@djclieu: VERYDARKMAN talks about some people trying to cancel him online… #fyppppppppppppppppppppppp #verydarkman #foryoupage #fypシ゚viral #fypage

@Djclieu
@Djclieu
Open In TikTok:
Region: NG
Tuesday 22 September 2026 16:04:42 GMT
27
4
0
1

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @djclieu, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ካብ ዓለምለኻውያን ጸሓፍቲ ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝቐረበ ሕቶ 'መርትዖ ህይወት' እሱራት ጋዜጠኛታት - - - -  ተዓወትቲ ስልማት ኖበልን ቡከርን ዝርከብዎም ካብ መላእ ዓለም ዝተዋጽኡ 188 ውሩያት ጸሓፍቲ፡ ኣብ ኤርትራ ካብ ዝእሰሩ መበል 25 ዓመቶም ንዘቝጸሩ 12 ጋዜጠኛታትን ደረስትን
ካብ ዓለምለኻውያን ጸሓፍቲ ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝቐረበ ሕቶ 'መርትዖ ህይወት' እሱራት ጋዜጠኛታት - - - - ተዓወትቲ ስልማት ኖበልን ቡከርን ዝርከብዎም ካብ መላእ ዓለም ዝተዋጽኡ 188 ውሩያት ጸሓፍቲ፡ ኣብ ኤርትራ ካብ ዝእሰሩ መበል 25 ዓመቶም ንዘቝጸሩ 12 ጋዜጠኛታትን ደረስትን "ብህይወት ምህላዎም ዘረጋግጽ መርትዖ" ክወሃብ ዝሓትት ክፉት ደብዳበ ናብ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ልኢኾም። እዚ ብማሕበር ጸሓፍቲ ዓለም (PEN International) ኣቢሉ ዝተዘርግሐ ጻውዒት፡ ነቲ ኣብ 18 መስከረም 2001 ኣብ ልዕሊ ናጻ ፕረስን ነቐፍቲ ምምሕዳር ፕረዚደንት ኢሳይያስን ዝተወስደ ስጕምቲ ስዒቡ፡ ደሃዮም ንዝጠፍአ ጋዜጠኛታት መዕለቢ ንምግባር ዝዓለመ እዩ። እዚ ስጕምቲ'ዚ፡ ንርብዒ ዘመን ዝቐጸለ ስቓይ ስድራቤታት፡ ዝተቘጽየ መሰል ናጽነት ሓሳባት፡ ከምኡ'ውን ዘይተመለሱ ዓለምለኻውያን ሕቶታት ዳግማይ ናብ መድረኽ ዘምጽአ ኰይኑ ኣሎ። እቶም ፈረምቲ ኣብ ደብዳበኦም፡ "መጻኢ ኤርትራ ብብሩሃት ኣእምሮኣ እምበር፡ ንዓኣቶም ብምዕፋን ክህነጽ የብሉን፤ ዝዀነ ጸሓፊ ወይ ጋዜጠኛ ሓሳቡ ብሰላማዊ መንገዲ ስለ ዝገለጸ ጥራይ ብግዲ ክስወር ኣይግባእን፡" ክብሉ ኣስሚሮምሉ። ኣስዒቦም ድማ፡ "ንዅሎም ብዘይ ፍርዲ ዝተኣስሩ ኤርትራውያን ጸሓፍትን ነቐፍትን፡ ብህይወት ምህላዎም ዘረጋግጽ ቅልጡፍን ዝተረጋገጸን መርትዖ ኣቕርቡ፡" ዝብል ሓደ ህጹጽ ጠለብ ኣቕሪቦም ኣለዉ። እቲ ኣብ መስከረም 2001 ዝተወስደ ስጕምቲ፡ ካብቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተኻየደ ደማዊ ናይ ዶብ ኲናት ስዒቡ ዝተኸስተ ፖለቲካውን ቍጠባውን ቅልውላው ዝነቐለ ምዃኑ እዩ ዝግለጽ። ኣብቲ እዋን፡ ሓያሎ ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስትን ጀነራላትን (ጕጅለ 15 ተባሂሎም ዝፍለጡ)፡ ቅዋም እታ ሃገር ኣብ ግብሪ ክውዕል፡ ሃገራዊ ምርጫ ክካየድን ፖለቲካዊ ጽገናታት ክግበርን ብጋህዲ ክሓቱ ጀሚሮም ነይሮም። ኣብታ ሃገር ልዑል ዕብየትን ተነባብነትን ዘርእያ ዝነበራ ከም ቀስተ ደመና፡ ሰቲት፡ ዘመን፡ መቓልሕ፡ ጽጌናይን ኣድማስን ዝኣመሰላ ጋዜጣታት ብሕቲ፡ ነቲ ኣብ መንጎ መንግስትን ጕጅለ 15ን ዝነበረ ክትዓት ብግሉጽነት ናብ ህዝቢ ኣብ ምብጻሕ ከም ባይታ ኰይነን ኣገልጊለን። ይዅን'ምበር፡ እቲ ዝተፈጥረ ፖለቲካዊ ምሕቋን ነዊሕ ከይጸንሐ፡ ብ18 መስከረም 2001 መንግስቲ ኤርትራ ንዅለን ናጻ ጋዜጣታት ሃንደበት ዓጽዩ፡ ነቶም ኣሰናዳእትን ጸሓፍትን ብዘይ ፍርዲ ናብ ቤት ማእሰርቲ ኣእተዎም። ##eritrea ##bbcnewstigrinya #prison #ኤርትራ #peninternational

About