@jn7ia2:

D._____.🥥🎀
D._____.🥥🎀
Open In TikTok:
Region: DZ
Monday 21 September 2026 12:30:09 GMT
4785
405
7
7

Music

Download

Comments

teknawi___zargi
teknawi___zargi :
wilayet ljumu3a ✌✌✌
2026-09-21 14:15:05
1
fuochiiio7
"﮼فً🐆💍 :
Wilaytna al7abiba🥹❤️
2026-09-21 18:30:02
1
user43488512961204
user43488512961204 :
🙈
2026-09-21 22:24:13
0
.7asniaaa
wa___faa. :
ولاية الرماددد 😂
2026-09-21 18:52:35
0
saas____10
⛓️مقيّد بطموحي فقط⛓️ :
✌️✌️
2026-09-21 21:14:09
1
kingsaharawi
👑𝑲𝒊𝒏𝒈𝑺𝒂𝒉𝒂𝒓𝒂𝒘𝒊🇪🇭 :
✌🏻✌🏻
2026-09-21 17:29:58
0
To see more videos from user @jn7ia2, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


"ሰሓቕ ጥዕና እዩ" ክበሃል ሰሚዕካ ኣሎኻ። ርግጽ እዩ፡ ሰሓቕ ሓደ ካብቶም ኣብ ህይወትካ ኣገደስቲ ነገራት እዩ። ሰሓቕ እንተሎ ሕጉስ ልቢ ኣሎ፡ ስሩዕ ህርመት ደም ኣሎ። ሰሓቕ እንተዘየሎ ድማ ጓሂ ኣሎ። ጓሂ እንተሎ ዘይንቡር ህርመት ልቢ ኣሎ። ዘይንቡር ህርመት ልቢ እንተሎ ድማ ሕማም ኣሎ። ስለዚ ከይትሓምም ክትስሕቕ ኣሎካ፤ ንኽትስሕቕ ከኣ ሓጎስ የድልየካ! ሓጎስ ሓደ ካብቶም ገንዘብ ክዕድገልካ ዘይከኣሎ፡ ብኸምኡ ካብ ንጹህ ልቢ እትረኽቦ ህያብ እዩ። ሓጎስ ካብ ዕጋበት እዩ ዝርከብ፤ ዕጋበት ድማ ካብ ምልኣት ልቢ እዩ ዝመጽእ። እቲ ንልብኻ ዝመልእ ሰብ፡ ትሕዝቶኡ፡ መልክዑ፡ ዕድሜኡ ወይ ዓሌቱ ብዘየገድስ፡ ህላውነቱ ጥራይ ምልኣትካን ሓጎስካን እዩ። ቤትካ እኳ ጥራሑ እንተኾነ፡ ጁባኻ እውን ንብረት እትሽምተሉ ገንዘብ ኣይሃልዎ፡ ልብኻ ግን ምሉእን ዕጉብን እዩ። ስለዝኾነ ድማ ኣብቲ ጥራሑ ቦታ፡ ውሽጥኻ ብሓጎስ ምሉእ ኮይኑ ልባዊ ሰሓቕ ንምስሓቕ ዝዓግተካ የለን። ኣብ ዓለም እቲ ዝበለጸ ነገር ምርጫኻ ምርካብ እዩ። ኣብቲ ምርጫኻ ዘለዎ፡ ኣብኡ ልብኻ ሓጎስ ኣለዎ፤ ኣብ ምርጫ ልቢ ኣብለጭለጭቲ ነገራት ቦታ የብሎምን። ገንዘብ ነይሩ ክጠፍእ ይኽእል፡ መልክዕ እውን ነይሩ ክሃስስ ይኽእል እዩ። ኪዳን ሓቀኛ ልቢ ግን ድሩት ዕድመ የብሉን—ካብ ጉብዝና ክሳብ ሽምግልና ሓደ እዩ። ኩሉ ግዜ ናይ ምስሓቕ ምኽንያት ኣሎካ! ሓንቲ ናይ መወዳእታ ምኽሪ ክህበኩም፦ ስእነት ክትካእ ይኽእል እዩ፤ ልቢ ሓንሳእ እንተተሰይሩ ግን ኩሉ ግዜ ነቓዕ እዩ። ስለዚ ልብኹም ነቒዑ ካብ ዝነብር፡ ኣብ ምጅማር ምርጫኹም ኣስተኻኽሉ። ነቲ ኣብ ስእነት ኮነ ኣብ ርኽበት ምሳኹም ዝስሕቕ እምበር፡ ነቲ ከም ነፋሒቶ ሕብሩ እናቐየረ ምስ ኩነታት ዝለዋወጥ ሰብ መሪጽኩም ልብኹም እናቚሰልኩም ከይትነብሩ ሓደራ! @ ዘፍጥረት

About