@ism4cil7: Prime vini jr🙌🔥Next yaa ka soo dhigaa #foryoupage #viral #fyp #viralvideo #viewsproblem

OᗪI KᗩTᗩᗷTᗴ:🖤))
OᗪI KᗩTᗩᗷTᗴ:🖤))
Open In TikTok:
Region: SO
Tuesday 22 September 2026 18:44:57 GMT
381
34
0
3

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @ism4cil7, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

እንታይ ኮይንኩም ደኣ ሆሆ ሆሆ ትብሉ ኣለኹም እንዳ'ባ 🤔 ቐደም'ሲ ንሓንቲ በይና ኣብ ሓደ ዓዲ ትነብር ሰበይቲ ነበረት እሞ ግዜ ሓይሊ'ዩ ሓደ ቐሺ በመንገዲ መሓዛኣን ፈታዊታን ዝተፋለጠቶ ማዕጾ ገዛኣ ገም ገም ይብለላ'ሞ፥
እንታይ ኮይንኩም ደኣ ሆሆ ሆሆ ትብሉ ኣለኹም እንዳ'ባ 🤔 ቐደም'ሲ ንሓንቲ በይና ኣብ ሓደ ዓዲ ትነብር ሰበይቲ ነበረት እሞ ግዜ ሓይሊ'ዩ ሓደ ቐሺ በመንገዲ መሓዛኣን ፈታዊታን ዝተፋለጠቶ ማዕጾ ገዛኣ ገም ገም ይብለላ'ሞ፥ "መን" ክትብል ሓተተት። እቲ ኣባት ነብሲ መሓዛኣ ዝኾነ ቐሺ"ኣነ እየ "ቢሉ ይምልስ። በስምኣብ!! እንታይ ደኣ ኣብ ዘይ ግዝኡ ናብዚ ኣምጻኣኩም ኣባ-ቐሺ ቢላ ሓተተቶም። እቶም ቐሺ ከኣ "እወ'ዛ ጓለይ ዲያብሎስ ጻድቕ ሰብ መስሉ ንደቂ ኣዳም ንመውሱቦ ይሃድኖም ኣሎ'ሞ ብፋጣሪ ዝተረግመ ዲያብሎስ ሰብ ፉጡር ወዲ ኣዳም ውን ኣሎ ክብለኪ እለ እየ መጽአ''ክብል መለሰላ ። በቲ ሙሱውሱው ናይቲ ኣባት ነብሳ ዝተገረመት ሰበይቲ "እዋይ ይፍቲ እስከ በሉ ኣባ ቐሺ'የ" ጉምቡስ ቢላ ተሳለመቶም። ሰብኣይ ካብ ፍርሒ ናብ ድፍረት ገጾም ፍሽኽ በሉ። ሰበይቲ ከኣ ጽብቅ ኣቀባብላ ጋሻ ገበረትሎም። ቡና መናምን ክትብል ሓፍ ጉምብሕ ሓፍ ጉምብሕ ክትብል ከላ ሰብኣይ ልቡንን ቐልቡን ምሳኣ ንዮው ነጆው በለ። ኦይ ዛጓለይ ንዒ ደኣ ካብ ቡንኪ ዕላልኪን ቑንጅናኺን ክንዲ ቡነይ እዩ ኣብዛ ኮነይ ኮፎ በሊ ክብሉ ብድፍረት ተዛረቡዋ። ሰበይቲ ኣጎዛ ሰሕብ ኣቢላ ኮፎ ክትብል ድሕሪኣ ህብ ኣብለትሎም እሞ ። "ባዓልዚ" ክብሉ ጠፍ ኣበሉዋ ።ሰበይቲ ፉጹም ካብቲ ሰብኣይ ሓስባቶን ሓልማቶን ዘይትፈልጥ ነገር ሓደጋ ኮና። እዋ ኣባ ቐሺ ደያብሎስ ከየጋግየና ነስሓ እንዳ እንዳ ገበርኩምልና ባዕለኹም ስራሕ ዲያብሎ ክትሰርሑ፥ ቢላ ብነድሪ ተዛረበቶም'ሞ እቶም ቐሺ ከኣ"እወ'ዛ ጓለይ ሓቅኺ ግን ቐሺ ዝበለኪ ክትገብሪ ቐሺ ዝገበሮ ከኣ ከይትገብሪ እዩ እቲ ነስሓ ዝእዝዝ" ክብል መለሰላ ይባሃል። ስለዚ እዚ ሸይጣን ኣቐዲሙ ንኣዳምን ሄዋንን ዘጋገየ ዲያብሎስ። ሎሚ ነዞሞ ኣቦና ሰብ መሰል ዲያብሎስ ቁራጽ ሸይጣን ኮነይ እሉ ሰብ መሰል ዲያብሎሳት ልእኹ ንደቂ ኣዳም ካብቲ እምነቶን ናይ ጽድቂ መንገዶም ከስሕቶም ከም ዝኽእል እቶም ኣቦና ኣብ መንፈሳዊ ትምህርቶም ኣቐዲሞም ኣስተምህሮም እዮም🤔 እዞም ኣቦና ብዙሕ ፈተነ ዘሕለፉ እዮም፡ቅድሚ ሕጂ ውን ሓንቲ ዲያብሎስ ኣንስጻር እቶም ንሶም ዝግፉዎ ጉጅለ ማለሊት ዝተላኣኸት"ብሓይሊ ከም ዝዓመጹዋን ካብኦም ውላድ ከም ዘለዋን ኣብ ቅድሚ ዓለም ገጻ ከፍታ ከም ኣወንጀላቶም ከም ዝነበረት ናይ ትማሊ ሩሑቅ ግዜ ዘይኮነ ዘይርሳዕ ተዘኩሮ ኮይኑ!!!!🤔🤔🤔🤔ዕድል እንተ ረኺቡ ካብኡ ኣይትሕከፉ እሉ ከም ፈረስ እንተ ኣጋለበን'ስ እንትስይ እንታይ ጸገም'ዶ ኣለዎ እዩ🤓 @highlight @

About