@user7287307811347: ❖❖❖ ማሓዛይ ❖❖❖ መዳርግቲ ኣልቦ ውህብተይ ብርሃን ትኮነኒ ከም ድሌተይ ሙርኩሰይ እያ ኣብ ድካመይ ኣይገልፀክን ብርዒ ቀለመይ ★★★★★★★★★★ ተስፋ ክቆርፅ ሓቦ ተስንቀኒ ኣብ ሓዘነይ ወትሩ ዘይትፍልየኒ እምነት ተሓንጊጣ ፀበባ ተስግረኒ ወርቂ ዝኮነት ማሓዛይ ኣለትኒ ☆☆☆☆☆☆☆☆☆☆ ገላሂት መንገደይ ልክዕ ከም ኣዶ እቲ ፀገማት ምስኣ እንድየ ዝከዶ ምክሪ ትልግሰለን ውሽጣ ዝወለዶ ሕልመይ የሳክዕ ተላዒለ ካብ ባዶ ✍️✍️✍️✍️✍️✍️✍️✍️ ድሕሪ ፃዕሪ ከምዘሎ ዓወት ምሂራትኒ ትርጉም ህይወት ብሓቂ እሕዚላትኒ ቃል እምነት ማሓዘይ ሂቡኒ ፈጣሪ ብሕውነት ❖❖❖❖❖❖❖❖❖❖❖ ምስለይ ክብላ ልሳና ፅቡቅ ኣለዋ ልቦና መሬት ዘይወድቅ ቃላታ ሙዑሩይ ልቢ ዘሕንቅቅ ማሓዛይ ኣለትኒ ካብ ፀሓይ ትደምቅ። ገጣሚ ነዊሕ ተጓዓዛይ 07/01/2019 ዓ.ም 😍💝👭💐

ራኪ ዕባይ ሃገረሰብ💥💝🌺
ራኪ ዕባይ ሃገረሰብ💥💝🌺
Open In TikTok:
Region: SA
Tuesday 22 September 2026 13:13:42 GMT
219
29
4
1

Music

Download

Comments

ngsti366
Tiji gal gerie :
🙏❤🥰
2026-09-22 16:54:29
0
ngsti366
Tiji gal gerie :
💖💖💖
2026-09-22 16:54:09
0
ngsti366
Tiji gal gerie :
🥰🥰🥰
2026-09-22 16:54:03
0
yedngl.maryam.lij30
Yedngl Maryam Lij :
❤️❤️❤️❤️
2026-09-22 17:16:42
0
To see more videos from user @user7287307811347, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About