@nobledenis2: Replying to @mubirujnr1 📊 PROBABILITY TREE DIAGRAMS MADE EASY! 🔥 Struggling with probability tree diagrams? 🤔 Don’t worry! In this lesson, we break it down step by step so you can understand how to calculate probabilities with confidence. 💯 #Probability #ProbabilityTreeDiagram #Mathematics #MathsMadeEasy #nobledenis

Noble Denis
Noble Denis
Open In TikTok:
Region: UG
Monday 21 September 2026 16:06:43 GMT
6271
523
18
21

Music

Download

Comments

kevinhurt583
kevinhurt583 :
but they are picking one ball,now am confused
2026-09-22 17:00:08
1
lyronqueens1
cherry 🍒 256💙💙💙💙 :
how comes dividing first,what I learnt has no division
2026-09-22 17:50:41
0
mubirujnr1
mubirujnr1 :
Thank you boss
2026-09-21 16:11:36
3
www.simonpro.com
SIMON Uganda 👨‍🔬👩‍🔬 :
okay 👍👍
2026-09-23 05:48:49
1
tasha.wa.mummy87
tasha wa mummy :
what bout when we r using the other method
2026-09-21 19:54:22
2
user8695577083063
Reagan de Easy boy :
u are the best my teacher
2026-09-21 21:09:09
1
vegasrishi
♤♤vegas♧♧ :
thanks 😊
2026-09-21 19:56:01
1
komujunigorret
Akiikiquin :
2026-09-21 17:09:19
3
To see more videos from user @nobledenis2, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

”እንታይ በሊዕኩም ክትሓልፉዎ! ክትመቱ ዲኹም ደሊኹም!?”  ቃል በራኺ ገብረስላሰ በራኺ ኣቦ ፍትሒ ኣብ ሚኒስትሪ ፍትሒ እታ ዘይርስዓ ናይ ፍትሒ ኣጋጣሚ በራኺ ኣብ ምኒስትሪ ፍትሒ እቲ ግዜ’ቲ ኵሉ ሰብ ሆሆ--- ዝብለሉ ዝነጥረሉን ዝዕንድረሉን ግዜ እዩ ነይሩ። ”ኣብ መሬትና ከም ድሌትና!” ዘይበለ ኣይነበረን። ”ኣትን ትሃርማና ኣትን ትድስቓና ካብ ዓርቢ ምሸቴ ናጻ ኰይና መሬቴ!” ዘይደረፈ ኣይነበረን። መሬትን ሰብን ብስምዒት ተደባሊቘም እዮም። ”ኵሉ እንትናና ንዓኹም!” መውጽኢት ኣፍ ህዝቢ ኰይና ከሪማን ሓግያን። ከም ወትሩ ድማ ዘዘለካ ከካብ ዘለካ ”እንኩ!” ምባል ኰይኑ። ኣብዛ እዋን እዚኣ እምበኣር’ያ እታ ምስ በራኺ ገብረስላሰ ዘራኸበትና ኣጋጣሚ ተፈጢራ።  ሻዕብያ ኣስመራ ምስ ኣተወት እቲ ንመጀመርታን ናይ መጀመርታን ዝረኸብኩዎን ዝረኣኹዎን ሓላፊ በራኺ ገብረስላሰ እዩ። ንምኒስትሪ ፍትሒ ተረኪቡ ከወሃህድን ከመሓድርን ከሎ እየ ረኺበዮ።  ምስ ሓደ ዘመደይ ድማ እየ ናብቲ ኣኼባ ኣትየ። በራኺ ንዅሎም ሰራሕተኛታት ኣኼባ ገይሩ ምስ ወደአ ከም ትሑዝ ወፈያታት ተጀሚሩ። ልዕሊ እቲ ገንዘብ ድማ እቲ ስምዒት የገርም ነይሩ።  ”ናይ ወርሒ ደሞዝና ፈፈሪምና ከነረክብ ኢና! ንሃገርና ዘይኰነ ኣይኹን!” ኢሉ ሓደ ጐበዝ። መዓት ጣቕዒት ቦጣዕጣዕ ኢሉ ኣብ ማእከል ኣዳራሽ።  ”ኖኖ! እንታይ ናይ ወርሑ’ታ! የኽፍእካ! ናይ ሰለስተ ወርሒ ደሞዝና እምበር ፍርም ፍርም ኣቢልና ነረክብ!” ወሲኹ ሓደ ሰራሕተኛ። መዓት ጣቕዒት ኣብጣዕጢዑ ሽዑ’ውን - ኣብ ማእከል ኣዳራሽ። በራኺ ድማ መምስዝተዘርበ ርእይቶን መምስዝዘነበ ስምዒትን ይስሕቕ ነይሩ።  ”ናይ ሽድሽተ ወርሒ፡ ዋላ ናይ ዓመት ደሞዝና ዋላ እንተዀነስ እንታይ ጸገም ኣለዎ! ንህዝባዊ ግንባር ዘይኰነ ኣይኹን!” በለ ሓደ ብዓል ጥርዚ ስምዒት ሃንደበት። መዓት በጣዕጣዕ ጣቕዒት ድብልቕልቕ ኣቢሉዋ ኣዳራሽ።  በራኺ ሰሓቑ ቀጺሉ። ”በራኺ ተሓጒሱ! ኣሕጒስናዮ!” ኢሎም ዝሕጐሱን ስዒበሞ ዝስሕቁን ድማ መሊኦም።  ኣብ ከብዲ ብዙሓት ግን ብዙሕ ሕቶታት ይሕቈን ነይሩ - ሻቕሎት ዝዓብለሎ ማሕቈን።  ጣቕዒት ዘፍ ምስበለ --- በራኺ ክዛረብ ጀሚሩ --- ኵሉ ሰብ ድማ እዚ ዅሉ ወፈያን ኣበርክቶን ብኸመይ ከምዝገልጾን ከምዘመስግኖምን ክዕዘቡ ኵላ ነብሶም እዝኒ ቀይሮም ዓይኖም ኣፍጢጦም ተኸታተሉዎ። ኣዒንቲ ብዙሓት ሰባት ግን ቀባሕባሕ ይብላ ነይረን ብስክፍታ። ናይ ከይብሉኒ ስክፍታ ሰላም ስለ ዝኸልአን ግን ከም ሰበን ክዋስኣ ይፍትና ነበራ። ”ሕራይ የቐንየልና’ሞ! ኵሉ ሰሚዐዮ ኣለኹ! ብዙሕ ስምዒታት ክውሕዝ ጸኒሑ! ስምዒት ጽቡቕ፡ ግን ብዓቐን ክኸውን ኣለዎ! ልግሲ ጽቡቕ፡ ግን ብዓቐን ይዅን! ሓደ ዝገረመኒ ነገር ግን ኣሎ!” ድሕሪ ምባል ”በታ ዝተሓተት እሞ ንጀምር ደሓን። ናይ ወርሒ ደሞዝኩም ከተወፍዩ ኢኹም ከኣ ንበል። ፍርም ኣቢልኩም ኣረኪብኩማ እንተኼድኩም ግን ናብ ገገዛኹም እንታይ ሒዝኩም ክትኣትዉ ኢኹም? ነታ ወርሒኸ እንታይ በሊዕኩም ክትሓልፉዋ ኢኹም? ናብታ ትቕጽል ወርሒ ብኸመይ ክትሰግሩ ኢኹም? ካብ ደሞዝኩም እኮእዩ ትጽቢትኩም፡ ንሳ እያኮ ወርሒ ከተጽንሓኩም! ሂወትኩም ካብ ኢድ ናብ ኣፍ ምዃኑኮ ንፈልጥ ኢና! ብዝዀነ ስክፍታኹም ይርድኣኒ እዩ። ኵሉ ግን ብዓቐን ይኹን። ናይ ወርሒ ደሞዝኩም ኣብ ሰለስተ ወርሒ እናተቘርጸ ዝኽፈል ግበሩዎ ድሓን!” ምስ በለ ሽዑ’ውን ጣቕዒት ኣብጣዕጢዑ። ብዙሓት ስኩፋት ድማ ኣተንፊሶም!  ኵሉ እንትና ክወሃብ ከሎ፡ እታ ክንዲ ጭባጦን ክንዲ ኣድማስን እትኸውን ልቢ ቅልጥ ኣቢልካ ምሃብ ግን እቲ ዝዓበየ ዕንወት ፈጢራ።

About