:56
3
ftretadam258
Ftret Adam :
ብሓቂ ክብረት ይሃበልና ኣብዚ ዘለናዮ ወለዶ ባህልና ክብርታትናን ብባዕዳውያን ባህልታትን ክብርታትን ተተኪኦም እቲ ናትና ንብሎ ድማ እንዳተረፈን እንዳሃሰሰን እንዳተናዕቀን ዝኸደሉ ዘሎ ዘመን ንኽብርታትና ግዜ ሂብኪ ንህዝቢ ከተዘኻኽርን ንሓድሽ ወለዶ ዝኸውን ዓቢ ሰነድ ከተዳልውን ብምኽኣልኪ ከየመስገንኩኺ ክሓልፍ ኣይደልን።🙏ክብረት ይሃበልና በርትዕልና🙏ኣብ መወዳእታ ዝተረፈትኪ ግን ከምቲ ብጾሎት ዝጀመርናዮ ብምስጋና ከምንዓጽዎ ውን ኣይገለጽክያን🙏ኣብ ግዜ መኣዲ ውን ጋሻ እንተለካ እቶም ዝነኣሱ ውልድካ ንበይኖም መኣዲ ከምዝቅረበሎም ነቲ ዝመጸጋ ጋሻ ክብሪ ብምሃብ ማላት ኢዩ🙏
2026-09-20 14:59:57
3
r001352
R የ ሰማእቱ ልጅ💐 ድንግል እናቴ💝 :
ሓንቲ ረሲዕኺ ፅብቅተይ መጨረሻ ብ ስብሐት ብምስጋና ፀሎት ትውዳእ ❤️
2026-09-20 15:01:17
2
To see more videos from user @chinuhani, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About