@bsthanhnhidong: Bổ sung men vi sinh bao lâu sau mỗi đợt kháng sinh #men10chunghibiolac #hetieuhoa #hibiolac

Con Ốm? Có Bs Thành!
Con Ốm? Có Bs Thành!
Open In TikTok:
Region: VN
Monday 21 September 2026 04:32:47 GMT
209
3
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @bsthanhnhidong, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ክትርድእዮም ዘለኪ ከካፍለኪ...  •  ሙሉእ ወዲ የለን •  ደቂ ተባዕትዮ ልክዕ ከም ቆልዑ እዮም ፤ ንስኺ ድማ ከም ኣዶ ኩኒ  •  ብህድኣት ስምዒ ፡ ብቀስታ ተዛረቢ •  ፍጹም ምስ ሰብኣይኪ ኣይትወዳደሪ •  ምስ ሰብኣይኪ ማዕረ ክትኮኒ ከይትፍትኒ •  ጌጋኺ ምስ ተረድኣኺ ቀልጢፍኪ ይቕሬታ ሕተቲ  •  ቀናእ ኣይትኹኒ ፣ እዙይ ንኣእምሮኺ ሰላም ጽቡቕ ኣይኮነን •  ምናልባት ሞባይሉ ክትፍትሺ ሓሳብ እንተመፂኪ ፣ እዙይ ኣድላዪ ኣይኮነን  •  ሓቀኛ ሰበይቲ ኩኒ •  ብዘይ ናቱ ፍቓድ ገዛኺ ገዲፍኪ ንርሑቕ ኣይትኺዲ 😏 •  ክልቲኹም ኣታዊ ክህልወኩም ፈትኒ •  ኣማኻሪቱ እንበር ነቓፊቱ ኣይትኹኒ •  ሰበይቲ ናይ ሰብኣያ ሓገዚት ከምዝኾነት ብፍጹም ከይትርስዒ  •  ካብ ኣዴኺ ጽቡቕ ነገራት ተምሃሪ •  ፈጣሪ ብቖልዑ ክባርኸኪ ከሎ ፤ ንደቅኺ ብዙሕ ኣቓልቦ ሂብኪ ፤ ንሰብኣይኪ ግን ከይትርስዕዮ  •  ንሰብኣይኪ ብፍሽኽታ ምቕባል ተምሃሪ •  ሰብኣይኪ ካብ ስራሕ ተባሪሩ ክመጽእ ከሎ ተቐበልዮ፣ ተተኻኢሉ ሕቖፍዮ  •  ሰብኣይኪ ሓሪቑ ክመጽእ ከሎ ምዝራብ ኣቋርጺ 🤨 •  መደቀሲኺ ጽርየቱ ሓልውሉ •  ኣብ ዓራት ክዳውንቲ ኣይተቐምጢ ፥ ሓደ ሓደ ደቂ ተባዕትዮ ኣይፈትውን 😁 •  ጽሪቲ ጓል ኩኒ  •  ኩሉ ግዜ ዘክሪ ከም ሰበይቱ ኩኒ ሓፍቱ ኣይኮንክን •  ንቤተሰቡ ፥ ከም ቤተሰብኪ ኣስተኣናግዲ •  ክትጽልዩ ብሓደ ኪዱ ፤ ብሓደ ቁረቡ •  ንሰብኣይኪ ወይ ንገዛኺ ምስ ካልኦት ኣይተወዳድሪ
ክትርድእዮም ዘለኪ ከካፍለኪ... •  ሙሉእ ወዲ የለን •  ደቂ ተባዕትዮ ልክዕ ከም ቆልዑ እዮም ፤ ንስኺ ድማ ከም ኣዶ ኩኒ •  ብህድኣት ስምዒ ፡ ብቀስታ ተዛረቢ •  ፍጹም ምስ ሰብኣይኪ ኣይትወዳደሪ •  ምስ ሰብኣይኪ ማዕረ ክትኮኒ ከይትፍትኒ •  ጌጋኺ ምስ ተረድኣኺ ቀልጢፍኪ ይቕሬታ ሕተቲ •  ቀናእ ኣይትኹኒ ፣ እዙይ ንኣእምሮኺ ሰላም ጽቡቕ ኣይኮነን •  ምናልባት ሞባይሉ ክትፍትሺ ሓሳብ እንተመፂኪ ፣ እዙይ ኣድላዪ ኣይኮነን •  ሓቀኛ ሰበይቲ ኩኒ •  ብዘይ ናቱ ፍቓድ ገዛኺ ገዲፍኪ ንርሑቕ ኣይትኺዲ 😏 •  ክልቲኹም ኣታዊ ክህልወኩም ፈትኒ •  ኣማኻሪቱ እንበር ነቓፊቱ ኣይትኹኒ •  ሰበይቲ ናይ ሰብኣያ ሓገዚት ከምዝኾነት ብፍጹም ከይትርስዒ •  ካብ ኣዴኺ ጽቡቕ ነገራት ተምሃሪ •  ፈጣሪ ብቖልዑ ክባርኸኪ ከሎ ፤ ንደቅኺ ብዙሕ ኣቓልቦ ሂብኪ ፤ ንሰብኣይኪ ግን ከይትርስዕዮ •  ንሰብኣይኪ ብፍሽኽታ ምቕባል ተምሃሪ •  ሰብኣይኪ ካብ ስራሕ ተባሪሩ ክመጽእ ከሎ ተቐበልዮ፣ ተተኻኢሉ ሕቖፍዮ •  ሰብኣይኪ ሓሪቑ ክመጽእ ከሎ ምዝራብ ኣቋርጺ 🤨 •  መደቀሲኺ ጽርየቱ ሓልውሉ •  ኣብ ዓራት ክዳውንቲ ኣይተቐምጢ ፥ ሓደ ሓደ ደቂ ተባዕትዮ ኣይፈትውን 😁 •  ጽሪቲ ጓል ኩኒ •  ኩሉ ግዜ ዘክሪ ከም ሰበይቱ ኩኒ ሓፍቱ ኣይኮንክን •  ንቤተሰቡ ፥ ከም ቤተሰብኪ ኣስተኣናግዲ •  ክትጽልዩ ብሓደ ኪዱ ፤ ብሓደ ቁረቡ •  ንሰብኣይኪ ወይ ንገዛኺ ምስ ካልኦት ኣይተወዳድሪ " ትኽክለኛ ሰበይቲ ፥ ነቲ ድኻ ሰብኣያ ከም ንጉስ ኮይኑ ንክስመዖ እትገብር እያ"❤️🔗

About