@_xiwiuu_: TÚI XÁCH HAPAS #HAPAS #QUATANG2010 #QUATANGHAPAS #HAPASsuperbrandday #TuixachHAPAS

_xiwiuu_
_xiwiuu_
Open In TikTok:
Region: VN
Monday 21 September 2026 19:10:46 GMT
1270
1
0
1

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @_xiwiuu_, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

1) ኣፍሪቃውያን ስቅ ትብል ተዛሪባ ዘይትፈልጥ መማህርቶም ጠኒሳ እንተሪኦማ
1) ኣፍሪቃውያን ስቅ ትብል ተዛሪባ ዘይትፈልጥ መማህርቶም ጠኒሳ እንተሪኦማ "እዚኣ ከመይ ኢላ ጠኒሳ ኣፍ ኣውጺኣ ክትዛረብ'ኮ ሰሚዕናያ ዘይንፈልጥ" ይብሉ ሓወይ ናተይ ብንብረታ እምበር ብኣፋ ኣይኮነትን'ኮ ጠኒሳ። 2) ኣብ ኤሮጳ ኣወዳት ተምበርኪኾም ኣብ ኢዶም ካቲም ሒዞም ነፍቃሪቶም "ትምርዓውኒ ዲኺ ? " ኢሎም ይሓቱ, ኣብ ኣፍሪቃ ድማ በንጻሩ ኣዋልድ ተንበርኪኸን ኣብ ኢደን ቆልዓ ሓቁፈን ነፍቃሪአን " ቆልዓኻ እዩ እመነሉ በጃኻ ?" ክብላ ይጸንሓኻ ። 3) ሓንቲ ጓል ኣብ Facebook ስእሊ እንተእትያ እቲ ተፍቅሮን ትፈትዎን ኣፍቃሪኣ like ጌርላ ጥራይ እዩ ዝሓልፍ መሳኪን እቶም ከም ሰብ ዘኪራቶም ዘይትፈልጥ ድማ ኣብ ኮመንት "waww, wooowww, weeeww....." ክብሉ ይውዕሉ። 4) ደቂ ኣንስትዮ ስለምንታይ ኩዕሶ እግሪ ብዙሕ ዘይጻወታ ምኽንያቱ 11 ተጻወትቲ ሓደ ዓይነት ክዳን ተኸዲነን ሜዳ ክኣትዋ ስለ ዘይደልያ ። 5) ኣፍሪቃውያን ብሓንቲ joke ሰለስተ ግዜ ይስሕቁ 1ይ. ከይተረዳኣቶም ግና ኩሉ ሰብ ስሒቁ ኢሎም ይስሕቁ 2ይ. ጸኒሓ እታ joke ስለ ዝተረድአቶም ክርትም ኢሎም ይስሕቁ 3ይ. ድማ ኣብቲ መጀመርታ ከይተረዳኣቶም ሰብ ስሒቁ ኢሎም ብምስሓቆም ዘኪሮም በይኖም ይስሕቁ። ካብ ኩለን ኬፍ ዝሃበትኩም ቁጽሪ ኣብ ኮመንት ጽሓፍዋ።

About