Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@_xpxpvv: #บลัชออน #aztk #รีวิวบิวตี้ #ป้ายยา
ยัยพพ
Open In TikTok:
Region: TH
Monday 21 September 2026 22:00:00 GMT
131
3
0
0
Music
Download
No Watermark .mp4 (
2.93MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
2.93MB
)
Watermark .mp4 (
6.09MB
)
Music .mp3
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @_xpxpvv, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
Je kan een man niet gelukkiger maken! 🐠 #langlevedeliefdexxl
Sophia Laforteza WILD Scenepack 1/5 Next: Lara Rajagopalan Includes: PINKY UP Music Video Animal Music Video Hootie Fruitti Music Video Size: 138MB Megalink in comments #katseye #sophialaforteza #edit #scenepack #wildkatseye
"ጥዑም ነይሩ ቀደም—ጥዑም ነይሩ!" ክበሃል ሰሚዕና ንኸውን ኢና። ንምንታይ እዩ ቀደም ጥዑም ዝነበረ፧ ንምዃኑ ቀደም ብሓቂ እቲ ዝበሃለሉ ጣዕሚ ይህብ ነይሩ ድዩ፧ መልሲ ናይዚ ሕቶታት እዚ ሓደ ክኸውን ኣይንጽበን ኢና—ምኽንያቱ ናይ ሰባት ርእዮት በበይኑ ስለዝኾነ። እንተኾነ ንምንታይ ጥዑም ነይሩ ከምዝበሃለሉ ግና ኣገደስቲ ምኽንያታት ምልዓል ይኸኣል እዩ። ሓደ ኩላትና ክንሰማምዓሉ ዝግበኣና ንጹር ሓቂ ኣሎ። ንሱ ድማ ኣፍልጦን ሓበሬታን ወድ ሰብ ድሩት ብምንባሩ፡ ዓለምና ገፋሕ ክነሳ ንዝበዛሕና ጸባብ'ያ ነይራ። ስለዚ ኣብታ ንእሽቶ ቁሸቱ ኮይኑ ሰብ ብዛዕባ እቲ መዓልታዊ ንጥፈታቱ እንተዘይኮይኑ፡ ኣኽቢዱ ዝሓስበሉን ዝመራመረሉን ወጥሪ ኮነ ሃንቆውታ ኣይነበሮን። በዚ ምኽንያት ሰባት ብግርህነት ዝነብሩሉን ዝሓስብሉን ብምንባሩ፡ ሓደ ካብቲ "ጥዑም ነይሩ" ንክበሃለሉ ዘኽእሎ ምዃኑ ኣየካትዕን። ከምዚ ሎሚ ከይኮነ ምሕዝነት ክቡር፡ ሕውነት ክቡር፡ ናፍቆት ሰብ ዕዙዝ፡ ሰብ ንምርካብ ኪኖ ዝብላዕን ዝስተን ዝህረፈሉ ብምንባሩ ዝኽርታቱ ንምርዳእ ኣሸጋሪ ኣይመስለኒን። ከምዚ ሕጂ ወድ ሰብ ደድሕሪ ካብ ዓይኑ ዘይስወራ ተለፎናት ውዕሎኡ ከይገደበ፡ ብሓባር ዝስሕቀሉ፡ ዝበልዓሉን ሓቢሩ "ጉጁም" ዝበሃለሉን ናይ ሓባር ግዜ ስለዝነበሮ፡ ጣዕሚ ትርጉም ቀደም ኪኖ ቃላት ጥዑም ምንባሩ መስካሪ ኣየድልዮን። እዚ "ጥዑም ነይሩ" ዝበሃለሉ ዘሎ ግዜ፦ ገንዘብካ ብኣማና ዝሃብካዮ ተኣሚኑ ዝመልሰልካ፡ ሰበይትኻ ብሓደራ ዝገደፍካሉ ኪኖ ስምዒቱ ቃሉ ብምሕላው ብሓደራ ዘጽንሓልካ፡ ዘላቶ ምሳኻ ተኻፊሉ ዝበልዓሉ ቀደም ብምንባሩ ሎሚ ጥዑም ነይሩ እንተተባህለሉ ምግናን ኣይኮነን። ሰባት ካብ ጉርሕን ውልቃውነትን ዝረሓቁ፡ ሓውሲ ብግርህነት ምንባር ዘዘውትሩ ብምንባሮም እቲ ካልእ ምኽንያት ዝኽሪ ንጣዕሚ ቀደም እዩ። ሓቂ እዩ፡ ሰባት ቁሩብ ዘይምቹእነት ክገጥሞም እንከሎ፡ ዘሎ ገዲፎም ዝሓለፈ ምንፋቕ ስለዝፈትዉ፡ ብዘይ ርጡብ ምኽንያት እውን "ጥዑም ነይሩ" ዝብሉ ኣይሰኣኑን እዮም። ነቲ ብህሎ ጽቡቕ ገይርና እንተፈትሽናዮ ግና፡ እቲ ምልዋጥ ማሕበራዊ ህይወትን ክብርታትን፡ ከምኡ እውን ባህልን ልምድን፡ ቀንዲ ምኽንያት ናይ ቀደም ምንፋቕ ኮይኑ ኣሎ። ልክዕ ከምቲ ሓደ ሰብ ናብ ካልእ ሃገር ናብ ስደት ምስ ከደ፡ ኣብ ናይ ካልኦት ሕብረተሰብ ባህሊ ምስ ኣተወ ጋን ኮይንዎ ዘይምቹእነት ዝስምዖ፡ ምቕይያር ቅዲ ዓለምና ሎሚ ንብዙሓት ሓድሽ ጉዕዞ ስለዝኾኖም ናይ ቀደም ክናፍቑ ኣገዲድዎም እዩ። እንተኾነ እቲ "ሰብ ድዩ ተቐይሩ ወላስ ግዜ፧" ዝብል ሕቶ ግን፡ እቲ መልሲ "ሰብ እምበር ግዜ ኣይቅየርን እዩ!" ግዜ ብዝተለክዓሉ ዝዓርብን ዝመስይን ዘሎ እዩ። ሰባት ግና ምስ ዘዝመጹ ፍላስፋታትን መሃንዲሳትን ነንዝመጸ ሓድሽ ብምርዓም፡ ከይተረድኦም ነቲ ናይ ቀደም በቲ ናይ ሎሚ ይትክእዎ እሞ፡ መቐረት ምስ ሰኣንሉ ድማ "ቀደም ይሕሸና ነይሩ" ብምባል ብትዝታ ናብ ቀደም ይምለሱ። ኣብዚ እቲ ክርሳዕ ዘይብሉ፦ እታ ዝሓለፈት ዓለም ኣብ ማሕበራዊ ምትእኽኻብ ዓቢ ጽልዋ ዝነበራን ማሕበራዊ ህይወት ዝስትምቐረላን ኮይና፡ ብዙሕ ደስ ዝብሉ ትዝታታት ገዲፋ ዝሓለፈት እያ። በንጻሩ እዛ ሕጂ ዘላ ዓለም ግና ማሕበራዊ ምትእኽኻባ ብናይ ማስ-ሚድያ ዝተተክአ፡ ንሰብ ካብ ብግብሪ ብስእሉን ብርሑቕ ዕላሉን ዝፍተወላ፡ ብተለፎን 24 ሰዓታት እናዕለልካዮ ብኣካል ኣብ ጎንኻ እንተልዩ ግን ፍርቂ ሰዓት ከተዕልሎ ዝኸብደካ ካልእ ዓለም እያ። ወኻዕኻዕ ለሚዱ ናብዛ ዓለም እዚኣ ምስ ኣተወ ድማ እዩ ቅጭ ምስ መጾ፦ "ጥዑም ነይሩ ቀደም—ጥዑም ነይሩ! ምሕዝነታዊ ፍቕሪ ካብ ልቢ ነይሩ" ብምባል ዘስተንትን። ብዝኾነ ንጥዑም ጥዑም ንገብሮ ባዕልና ኢና እሞ፡ ሕጂ እውን ካብ ትዝታ ወጺእና ግዜና ነጥዕም እምበር ብምቁዛም ዝፍታሕስ የለን!
Anh Yêu Em #nhachaymoingay #music #kennzuu1 #lyrics #fyp
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy